Hurricane Jose: The Secret Weapon

Why was Hurricane Jose parked within striking distance of the UN General Assembly meeting on September 19th? The Millennium Report The NWO globalists did the very same thing prior to the final Paris Climate Accord meetings in 2015. Then it was the coordinated Paris...

ማእለያ ዘይብሉ ባጀት ንኣጽዋር ውግእ እተውጽእ ሃገር ትፈልጡዋዶ? ስለምንታይከ? ንመንግስቲ ኣሜሪካ ዝእዝዞ ስዉር ሓይሊ መን ምዃኑኸ ትፈልጡዎዶ??

ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ እዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ዝላገጽዎ ዘለው ላግጺ፣ መዋዳደርቲ የብሉን። ብርግጽ ግና ንህዝቦም ለኪሞም ክዓርቡ እንተዘይኮይኖም እዚ ኩሉ ዘጋይዱዎ ዘለው ላግጺ ፈጺሙ ኣየዋጽኦምን እዩ። ንቀያሕቲ ህንዳውያን ኣጽኒቶም መርሬቶም ዘሚቶም። ንጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ከም ኣኹሑት ተላጊጾምሎም። ክሳብ ሎሚ ድማ ብቴክኖሎጂ ዝፈጠሮ ቀዛፊ ሕማምን ክታበትን aንዳገበሩ ንዚ ዝሎሚ ዘሎ ወለዶ ጸለምቲ ይጽንቱዎ ኣሎው። እቲ...

ትፈልጡዎ? ኤርትራ ኣበይ ትርከብ? ሃብታም ድያኸ ድኻ?

Eritrea is located in northeast Africa, between Sudan and Ethiopia. ኤሪትራ እብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን እትርከብ ንእሽቶን፣ ግንከኣ ብባህርያዊ ጸጋ ዝበልጸገት ሃገር እያ። እዛ ሃገር እዚኣ፣ (121,000 km 47,000 miles) ሚእትን ዕስራን ሓደን ሽሕ ትርብዒት ሜተር ወይከኣ 47 ሽሕ ትርብዒት ማይልስ ዝግፍሓታ፣ ክንዲ ኣውራጃ ኒውዮርክ እትኸውን...

ታሪኽ እቲ ዝበለጸ መድሃኒት ሕሙም ኣእምሮ እዩ።

ሲስተም ንሲስተም ይምክት፣ ሃገር ድማ ንሓንቲ ሃገር ትምክት። ናትካ ሲስተም እንተድኣ ዘይብልካ፣ ናትካ ሃገር ድማ የብልካን። ይሁዳውያን ወይ ጽዮናውያን፣ ጽኑዕ ሲስተም ስለዝሓንጸጹን ካብ ጥንቲ ጀሚሮም እንዳኣማዕበሉዎ ስለዝመጹን እዮም ንዓለም ክሳብ ሎሚ ሓያላት ኮይኖም ዝገዝኡዋ ዘለው። ኩሉ ዝገብሩዎ ድማ ኣብ ጥንቆላን ረቂቕ ሃይማኖትን ዝተመርኮሰ ውዲት እዩ። We are not dealing with theory. We are...

ኩሉ ታሪኻዊ መለለዪ መንነት ምዕራባውያን ፣ ካብ ኣፍሪቃን፣ ካብ ግብጽን ዝተዘምተ እዩ። ግድነት ተኻታተልቲ ክትርእዩዎ ዝግባእ ታሪኻዊ ኣውድዮቪ ቪዝዋል ሓበሬታ።።

Reveals the secrets of Washignton D.C. ብ Anthony T. Browder ግድነት ክስማዕን ክርኣይን ዘለዎ ቪድዮ። እቶም ኣብ ቫቲካንን ዋሽንግቶንን፣ ሎንደንን ሮማን፣ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ተተኺሎም ዘለው ሓውልታት፣ ካብ ግብጺ ዝተዘምቱ እዮም። እቲ ምልክት ብዙሓት ሃገራት ኤውሮጳን ኣሜሪካን ድማ፣ ምልክት ኣውሳር ዝተባህለ ንጉስ ግብጺ እዩ ዝነበረ። እቲ ስርቅን ፍግርን ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኣመል...