ኣብዚ ዘሎናዮ መበል 21 ክፍለ ዘመን፣ ዝዓበየ ቤት ማእሰርቲ ዓለም አርትራ እያ።

Ist möglicherweise ein Bild von 1 Person und Text „"The greatest prison people live in is the fear of what other people think." David Icke“

ድሕሪ 30 ዓመታት ቃልሲ ልኡላዊነት ኤርትራን ጥብ ዝበለት ማይን ብማዕረ ገርካ ክትዕቀብ ቀሊል እዩ። ኣብዛ ብባህርያዊ ጸጋ ዝበልጸገት ኤርትራ፣ ከምዚ ዝኣመሰለ ትኣምራታዊ ዕማም ክትፍጽም ግና ልዕሊ ቁጠባ፡ ኣብ ግዜ ሽግር ወኪል ምዕራባውያን ሰላዪ መራሒ ዘይኮነስ፣ ወደባትን ሓያልን ብዓል ራእiን  መራሒ የድልያ። ሰላዪ ኢሰያስ ግን፣ ካብ ኣምሆ ዘመን 1970 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ንስትራተጂክዊ ረብሓ ምዕራባውያን ተዓሲቡ ንንክሽቅል፣ ምስጢራዊ ው°ል ምስ ሲኣይኤ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ከማዝኣተው ገርሄኛ ህዝቢ ኤርትራ እየለለዮን። እንሆ እምብኣር ሎሚ ኤርትራ ኣብ ድልሃመት ተሸኲላ ትርከብ። ተመክሮ ምምራሕን ብቕዓትን ዝነበሮም ደቂ ህገር ኣብ ጎዳጉዲ ኣስፊሩ፣ ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዕንክሊል ይብል ኣሎ። ህዝባዊ ግንባር ግን ነዚ ኣይኮነን ዋዕሮታትን ኣናብስን ዘጥፍኤ። ኢሰያስ ምስ ጎይተቱ ኮይኑ፣ ነቲ ንጹር ራእዩን ቅኑዕ መስመር ህዝቢ ኤርትራን ፈጊሩ፣ ንህዝቢ ኤርትራ  ኣብ ሓዲግመዲግ ኣውዲቑዎ ይርከብ።  “ንኺድ ጥራይ ብርሃን’ዩ ቕድሜና” እናበልካ ኣብ ጸልማትን ኣብ ደልሃመትን ምእትው ግን ሃየንታዩ!

Ist möglicherweise ein Bild von Himmel und Gewässer

እዚ ኩሉ ዘይተኣደነ ስልጣናት ክዕድሎ ጸኒሑስ፣ ከይበልዓለን ዝዓረበ ወይጦ ኢሰያስ ነበር፣ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም።

Ist möglicherweise ein Bild von 1 Person

ኣብዚ እዋንዚ፣ ንመላእ ሰራዊት ኤርትራ፣ እንዳሰለለ ዘኣስርን ዘረሽንን ዘሎ፣
ብስለላ መርበብ ሞሳድ መጀርጀነራል ዘበለ ካብ ማይቤት ትግራይ ዝዀነ ኣብርሃ ካሳ።

Ist möglicherweise ein Bild von 1 Person und Text

Ist möglicherweise ein Bild von 2 Personen und Text

 

Keine Fotobeschreibung verfügbar.

ኢርትራ ሎሚ ብመን ትግዛእ እላ? ዕደና ወርቂ ቢሻ መን ይዘምቶሎ ስለምንታ?

Ist möglicherweise ein Bild von Himmel und Text

እዛ ውዕሮ ሎሚ እንተትህሉ እንታይኮን  ምበለት?

Ist möglicherweise ein Bild von 1 Person

 

 

#Eritrea#AANMEDIA #Ethiopia#Tigray ሰለስቲኡ ሓይልታት ውግእ ማለት ኣጋር፡መካናይዝድን ሓይሊ ኣየርን ዘጣመረ ከቢድን ወሳንን ውግእ

 

Where is Sebhat Eurem?

Ist möglicherweise ein Bild von 1 Person