ትርጉም ምድረ ባሕሪ፣
ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብን፣ ብቀይሕ ባሕሪን ብፈለግ ኒልን፣ ተከዘን ኣትባራን ዝማእከለን፣ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ህዝቢ ዝሰፍሩዎ ሃገር ማለት እዩ። ግንከኣ ምኣዛ ዘለዎ ክላይመትን፣ ባህርያዊ ጸጋታት ከም ክቡር ማዕድናት ዝሕፈሶ ሃብታም መሬትን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ድማ ክሳብ ማሕበር ሰይጣን ህግደፍ ነስመራ ዝቕልቀሉ፣ቅዱስ ኦሪታዊ እምነትን፣ ኩሩዕ መንነትን ጽፉፍ ታሪኽን፣ፍትሓዊ ሕገንዳባን፣ ዴሳዊ ምሕደራን ዝነበሮ ሃገር ስለዝኾነ፣ጽዮናውያን ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ፣ዝብህጉዎ ዘለው እዩ።
እዚ ጽሑፍዚ፣ ብፍላይ ነቶም ንቆየቛ ፓልቶክ፣ ከም ወልፊ ዝወስዱዎን፣በቶም ኣብ መርበብ ህግደፍ መስከረም ኔት ዕንክሊ ዝብሉ ግንከኣ ኣረገውቲ ኮራኽር ህግደፍ ዝተሓንጠጠ ሓቂ መሲሉዎም ጽሕፋት ንምንባብ ዝህንጠዩን፣ከምኡውን ካብ ዓዋተ ኮምን ኣስላማዊ ፍልስፍና ንምርካብ ብተስፋ ኮለል ዝብሉን፣ ኣብ ኣሰና ኮም ዝዝርጋሕ ድምጽን ጽሑፍን ቅኑዕ መሲሉዎም ተወሊፎም ዝከታተሉን፣ከምኡውን፣ኣብ ተጎርባ ኦርግ ዝተባህለ መርበብ ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸሎቶም ዝኾኑን ግንከኣ ኣምሆ ዘመን ንዝሞቱን ተቓወምቲ ክጽውዑ ዝሓድሩን ዝውዕሉን ህሙላት ዝከታተሉን፣ወይ ከም ወልፊ ወሲዶም ዝስዕቡዎ ዘለው ደቂ ኣግኣዝያን፣ መታን ሓቂ ፈሊጦም ንጸላእቶም ከኣ ኣለልዮም፣ ሓቢሮም ብነብሰ ምትእምማንን ብሓቅን፣ ንመነቶም ክቃለሱ ተባሂሉ ዝተዳለወ 2ይ ፍሉይ ሕታም እዩ። “ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ህዝበይ” ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ።
1ይ) ምድረ-ባሕሪ፣ሃገረ-ኣግኣዝያን፣ ብቀይሕ ባሕሪ ዝተኸበን፣ ብፈልፋል ፈለግ ኒልን ተከዘን ዝማእከለን፣ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከቡ ግእዛዊ ቋንቋ ትግሪኛ ዝዛረቡ ህዝቢ ካብ 9ይ ክፍለ.ዘመን ቅ.ል.ክ. ጀሚሮም ዝነብሩሉ መሬት ማለት እዩ።
እቲ ሃገር በቲ ዝዓበየ ቀይሕ ባሕሪ ዝብሃል ባሕሪ ተኸቢቡ ስለዝርከብን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ድማ፣ እቶም ትግሪኛ ተዛራረብቲ ህዝቢ ኣጋእዝያን ዝነብሩሉን፣ ግንከኣ መኣዛ ዘለዎ ኣየር ተተንፍሰሉን፣ ብባህርያዊ ጸጋ ከኣ ዝተዓደለን፣ ብኤሮጳውያን ግና ዝተባህገን ሃገር እዩ። እወ፣ ህዝቢ ኣግኣዝያን ክሳብ ወራር ቱርኪ ንገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝተቐልቀለሉ ዘመን፣ 15 ክፍለ ዘመን ማለትዩ፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ እዮም ንመዋእል ሓራ ኮይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ። ግዝኣት ቱርኪ ኦቶማን ሞናርኪ፣ ንከባቢ ዓሰብን ኣዱሊስን ባጽዕን ምስ ወረረ ግና፣ ኩሎም ትግራዎት ዝኹኑ እዞም ሎሚ ኤርትራውያ ዝብሃሉን፣ ካብቲ ገምገም ባሕሪ ኣብቲ ሎሚ ሓማሴንን ኣከለጉዛይን፣ ሰራየን ዝብሃል ዘሎ ምድሪ ከበስን፣ ኣብቲ ጎቦታት ሳሕልን ምድረ መንሳዕን፣ ትግራዎት ድማ ንጎቦታት ተንቤንን ሽረን ዓድዋን ዋልቃይት ጸገደን ወዘተ….፣ ዘሎ ቦታታት ክግዕዙ ተገደዱ።
ህዝቢ ኣገኣዝያን፣ ኣብ ዘመነ ሮማውያን ብስርዓት ኣብ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነግዱ ዝነበሩ ምዕቡላት ህዝቢ እዮም ዝነበሩ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ግዜ ንግስነት ኣኽሱም፣ ምዕባሌ ደቂ ኣገኣዝያን ምስ ሮማውያን ዝወዳደር እዩ ዝነበረ። ስለዚ በዚ መኽንያት እዚ እቲ ህዝቢ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ይንብር ስለ ዝነበረ፣ እቲ ምሬት ምድረባሕሪ ክስመ ባህርያዊን መጎታዊን እኳድኣ ታሪኻዊን መርትዖን መሰረታዊ ሓቂ ዘለዎ ስም እዩ።
2ይ) ባሕሪ ዘለዎ ሃገር ዘመሓድር ንጉስ
እቶም ኣመሓደርቲ ነገስታት ምድረ-ባሕሪ (ሎሚ እዛ ብ”ንጉስ ትግራይ” ኢሰያስ ኣፈወርቂ “ሓዳስ ኤርትራ” ትብሃል ዘላ)፣እቶም ኩሎም ኣመሓደርቲ ምድረ-ባሕሪ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ክሳብ 16 ክፍለዘመን ባሕረ ነገስታት ማለት ብባሕረ-ነጋሲ (ባህረ-ነጋሽ) ትምሓደር ነበረት። እዚ ከኣ መጎታዊን ሓቀኛ መርትዖን (ፕላውዚብሊቲ) ዘለዎ ታሪኽ እዩ።
3ይ) መሬት ሓማሴን፣
እዚ ስም እዚ መጸውዒ መላእ ምድረ-ባሕሪ ድኣ እምበር፣ ነዛ ክሳብ ህግደፍ ዝኣቱ “ኣውራጃ ሓማሴን” ትብሃል ዝነበረት ጥራይ ኣይኮነን።ሎሚ እዛ ጥንታዊት ኣውራኋ እዚኣ ግና፣ ካብቲ ሕገ እልቦ ጭፍራ ህግደፍ ካብ ዱርን በረኻ ነኣስመራ ዝኣተውሉ ግዜ ጀሚራ ስም ኣልቦ ኮይና ኣላ። ብርግጽ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኩሉ እቲ ዓዲ ጀጋኑ ዝነበረ ኣውራጃታት፣ክሳብ ህግደፍ ብዘይ ሕጊ ኣብ ስልጣን ዝውጣሕ፣በስማት ጀጋኑ ኣቦታት እዩ ክጽዋዕ ጸኒሑ። ንመረዳእታ፣ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ፣ ብስም ኣከለን ጉዛይን ተጸዊዑ። ወረዳ ጽንዓደግለ ድማ ብስም ጽንዓይን ደግለልን ተሰዪሙ። ወረዳ ድንበዛን ብስም ኣባሓጎና ልኡል ወደባት ድንበዛን ተጸዊዑ። ንመረዳእታ ድንበዛን፣ ንሓማሴን ዝፈረየ እዩ። ኣብ 7 ደቀተሽም 8ናዮም ሙሳን ድማ ብስም ኣባኻጉኦም ተሽም እዩ ተጸዊዑ። ምለዛናይ ብስም ዛኖይ ተጸዊዑ። ዓዲ ንኣምን ድማ ብስም ኣቦሓጎና ንኣምን ብዓል ሓለንጊ እዩ ተጸዊዑ።
ንመረዳእታ፣ ሎሚ ንኣውራጃ ሓማሴን ህግደፍ ተማሲሖማ ኣለው። ማለት ደቂ ወሰን ዝነበሩ ብኢደ ወነኖም ደቂ ማእከል ኮይኖም ይላገጹ ኣለው ንግዜኡ። እወ እቲ ፍርቂ ሓማሴን ኣውራጃ እምብኣር፣ ብዞባ ዓንሰባ፣ ዞባ ሰሜናዊ ባሕርን፣ ደቡብን ዝብል ብመሰረትን ታሪኽን ዘይብሉ፣ ጽውጽዋይ ኣስማት፣ ግንከኣ መደብ ኮሎንያል ጣልያን ዝነበረ ውዲታዊ ፕሮጀክት እዩ። ሎሚ ኣውራጃ ሓማሴን ተቆራሪጻ መሃነና ጠፊኡ ዘሎ ኣውራጃ እያ። እቶም ትኖሎጂካዊ መጽናዕቲ፣ ትምህርቲ ወለዶን መበቆልን ህዝብታትን ዓሌታትን መጽናዕቲ ዘካይዱ ሊቃውንቲ፣ ንሓማሴን ክገልጹዋ ከለው፣ ካብ ዓሌት ወይ ዘርኢ ሓማውያንን ሴማውያንን (ካብ ዘርኢ ኩሽን ሴምን ዝተሓናፈጹ ህዝቢ እዮም ይብሉ።
ሓያሎ ተማራመርቲ ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ድማ፣ ካብ ዘመነ ዘጽኣት ወይ ዘመን ሙሴ ጀሚሮም፣ እብ ገማግም ባሕሪ ስለዝነብሩ፣ ካብ ሓምበሰ ዝብል ቃል ዝተፈጥረ ስም እዩ ይብሉ። እቲ ቀንዲ ክእመን ዝክኣል ግና እቲ ካብ ዘርኢ ሐሚቲክን ሴሚትክን ወይከኣ ሰማውያንን ሓማውያንን (ኩሽ) ዝብል ቃል እዩ።
እምብኣር ኣቲ ታሪኽ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ ኣብ ቦትኡ ከሎ እዩ፣ ብኮሎንያል ጣልያን ኣልዕል ኣቢልካ ዝተሰንዐ ባዕዳዊ ግሪኻዊ ቃል “ኤርትራ” ተባሂላ ተጠሚቓ። እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ፣ እቲ ሕብሪ ኣግኣዝያን ዘለዎም መሃንሳት ህግደፍ ከኣ ነቲ ኮሎንያል ጣልያን ዝመሃዞ ስም ኩሓሒሎም ይኣይ “ሓዳስ አርትራ” ዝብል መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ካልእይ ጥምቀት ራዛ ናየብኡ ሓዛ። ብቐደሙስ ካብ aእንዳ ህግደፍ እንታይ ትጽበ። ካብ ዝብኢዶ ዕጽሚ እንድዩ እቲ ጉዳይ። ክንድይኳ፣ እዛ ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለት መሬት ከነኣን፣ ካብ ድሕሪ ሙሴ ንባሕሪ ጨዲዱ ንምድረባሕር ዝኣተወሉ እዋን ጀሚራ ጥንታዊት ምድረ–ባሕሪ፣ ወይ ድማ ምድረ–ኣገኣዝያን ተባሂላ ትስመ ዝነበረት ስትራተጃዊት ሃገር ጀጋኑ ክነሳ፣ ኮሎንያል ጣልያን ብውዲት ስለላን ኮለላን ዓባይ ብሪጣንያ ተደጊፉ በከመይ ከምዝወረራ ኣብ ዝቕጽል ክግለጽ እዩ። ፋሺስታዊ ኮሎንያል ጣልያን ስለምንታይከ ስማ ቀዪሩዎ ንዝብል ሕቶውን ገና ከነብርሆ ኢና። ህግደፍከ ድሕሪ 30 ዓመታት “ሰውራ” ምክያድ ስለምንታይ ነቲ መለለዪ መንነትን ዝኾነ ጥንታዊን ስም ምድረ–ባሕሪ ረሲዑ፣ እኳድኣ ነቲ ብኮሎንያል ጣልያን ዝትጸውዐ “አርትራ” ዝብሃል ስም ከም መቐጸልታ ኮሎንያል መግዛእቲ ጣልያን ተቐቢሉ፣ “ሓዳስ ኤርትራ” ኢሉ ጸዊዑዋ። ዘበን ገበል ዝበሉኽ ተቐበል እዩ እቲ ጉዳይ። ኮሎንያል ጣልያን ንህዝቢ ምድረ–ባሕሪ ኣብ ዶብ ከሰላ ዘሪዑ ከም ግልያ ክገዝኦ፣ንመላእ ምድረባ ባሕሪ ግና፣ መሬታን ባሕራን ብስራሕ–ኣልቦ ኢጣልያውያን ክትህዘብ እዩ ዝነበረ ሕልሙ። ንህዝቢ ኤርትራ ንኸጽንት ወጢኑዎ ዝነበረ ውጥን ግና ብ1945 ዓ.ም.ፈ.ፈሺሉ ተሪፉ። ስለምንታይ ግና ፈሽሉ? ሎሚኸ እቲ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘሎ ጭፍራ ህግደፍ ግንከኣ መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ዝኾነ፣ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ከካብ ዓራቶምን ንእዶምን ብቐስብ እንዳገፈፈ፣ ንዶብ ሱዳን ኣብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ብስም ፍሹልን ስኑዕን “ሃገራዊ ኣገልግሎ” ዝብሃል፣ ብግብሪ ግና ዘመናዊ ግልያነት ዝኾነ፣ ዝዳጉኖም ዘሎስ፣ መቐጸልታ መደብ ዕዮ ኮሎንያል ጣልያን ደይኮነን? ከመይድኣ! ይገድድ እምበር!!! ብኻልእ ኣገላልጻ፣ነቲ ፋሽቲ ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ምድረ–ባሕሪ ከተግብሮ ዝወጠኖ ውጥን እሞ ሽዑ እዋን ብኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ ዝፈሸለ፣ ሎሚ ግና ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ መንነቶም ዝኽሓዱን ጭፍራ ህግደፍ ኣዳዕዲዑ የተግብሮ ኣሎ።ስለምንታይ ? ንዝብል ሕቶ ግና፣ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጽሩይ ንዋት ጽዮናውያን፣ ንሕልሚ ኮሎንያል ጣልያን ንምትግብር ጥራይ ዘይኮነስ ፣ ንሕልምን መደብ ዕዮን ጽዮናውያንን ዓለምለኽ–ኤሊትን፣ ብኻልእ ኣገላልጻ ድማ ልኡኽ ሰላዪ ኢሰያስ ዋላኳ እቲ ተልእኾኡ ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እንተኾነ፣ግንከኣ ንመደብ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምትግባር እዩ። እወ ንውዕል ቪየና ንምትግባር ከምዝኾነ፣ ነቲ ከስተብህል ዝኽእልን ታሪኽ ኮሎንያል ገዛእቲ ዝከታተልን፣ብፍላይ እኳድኣ፣ ነቲ ምሽማው ሃገራት ኣፍሪቃ (The “Scramble for Africa” was the invasion, occupation, division, colonization and annexation of African territory by European powers during the period of New Imperialism, between 1881 and 1914. It is also called the Partition of Africa and the Conquest of Africa.) ዝብል ኣጀንዳ ቭየና ዝተኻታተሉ ሃገራውያን፣ንምትግባር ህርድግ ይብል ከምዘሎ ክስሓት ኣይክእልንዩ። ብፍላይ እኳድኣ ነት ዘስተብህል ወዲ ኣግኣዝያን ከቶ ስዉር ኣይኮነን። (እንታሞ ይገበር ምሁራት ደቂ ኣግኣዝያን እንድዮም መብዛሕትኦም ካብ ካብ ባaእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሕስቡ ኮይኖም ) እወ፣ እቲ መንነቱ ክሒዱ ንመደብ ዕዮ ሃጸይነት ወይ ጽዮንነት ሓደ ብሓደ የተግብሮ ከምዘሎ ድማ ንብዙሕ ሰብ ምርምር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን። ኮሎንያል ጣልያን ንአርትራ ክወርር ከሎ፣ብዲሕሪኡ ኮይኖም ዘዋፈርዎ ዝነበሩ መሃንድሳት ስዉራት ሓይልታት መን ምኻኖም ትፈልጡዎምዶ? ሎሚኸ ንኢሰያስ መልሚሎምን ብስለላ ኣሰልጢኖምን ኣዋውፊሮም፣ ንህዝቢ እንዳንጸንተ ገና ዓገብ ዘይብሉዎ ዘለው ንሶም እዮም እቶም ደቂደቆም ነቶም ኣብ ውዕል ቪየና ዝነበሩ ጽዮናውያንን፣ ሃጸያውያንን። ብኣንጻሩ እኳድኣ ዝሕግዙዎ ዘለው ግሁዳትን ስዉራት ሓይልታት ንሶም እዮም። ንሶም ክንብል ከሎናስ ብዓል መን ምኻኖምከ ትፈልጡዎምዶ? ኣብ ዝቕጽል እዋን ኣብዘን ኣብ ላዕሊ ቀሪበን ዘለዋ ሕቶታት ተመርኲስና፣ብታሪኻዊን ስነመጎታዊን ኣገባብ መግለጺ ብዝርዝር ከነቕርብ ኢና እሞ ሰናይ ንባብ።
መዘክር ንቀርኒ እፍሪቃ፣ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ብፍላይ እኳድኣ ነቲ ቅይሕ ባሕርን ፈለግ ኒልን፣ ተከዘን ንምቁጽጻር፣ ብሓፈሻ ድማ ንመላእ ኣፍሪቃ ሕዛእቲ ኢምፐርያሊዝምን ዚዮኒዝምን ንኽኸውንን፣ ብ1814 ክሳብ 1845 ዓ.ም.ፈ. እዩ ተወሲኑ። ኤውሮጳውያን ግና ብኣካል ወይ ብድሎ ከይትዕሎ ክሳብ ሎሚ ነዚ ከባቢ እዚ ክዕወትሉ ኣይከኣሉን። ብሓዲሽ ፍልስፍናን ስትራተጂካዊን ስነኣእምራዊን ሜላ፣ ማለት ብረቂቕ ስለላን ኮለላን ግና፣ ኣብ ዝተናውሐ እዋን ንኸተግብሩዎ፣ ከድዓት ኣፍሪቃውያን ከም ኣቐዲሞም ከም ንጉስ ሃይለስላስየን ጸኒሖም ድማ መተካእታ ንጉስ ሃይለስላሴ ንሰላዪ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መልሚሎም ኣዋፊሮም። እንሆ ድማ ሎሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ላቦራቶሪ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኮይነን ንዕዘብ ኣሎና። እወ ዘመትን ገበትን ምዕራባውያን፣ብዘገምታዊ መስርሕ ዓላኦም ንምትግባር ከደምቲ ኮይኖም ዘገልግሉዎም ኣንጊሆም ንደቂ ኣፍሪቃ ግንከኣ ቅልውላው መበቆል ዘለዎም ኣፍሪቃውያን ካብ 1960 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሮም እዮም መልሚሎም። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብ1969 ዓ.ም.ፈ. እዩ ግዳይ ጽዮናውያን ንኽኸውን ተመልሚሉ ንሱዳን ተላኢኹ። ቅድም ኣብ ጀብሃ ከምዝሰሉኽ ተገሩ። ጸኒሑ ድማ ትካል ሲኣይኤ ዝኾነ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ንኽምስርት(ሰልፊ ህዝባዊ ግንባር ሰልፊ ሲኣይኤ እያ) ተላኢኹ። እንሆ ድማ ኣስታት ፍርቂ ዘመን ኮይኑ ሎሚ ህዝቢ ኣግኣዝያን፣ ብፍላይ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን፣ ብሰንኪ ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዘይ ኣመሉ ኣብ ኣላሽ ዝብለሉ ስዓት በጺሑ ይርከብ ኣሎ። እስከ ብኽብረትኩም እቶም ደቂ ኣግኣዝያን ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሰነድ ተኸታተልዎ።
CONFERENCE OF BERLIN, 1884-1885 CARVING UP AFRICA
European powers knew that the tensions that were mounting, so to avoid war, they came together in Berlin. Made an agreement to end slavery and allow for free trade in Africa. BUT, also drew lines on the map. They decided who would get what parts of Africa.
ውዲት ምሽማ ሃጸያውያን ንሃገራት ኣፍሪቃ ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እዩ ዝነበረ
ውዲት ኮሎንያሊስትስ ወይ ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ከምዚ ነበረ። ኣብ እዋን 1880ን 18890 ዓ.ም.ፈ. አውሮጳውያን ኣጽዋር ዓጢቖም ነቲ ወደባት ኣፍሪቃዊ፣ ከነሰልጥነካ ኢና ብዝብል ብልሓት ብጭካኔ ወሪሮም ንመልእ ኣፍሪቃ ተቓጻጺሮሞ። እዚ ማለት ድማ እቲ ኣብ በርሊን ዝነበረ ምሽማው ኣፍሪቃ ዝብል ዝነበረ ውዲታዊ ውዕሎም ጋህዲ ኮነ። እወ፣ ኣብቲ መጋብኣያ በርሊንግና ማንም ኣፍሪቃዊ ኣይተዓደመን። ኤውሮጳውያን ንኣፍሪቃ፣ ሓንቲ ጸላም ኮንቲነንት ኣራዊት ዝኾኑ ህዝቢታት ዝነብሩላ ገሮም ፕሮፓጋንዳ ክገብሩ ከለው፣ እወ “ንዞም መሳኪን ደናቕር ከነሰልጥኖም ኣሎና“ እናበሉ እዮም ማእለማታት ዝኣልሙ ዝነበሩ። ቀንዲ ሕልሞም ግና ኣፍሪቃውያን ብሓይልን ብቕርጽን፣ ብመልክዕን ካብኦም ስለዝበልጹ፣ ካብ ቅንኢ ዝተበገሰ ድርቅና፣ ንዓሌት ኣፍሪቃ ንምጽናት እዩ። ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ኣብ ኤርትራ ዝኸይድ ዘሎ ህልቀት፣ ብስነኣእምራዊ ውዲት መሃንድሳት ጽዮናውያንን ይዝወር ከምዘሎ ድሮ ተጋሂዱ ኣዩ። ኣየኖት እዮም ከም መሃንድሳት ኮይኖም ዝፈጽሙዎ ዘለው ድማ፣ ሎምስ እቲ ምስጢር ዛጊት ኣንዳተቐልዔ ይመጽኣ ኣሎ። እቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕንብርቶም ዝሓስቡ ባንቡላታት ህግደፍን፣ እቲ መንነት ኣልቦ ቢግ ብራዘር ኢሰያስን፣ ብፍላ ኣኳድኣ ኣብ ዩኒቨርስታት ጽዮናውያን ዝተማህሩ “ፕሮፈሶራት ኢና ብሃልቲ“ ግንከኣ ረቀቕቲ ሰለይቲ ጽዮናውያን ዝኾኑ ተዛራርዮም፣ ነቲ መልክዖምን ደሞምን ዘለዎ ህዝቢ እንዳ ተመንቆሰ ከይሓፈሩ ኣስቂጦም ይዕዘቡዎ ኣለው። መንነቶም ለዊጦም መጻወቱ ጽዮናውያን ምኻን ምምራጾም ግና ኣዝዩ ዘፈንፍኖም ረሳሕ ታሪኽ እዩ። እቲ ቀንዲ ሕልሚ ጽዮናውያን ግና እስከ ነስተውዕለሉ? ንህዝቢ ኣፍሪቃ ኣጽኒቶም ነቲ ምጕሊ ዝመስል ሕብሮም ምስ ጸለምቲ ኣዳቒሎም ውጁሃት ፍጥረት ንኽፈጥሩ እዩ? ንሱ ድማ ድሮ ተጀሚሩ ኣሎ። እቶም ብሉጻትን ጉልቡታትን ጥዑይ ወለዶ ዘለዎም ኣፍሪቃውያን፣ ነቲ ፍረ ዝህብ ዘርኦም ካብ ፍረነብሶም ሓሊቦም ኣብ መዕቆሪ ዘርኢ ባንክ ጀነቲክ ዓቒሮሞ ኣለው። ሽዑ እቲ መጻኢ ህልሞም ኣየርክቡሉን ድኣ እዮም እምበር፣ ኣብ ሃገር እንዳማቶም ኮፍ ኢሎም፣ባህርያዊ ጸጋ ኣፍሪቃ ንምግሓጥን ንምዝማትን ጥራይ እዩ። በቲ ሓደ ሸነኹ ድማ ኤውሮጳውያን “ብሉጻትን ሕሩያትን ፍጥረት“ ኢሎም እዮም ንሰብ ኣዕንጂሎም ከእምኑ ዝፍትኑ። ንግደ ሓቂ ግና እቶም ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደሉን ብኣምላኽ ከኣ ዝተመረቑን ጽቡቍ ሕብርን መልክዕን ቅርጺ ኣካላትን ዘለዎም ህዝቢ፣ ኣየኖት እዮም ? ኢልና ብህግቡእ ክንመራመር እንተድኣ ክኢልና ግና፣ እቲ ሓቂ ካልኣ ከምዝኾነ እዩ ዝሕብር። During the 1880’s and 1890’s, Europeans armed with new weaponry and a sense of entitlement descended, as if overnight. Europe had captured a continent. The Act of Berlin legalized the “Scramble for Africa.”No one asked any Africans to attend the Berlin Conference. Europe thought of Africa as the “Dark Continent” – wild, exotic and in need of enlightenment.
እስከ ብዛዕባ እታ ዝደኸየትን ዝንኣሰትን ሃገር ኣብ ኤውሮጳ በልጁም፣ምስታ ዓባይ ሃገር ኮንጎ ከነወዳድራ። ኣረመናዊ ንጉስ ልዮፖልድ ዳግማዊ (King Leopold II) ሽዑ ዘመን ወራሪ ኮንጎ ዝነበረ፣ ክንዝክሮ ከሎና ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ዘሕፍርን ግፍዒ እዩ ኣብ ልዕሊ ደቀባት ኮንጎ ኣውሪዱ። ነቲ ህዝቢ ኮንጎ ከም እቑሑቱ ገሩ እዩ ዝጥቀመሎም ነይሩ። 12 ሚልዮን ንጹሃት ደቀባት ኮንጎ ድማ ኣጽኒቱ። ኮንጎ ግና ሃገር ፈረንሳን ጀርመንን ዓባይ ብሪጣንያን ስፓኛን፣ ጣልያንን ተደሚረን፣ ክንዲ ሃገር ኮንጎ እየን ዝኾና። እቲ ዝሕዝን ግና ኤውሮጳውያን ፍልጠት ኣፍሪቃን ኣዕራብን ዘሚቶም፣ ኣቐዲሞም ከም ቶኽላ ስለ ዝሓስቡ ኣጽዋር ውግእ ክሰርሑ ክኢሎም። በቲ ብስርቂ ዘጥረዩዎ መሳርይኦም ድማ ነቲ ገርሀኛ ብዓል ፋስን ምሳርን ጭማራን ዝሖኾነ ህዝቢ ኣፍሪቃ ጀጋኑ ኮይኖምሉ፣ ዘስደምም ታሪኽ ኤውሮጳውያን። The area King Leopold II seized as his own personal property in 1885 was made up of over 200 ethnic groups. It was the size of France, Germany, Britain, Spain and Italy COMBINED. 76x larger than Belgium.Leopold named it the “Congo Free State.”Cash crops: rubber, timber, palm oil. During the roughly 20 years that Leopold was in power: the population of the Congo plummeted from about ~20 million to 10 million. Over 10 million people lost their lives.
ኣስተብህል፣ ኣብ 18ን 19 ክፍለዘመን ኮሎንያል እንግሊዝ ኣብ ሱዳንን ኬንያን ትገዝእ ዝነበረትሉ ዘመን ነበረ። ኮሎንያል ፈረንሳ ድማ ኣብ ሰኔጋልን ጫድን ጅቡትን ትገዝእ ነበረት። ኮሎንያል እንግሊዝን ፈረንሳን፣ ኣብቲ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ንምድረባሕርን ንኢትዮጵያን ማለት ነቲ ብባሕርን ብፈለጋትን ዝተኸበን ዝማእከለን ብሁግ ስትራተጂ፣ መን ተቖጻጸረ ዝብል ሃረምረም ስለዝነበሮም። ኣብ መንጉኦም ምስሕሓባት ነበረ። ብልሓተኛ ኮሎንያ እንግሊይ ግና፣ ዘራይ ትደሊ ስለዝነበረት፣ ነቲ ተልሜደን ጀጃዊ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራ ንኽወርር ዓደመቶን ብስለላን ኮለላን ድማ ተሓባበረቶን።
ስለላ መርበብ ኮሎንያል እንግሊዝ ካብ መላእ ዓለም ብልሓተኛ ዝኾነ እዝዩ ገዲም ስለላ መርበብ እይ። ባህግን ህርፋንን ኮሎንያል እንግልዝ፣ ብፍላ ንኢትዮጵያን ንምድረ–ባሕርን (ኤርትራ) ብሓፈሻ ድማ ንቀርኒ ኣፍሪቃን፣ ካብ 17 ክፍለዘመን ዝጀመረ እዩ። እቲ ቀንዲ ህርፋኖም ድማ ብፍላይ ንመሬት ምድረባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) ንቀይሕ ባሕርን፣ ንፈለግ ኒልን፣ ኣብ መደምደምታ ድማ፣ንባህርያዊ ጸጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር እዩ። ክሳብ ሎሚ እውን እቲ ሕልሚ ጽዮናውያን፣ ብመሪሕነት ስለላ መርበብ ኤምኣይ.6 ዓባይ ብሪጣንያ ተማእኪሉ እይ ዝቕጽል ዘሎ። ኣብዚ እውንዚ ዘለው ሰለይቲ ኣፍሪቃውያን ድማ ብስለላ መርበብ ዮናውያን ተመልሚሎም ንረብሓ ጽዮናውያን ክብሉ ንሕልምታት ጽዮናውያን ቀዳምነት ሂቦም ንህዝቦም የጽንቱ እለው።
መረዳእታ፣ ቅድሚ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራ ምእታዉ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ካብ 1765 ዓ.ም.ፈ. ጀሚራ፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕርን ከባቢ ፈለግ ኒልን ብዙሕ ስለላን ኮለላን እያ ከተካይድ ጸኒሓ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ማእከል ከረንን ኣብ ከባቢ ዓሰብን ምጽዋዕን ኣዝዮም ምኩራት ክልተ ሰለልት ኣዋፊራ ነበረት። እቲ ሓደ ሰላዪ፣ ላዛሪስት ፈላሲ ጁዘፐ ሳፔቶ ዝተባህለ፣ ካብ ቫቲካን ዝተላእከ ነበረ። እቲ ካልኣይ ድማ ዮሴፍ ሙሲንገር ዝተባህለ፣ ብታሪኽን ብፖለቲካል ሳይንስን ብመጽናዕቲ ዓሌት ደቂሰባትን፣ ብቓንቓ ዓረብ ዝሰልጠነ፣ ወዲ ስዊዘርላንድ ኣብ ማእከል ከረን እንዳ ነበረ ምስ ስለላ መርበብ እንግሊዝን ቫቲካንን ኮይኑ ይስሊ ነበረ። ብሳላቶም ክልተ ሰለቲ ድማ፣ ብ1868 ዓ.ም.ፈ. ምስ ንጉስ የውሃንስ ተባላሒታ፣ ብጀነራል ናምፒር ዝተባህለ ሰላዪ ጀነራል እ ግሊዛዊ ዝምራሕ ሰራዊት፣ ካብ ሃገር ህንዲ ኣዕጢቓ ብውዲት ክትስዕሮ ክኣለት። ብድሕሪ ሞት ንጉስ ቴድሮስ ድማ፣ ንወዲ ንጉስ ቴድሮስን ብዓልቲ ቤቱን ጨውዮም፣ ንሃገር እንግሊዝ ወሰድዎ። ኣብ ሃገር እንግሊዝ ግና ንወዲ ንጉስ ቴድሮስ ብሕማም ኣመኽንዮም ከምዝሞተ እዮም ኣርዲኦምሉ። እቲ ኣዝዩ ዘስደምም ነገር እንተነበረ ድማ፣ ነቲ ኩሉ ቅዱስ መጻሕፍቲ ኣብያተ ቤተ ክርስትያናትን፣ ክቡር ባህላዊ ንብረትን ኢትዮጵያ ከይሓነኹ እዮም ዘሚቶሞ ንዓዶም ዝትዓዝሩ። ክሳብ ሎሚ ድማ ንኢትዮጵያ ከይተመልሰ ኣብ ሙዝየም ሃገር እንግሊዝ ተኸዚኑ ይርከብ።
ክቕጽል እዩ።
ትርጉም ምድረ ባሕሪ (ምድረ ኣግኣዝያን) ትፈልጡዎዶ? ብቀይሕ ባሕሪ ዝተኸበን፣ ብኒልን ተከዘን ዝተማእከለን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ፈለግ ኒልን ተከዘን ዝርከብ፣ ብጽዓዱ ዝተባህገን መሬት ዘለዎ ህዝቢ፣ ኣግኣዝያን ይብሃል።
ብፍላይ ንደቂ ኣግኣዝያን ዝተዳለወ 2ይ ፍሉይ ሕታም
1ይ) ብቀይሕ ባሕሪ ዝተኸበን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብን መሬት እዩ።
እቲ ሃገር በቲ ዝዓበየ ቀይሕ ባሕሪ ዝብሃል ባሕሪ ተኸቢቡ ስለዝርከብን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ድማ፣ እቶም ትግሪኛ ተዛራረብት ህዝቢ ኣጋእዝያን ዝነብሩሉ ዝነበሩ፣ መኣዛ ዘለዎ ኣየር ዘለዎን፣ ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለን ብኤሮጳውያን ዝተባህገን ሃገር እዩ። እወ፣ ህዝቢ ኣገኣዝያን ክሳብ ወራር ቱርኪ ንገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝተቐልቀለሉ ዘመን፣ 15 ክፍለ ዘመን ማለትዩ፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ እዮም ንመዋእል ሓራ ኮይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ። ግዝኣት ቱርኪ ኦቶማን ሞናርኪ፣ ንከባቢ ዓሰብን ኣዱሊስን ባጽዕን ምስ ወረረ ግና፣ ኩሎም ትግራዎት ዝኹኑ እዞም ሎሚ ኤርትራውያ ዝብሃሉን፣ ካብቲ ገምገም ባሕሪ ኣብቲ ሎሚ ሓማሴንን ኣከለጉዛይን፣ ሰራየን ዝብሃልዘሎ ምድሪ ከበስን፣ ኣብቲ ጎቦታት ሳሕልን ምድረ መንሳዕን፣ ትግራዎት ድማ ንጎቦታት ተንቤንን ሽረን ዓድዋን ዋልቃይት ጸገደን ወዘተ….፣ ዘሎ ቦታታት ክግዕዙ ተገደዱ። ህዝቢ ኣገኣዝያን፣ ኣብ ዘመነ ሮማውያን ብስርዓት ኣብ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነግዱ ዝነበሩ ምዕቡላት ህዝቢ እዮም ዝነበሩ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ግዜ ንግስነት ኣኽሱም፣ ምዕባሌ ደቂ ኣገኣዝያን ምስ ሮማውያን ዝወዳደር እዩ ዝነበረ። ስለዚ በዚ መኽንያት እዚ እቲ ህዝቢ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ይንብር ስለ ዝነበረ፣ እቲ ምሬት ምድረባሕሪ ክስመ ባህርያዊን መጎታዊን እኳድኣ ታሪኻዊን መርትዖን መሰረታዊ ሓቂ ዘለዎ ስም እዩ።
2ይ) ባሕሪ ዘለዎ ሃገር ዘመሓድር ንጉስ
እቶም ኣመሓደርቲ ነገስታት ምድረ–ባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ)፣ ባሕረ–ነጋሲ (ባህረ–ነጋሽ) እቶም ኩሎም ኣመሓደርቲ ምድረ–ባሕሪ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ክሳብ 16 ክፍለዘመን ብባሕረ ነገስታት እዮም ዝጽውዑ ነይሮም። እዚ ከኣ መጎታዊን ሓቀኛ መርትዖን (ፕላውዚብሊቲ) ዘለዎ እዩ።
3ይ) መሬት ሓማሴን፣
እዚ ስም እዚ መጸውዒ መላእ ምድረ–ባሕሪ ድኣ እምበር፣ ነዛ ክሳብ ህግደፍ ዝኣቱ “ኣውራጃ ሓማሴን” ትብሃል ዝነበረት ጥራይ ኣይኮነን።ሎሚ እዛ ጥንታዊት ኣውራኋ እዚኣ ግና፣ ካብቲ ሕገ እልቦ ጭፍራ ህግደፍ ካብ ዱርን በረኻ ነኣስመራ ዝኣተውሉ ግዜ ጀሚራ ስም ኣልቦ ኮይና ኣላ። ብርግጽ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኩሉ እቲ ዓዲ ጀጋኑ ዝነበረ ኣውራጃታት፣ክሳብ ህግደፍ ብዘይ ሕጊ ኣብ ስልጣን ዝውጣሕ፣በስማት ጀጋኑ ኣቦታት እዩ ክጽዋዕ ጸኒሑ። ንመረዳእታ፣ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ፣ ብስም ኣከለን ጉዛይን ተጸዊዑ። ወረዳ ጽንዓደግለ ድማ ብስም ጽንዓይን ደግለልን ተሰዪሙ። ወረዳ ድንበዛን ብስም ኣባሓጎና ልኡል ወደባት ድንበዛን ተጸዊዑ።
ኣብ 7 ደቀተሽም 8ናዮም ሙሳን ድማ ብስም ኣባኻጉኦም ተሽም እዩ ተጸዊዑ። ምለዛናይ ብስም ዛኖይ ተጸዊዑ። ዓዲ ንኣምን ድማ ብስም ኣቦኻጎና ንኣምን ብዓል ሓለንጊ እዩ ተጸዊዑ። ንመረዳእታ፣ ሎሚ ንኣውራጃ ሓማሴን ህግደፍ ተማሲሖማ ኣለው። ማለት ደቂ ወሰን ዝነበሩ ብኢድሰወነኖም ደቂ ማእከል ኮይኖም ይላገጹ ኣለው ንግዜኡ። እወ እቲ ፍርቂ ሓማሴን ኣውራጃ እምብኣር፣ ብዞባ ዓንሰባ፣ ዞባ ሰሜናዊ ባሕርን፣ ደቡብን ዝብል ብመሰረት ዘይብሉን ኣስማት፣ ግንከኣ መደብ ኮሎንያል ጣልያን ዝነበረ ውዲታዊ ፕሮጀክት እዩ ኮይኑ ዘሎ። ሎሚ ኣውራጃ ሓማሴን ተቆራሪጻ መሃነና ጠፊኡ ዘላ ኣውራጃ እያ። ዘሎ ቦታ ኮይና ኣላ። ሊቃውንቲ እቶም ትኖሎጂካዊ መጽናዕቲ፣ ትምህርቲ ወለዶን መበቆልን ህዝብታትን ዓሌታትን መጽናዕቲ ዘካይዱ ሊቃውንቲ፣ ንሓማሴን ክገልጹዋ ከለው፣ ካብ ዓሌት ወይ ዘርኢ ሓማውያንን ሴማውያንን (ካብ ዘርኢ ኩሽን ሴምን ዝተሓናፈጹ ህዝቢ እዮም ይብሉ።
ሓያሎ ተማራመርቲ ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ድማ፣ ካብ ዘመነ ዘጽኣት ወይ ዘመን ሙሴ ጀሚሮም፣ እብ ገማግም ባሕሪ ስለዝነብሩ፣ ካብ ሓምበሰ ዝብል ቃል ዝተፈጥረ ስም እዩ ይብሉ። እቲ ቀንዲ ክእመን ዝክኣል ግና እቲ ካብ ዘርኢ ሐሚቲክን ሴሚትክንወይከኣ ሰማውያንን ሓማውያንን (ኩሽ)ዝብል ቃል እዩ።
እምብኣር ኣቲ ታሪኽ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ ኣብ ቦትኡ ከሎ እዩ፣ ብኮሎንያል ጣልያን ኣልዕል ኣቢልካ ዝተሰንዐ ባዕዳዊ ግሪኻዊ ቃል “ኤርትራ” ተባሂላ ተጠሚቓ። እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ፣ እቲ ሕብሪ ኣግኣዝያን ዘለዎም መሃንሳት ህግደፍ ከኣ ነቲ ኮሎንያል ጣልያን ዝመሃዞ ስም ኩሓሒሎም ይኣይ “ሓዳስ አርትራ” ዝብል መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ካልእይ ጥምቀት ራዛ ናየብኡ ሓዛ። ብቐደሙስ ካብ aእንዳ ህግደፍ እንታይ ትጽበ። ካብ ዝብኢዶ ዕጽሚ እንድዩ እቲ ጉዳይ። ክንድይኳ፣ እዛ ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለት መሬት ከነኣን፣ ካብ ድሕሪ ሙሴ ንባሕሪ ጨዲዱ ንምድረባሕር ዝኣተወሉ እዋን ጀሚራ ጥንታዊት ምድረ–ባሕሪ፣ ወይ ድማ ምድረ–ኣገኣዝያን ተባሂላ ትስመ ዝነበረት ስትራተጃዊት ሃገር ጀጋኑ ክነሳ፣ ኮሎንያል ጣልያን ብውዲት ስለላን ኮለላን ዓባይ ብሪጣንያ ተደጊፉ በከመይ ከምዝወረራ ኣብ ዝቕጽል ክግለጽ እዩ። ፋሺስታዊ ኮሎንያል ጣልያን ስለምንታይከ ስማ ቀዪሩዎ ንዝብል ሕቶውን ገና ከነብርሆ ኢና። ህግደፍከ ድሕሪ 30 ዓመታት “ሰውራ” ምክያድ ስለምንታይ ነቲ መለለዪ መንነትን ዝኾነ ጥንታዊን ስም ምድረ–ባሕሪ ረሲዑ፣ እኳድኣ ነቲ ብኮሎንያል ጣልያን ዝትጸውዐ “አርትራ” ዝብሃል ስም ከም መቐጸልታ ኮሎንያል መግዛእቲ ጣልያን ተቐቢሉ፣ “ሓዳስ ኤርትራ” ኢሉ ጸዊዑዋ። ዘበን ገበል ዝበሉኽ ተቐበል እዩ እቲ ጉዳይ። ኮሎንያል ጣልያን ንህዝቢ ምድረ–ባሕሪ ኣብ ዶብ ከሰላ ዘሪዑ ከም ግልያ ክገዝኦ፣ንመላእ ምድረባ ባሕሪ ግና፣ መሬታን ባሕራን ብስራሕ–ኣልቦ ኢጣልያውያን ክትህዘብ እዩ ዝነበረ ሕልሙ። ንህዝቢ ኤርትራ ንኸጽንት ወጢኑዎ ዝነበረ ውጥን ግና ብ1945 ዓ.ም.ፈ.ፈሺሉ ተሪፉ። ስለምንታይ ግና ፈሽሉ? ሎሚኸ እቲ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘሎ ጭፍራ ህግደፍ ግንከኣ መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ዝኾነ፣ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ከካብ ዓራቶምን ንእዶምን ብቐስብ እንዳገፈፈ፣ ንዶብ ሱዳን ኣብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ብስም ፍሹልን ስኑዕን “ሃገራዊ ኣገልግሎ” ዝብሃል፣ ብግብሪ ግና ዘመናዊ ግልያነት ዝኾነ፣ ዝዳጉኖም ዘሎስ፣ መቐጸልታ መደብ ዕዮ ኮሎንያል ጣልያን ደይኮነን? ከመይድኣ! ይገድድ እምበር!!! ብኻልእ ኣገላልጻ፣ነቲ ፋሽቲ ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ምድረ–ባሕሪ ከተግብሮ ዝወጠኖ ውጥን እሞ ሽዑ እዋን ብኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ ዝፈሸለ፣ ሎሚ ግና ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ መንነቶም ዝኽሓዱን ጭፍራ ህግደፍ ኣዳዕዲዑ የተግብሮ ኣሎ።ስለምንታይ ? ንዝብል ሕቶ ግና፣ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጽሩይ ንዋት ጽዮናውያን፣ ንሕልሚ ኮሎንያል ጣልያን ንምትግብር ጥራይ ዘይኮነስ ፣ ንሕልምን መደብ ዕዮን ጽዮናውያንን ዓለምለኽ–ኤሊትን፣ ብኻልእ ኣገላልጻ ድማ ልኡኽ ሰላዪ ኢሰያስ ዋላኳ እቲ ተልእኾኡ ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እንተኾነ፣ግንከኣ ንመደብ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምትግባር እዩ። እወ ንውዕል ቪየና ንምትግባር ከምዝኾነ፣ ነቲ ከስተብህል ዝኽእልን ታሪኽ ኮሎንያል ገዛእቲ ዝከታተልን፣ብፍላይ እኳድኣ፣ ነቲ ምሽማው ሃገራት ኣፍሪቃ (The “Scramble for Africa” was the invasion, occupation, division, colonization and annexation of African territory by European powers during the period of New Imperialism, between 1881 and 1914. It is also called the Partition of Africa and the Conquest of Africa.) ዝብል ኣጀንዳ ቭየና ዝተኻታተሉ ሃገራውያን፣ንምትግባር ህርድግ ይብል ከምዘሎ ክስሓት ኣይክእልንዩ። ብፍላይ እኳድኣ ነት ዘስተብህል ወዲ ኣግኣዝያን ከቶ ስዉር ኣይኮነን። (እንታሞ ይገበር ምሁራት ደቂ ኣግኣዝያን እንድዮም መብዛሕትኦም ካብ ካብ ባaእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሕስቡ ኮይኖም ) እወ፣ እቲ መንነቱ ክሒዱ ንመደብ ዕዮ ሃጸይነት ወይ ጽዮንነት ሓደ ብሓደ የተግብሮ ከምዘሎ ድማ ንብዙሕ ሰብ ምርምር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን። ኮሎንያል ጣልያን ንአርትራ ክወርር ከሎ፣ብዲሕሪኡ ኮይኖም ዘዋፈርዎ ዝነበሩ መሃንድሳት ስዉራት ሓይልታት መን ምኻኖም ትፈልጡዎምዶ? ሎሚኸ ንኢሰያስ መልሚሎምን ብስለላ ኣሰልጢኖምን ኣዋውፊሮም፣ ንህዝቢ እንዳንጸንተ ገና ዓገብ ዘይብሉዎ ዘለው ንሶም እዮም እቶም ደቂደቆም ነቶም ኣብ ውዕል ቪየና ዝነበሩ ጽዮናውያንን፣ ሃጸያውያንን። ብኣንጻሩ እኳድኣ ዝሕግዙዎ ዘለው ግሁዳትን ስዉራት ሓይልታት ንሶም እዮም። ንሶም ክንብል ከሎናስ ብዓል መን ምኻኖምከ ትፈልጡዎምዶ? ኣብ ዝቕጽል እዋን ኣብዘን ኣብ ላዕሊ ቀሪበን ዘለዋ ሕቶታት ተመርኲስና፣ብታሪኻዊን ስነመጎታዊን ኣገባብ መግለጺ ብዝርዝር ከነቕርብ ኢና እሞ ሰናይ ንባብ።
መዘክር ንቀርኒ እፍሪቃ፣ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ብፍላይ እኳድኣ ነቲ ቅይሕ ባሕርን ፈለግ ኒልን፣ ተከዘን ንምቁጽጻር፣ ብሓፈሻ ድማ ንመላእ ኣፍሪቃ ሕዛእቲ ኢምፐርያሊዝምን ዚዮኒዝምን ንኽኸውንን፣ ብ1814 ክሳብ 1845 ዓ.ም.ፈ. እዩ ተወሲኑ። ኤውሮጳውያን ግና ብኣካል ወይ ብድሎ ከይትዕሎ ክሳብ ሎሚ ነዚ ከባቢ እዚ ክዕወትሉ ኣይከኣሉን። ብሓዲሽ ፍልስፍናን ስትራተጂካዊን ስነኣእምራዊን ሜላ፣ ማለት ብረቂቕ ስለላን ኮለላን ግና፣ ኣብ ዝተናውሐ እዋን ንኸተግብሩዎ፣ ከድዓት ኣፍሪቃውያን ከም ኣቐዲሞም ከም ንጉስ ሃይለስላስየን ጸኒሖም ድማ መተካእታ ንጉስ ሃይለስላሴ ንሰላዪ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መልሚሎም ኣዋፊሮም። እንሆ ድማ ሎሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ላቦራቶሪ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኮይነን ንዕዘብ ኣሎና። እወ ዘመትን ገበትን ምዕራባውያን፣ብዘገምታዊ መስርሕ ዓላኦም ንምትግባር ከደምቲ ኮይኖም ዘገልግሉዎም ኣንጊሆም ንደቂ ኣፍሪቃ ግንከኣ ቅልውላው መበቆል ዘለዎም ኣፍሪቃውያን ካብ 1960 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሮም እዮም መልሚሎም። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብ1969 ዓ.ም.ፈ. እዩ ግዳይ ጽዮናውያን ንኽኸውን ተመልሚሉ ንሱዳን ተላኢኹ። ቅድም ኣብ ጀብሃ ከምዝሰሉኽ ተገሩ። ጸኒሑ ድማ ትካል ሲኣይኤ ዝኾነ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ንኽምስርት(ሰልፊ ህዝባዊ ግንባር ሰልፊ ሲኣይኤ እያ) ተላኢኹ። እንሆ ድማ ኣስታት ፍርቂ ዘመን ኮይኑ ሎሚ ህዝቢ ኣግኣዝያን፣ ብፍላይ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን፣ ብሰንኪ ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዘይ ኣመሉ ኣብ ኣላሽ ዝብለሉ ስዓት በጺሑ ይርከብ ኣሎ። እስከ ብኽብረትኩም እቶም ደቂ ኣግኣዝያን ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሰነድ ተኸታተልዎ።
CONFERENCE OF BERLIN, 1884-1885 CARVING UP AFRICA
European powers knew that the tensions that were mounting, so to avoid war, they came together in Berlin. Made an agreement to end slavery and allow for free trade in Africa. BUT, also drew lines on the map. They decided who would get what parts of Africa.
ውዲት ምሽማ ሃጸያውያን ንሃገራት ኣፍሪቃ ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እዩ ዝነበረ
ውዲት ኮሎንያሊስትስ ወይ ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ከምዚ ነበረ። ኣብ እዋን 1880ን 18890 ዓ.ም.ፈ. አውሮጳውያን ኣጽዋር ዓጢቖም ነቲ ወደባት ኣፍሪቃዊ፣ ከነሰልጥነካ ኢና ብዝብል ብልሓት ብጭካኔ ወሪሮም ንመልእ ኣፍሪቃ ተቓጻጺሮሞ። እዚ ማለት ድማ እቲ ኣብ በርሊን ዝነበረ ምሽማው ኣፍሪቃ ዝብል ዝነበረ ውዲታዊ ውዕሎም ጋህዲ ኮነ። እወ፣ ኣብቲ መጋብኣያ በርሊንግና ማንም ኣፍሪቃዊ ኣይተዓደመን። ኤውሮጳውያን ንኣፍሪቃ፣ ሓንቲ ጸላም ኮንቲነንት ኣራዊት ዝኾኑ ህዝቢታት ዝነብሩላ ገሮም ፕሮፓጋንዳ ክገብሩ ከለው፣ እወ “ንዞም መሳኪን ደናቕር ከነሰልጥኖም ኣሎና“ እናበሉ እዮም ማእለማታት ዝኣልሙ ዝነበሩ። ቀንዲ ሕልሞም ግና ኣፍሪቃውያን ብሓይልን ብቕርጽን፣ ብመልክዕን ካብኦም ስለዝበልጹ፣ ካብ ቅንኢ ዝተበገሰ ድርቅና፣ ንዓሌት ኣፍሪቃ ንምጽናት እዩ። ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ኣብ ኤርትራ ዝኸይድ ዘሎ ህልቀት፣ ብስነኣእምራዊ ውዲት መሃንድሳት ጽዮናውያንን ይዝወር ከምዘሎ ድሮ ተጋሂዱ ኣዩ። ኣየኖት እዮም ከም መሃንድሳት ኮይኖም ዝፈጽሙዎ ዘለው ድማ፣ ሎምስ እቲ ምስጢር ዛጊት ኣንዳተቐልዔ ይመጽኣ ኣሎ። እቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕንብርቶም ዝሓስቡ ባንቡላታት ህግደፍን፣ እቲ መንነት ኣልቦ ቢግ ብራዘር ኢሰያስን፣ ብፍላ ኣኳድኣ ኣብ ዩኒቨርስታት ጽዮናውያን ዝተማህሩ “ፕሮፈሶራት ኢና ብሃልቲ“ ግንከኣ ረቀቕቲ ሰለይቲ ጽዮናውያን ዝኾኑ ተዛራርዮም፣ ነቲ መልክዖምን ደሞምን ዘለዎ ህዝቢ እንዳ ተመንቆሰ ከይሓፈሩ ኣስቂጦም ይዕዘቡዎ ኣለው። መንነቶም ለዊጦም መጻወቱ ጽዮናውያን ምኻን ምምራጾም ግና ኣዝዩ ዘፈንፍኖም ረሳሕ ታሪኽ እዩ። እቲ ቀንዲ ሕልሚ ጽዮናውያን ግና እስከ ነስተውዕለሉ? ንህዝቢ ኣፍሪቃ ኣጽኒቶም ነቲ ምጕሊ ዝመስል ሕብሮም ምስ ጸለምቲ ኣዳቒሎም ውጁሃት ፍጥረት ንኽፈጥሩ እዩ? ንሱ ድማ ድሮ ተጀሚሩ ኣሎ። እቶም ብሉጻትን ጉልቡታትን ጥዑይ ወለዶ ዘለዎም ኣፍሪቃውያን፣ ነቲ ፍረ ዝህብ ዘርኦም ካብ ፍረነብሶም ሓሊቦም ኣብ መዕቆሪ ዘርኢ ባንክ ጀነቲክ ዓቒሮሞ ኣለው። ሽዑ እቲ መጻኢ ህልሞም ኣየርክቡሉን ድኣ እዮም እምበር፣ ኣብ ሃገር እንዳማቶም ኮፍ ኢሎም፣ባህርያዊ ጸጋ ኣፍሪቃ ንምግሓጥን ንምዝማትን ጥራይ እዩ። በቲ ሓደ ሸነኹ ድማ ኤውሮጳውያን “ብሉጻትን ሕሩያትን ፍጥረት“ ኢሎም እዮም ንሰብ ኣዕንጂሎም ከእምኑ ዝፍትኑ። ንግደ ሓቂ ግና እቶም ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደሉን ብኣምላኽ ከኣ ዝተመረቑን ጽቡቍ ሕብርን መልክዕን ቅርጺ ኣካላትን ዘለዎም ህዝቢ፣ ኣየኖት እዮም ? ኢልና ብህግቡእ ክንመራመር እንተድኣ ክኢልና ግና፣ እቲ ሓቂ ካልኣ ከምዝኾነ እዩ ዝሕብር። During the 1880’s and 1890’s, Europeans armed with new weaponry and a sense of entitlement descended, as if overnight. Europe had captured a continent. The Act of Berlin legalized the “Scramble for Africa.”No one asked any Africans to attend the Berlin Conference. Europe thought of Africa as the “Dark Continent” – wild, exotic and in need of enlightenment.
ኣስተብህል፣ ኣብ 18ን 19 ክፍለዘመን ኮሎንያል እንግሊዝ ኣብ ሱዳንን ኬንያን ትገዝእ ዝነበረትሉ ዘመን ነበረ። ኮሎንያል ፈረንሳ ድማ ኣብ ሰኔጋልን ጫድን ጅቡትን ትገዝእ ነበረት። ኮሎንያል እንግሊዝን ፈረንሳን፣ ኣብቲ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ንምድረባሕርን ንኢትዮጵያን ማለት ነቲ ብባሕርን ብፈለጋትን ዝተኸበን ዝማእከለን ብሁግ ስትራተጂ፣ መን ተቖጻጸረ ዝብል ሃረምረም ስለዝነበሮም። ኣብ መንጉኦም ምስሕሓባት ነበረ። ብልሓተኛ ኮሎንያ እንግሊይ ግና፣ ዘራይ ትደሊ ስለዝነበረት፣ ነቲ ተልሜደን ጀጃዊ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራ ንኽወርር ዓደመቶን ብስለላን ኮለላን ድማ ተሓባበረቶን።
ስለላ መርበብ ኮሎንያል እንግሊዝ ካብ መላእ ዓለም ብልሓተኛ ዝኾነ እዝዩ ገዲም ስለላ መርበብ እይ። ባህግን ህርፋንን ኮሎንያል እንግልዝ፣ ብፍላ ንኢትዮጵያን ንምድረ–ባሕርን (ኤርትራ) ብሓፈሻ ድማ ንቀርኒ ኣፍሪቃን፣ ካብ 17 ክፍለዘመን ዝጀመረ እዩ። እቲ ቀንዲ ህርፋኖም ድማ ብፍላይ ንመሬት ምድረባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) ንቀይሕ ባሕርን፣ ንፈለግ ኒልን፣ ኣብ መደምደምታ ድማ፣ንባህርያዊ ጸጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር እዩ። ክሳብ ሎሚ እውን እቲ ሕልሚ ጽዮናውያን፣ ብመሪሕነት ስለላ መርበብ ኤምኣይ.6 ዓባይ ብሪጣንያ ተማእኪሉ እይ ዝቕጽል ዘሎ። ኣብዚ እውንዚ ዘለው ሰለይቲ ኣፍሪቃውያን ድማ ብስለላ መርበብ ዮናውያን ተመልሚሎም ንረብሓ ጽዮናውያን ክብሉ ንሕልምታት ጽዮናውያን ቀዳምነት ሂቦም ንህዝቦም የጽንቱ እለው።
መረዳእታ፣ ቅድሚ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራ ምእታዉ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ካብ 1765 ዓ.ም.ፈ. ጀሚራ፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕርን ከባቢ ፈለግ ኒልን ብዙሕ ስለላን ኮለላን እያ ከተካይድ ጸኒሓ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ማእከል ከረንን ኣብ ከባቢ ዓሰብን ምጽዋዕን ኣዝዮም ምኩራት ክልተ ሰለልት ኣዋፊራ ነበረት። እቲ ሓደ ሰላዪ፣ ላዛሪስት ፈላሲ ጁዘፐ ሳፔቶ ዝተባህለ፣ ካብ ቫቲካን ዝተላእከ ነበረ። እቲ ካልኣይ ድማ ዮሴፍ ሙሲንገር ዝተባህለ፣ ብታሪኽን ብፖለቲካል ሳይንስን ብመጽናዕቲ ዓሌት ደቂሰባትን፣ ብቓንቓ ዓረብ ዝሰልጠነ፣ ወዲ ስዊዘርላንድ ኣብ ማእከል ከረን እንዳ ነበረ ምስ ስለላ መርበብ እንግሊዝን ቫቲካንን ኮይኑ ይስሊ ነበረ። ብሳላቶም ክልተ ሰለቲ ድማ፣ ብ1868 ዓ.ም.ፈ. ምስ ንጉስ የውሃንስ ተባላሒታ፣ ብጀነራል ናምፒር ዝተባህለ ሰላዪ ጀነራል እ ግሊዛዊ ዝምራሕ ሰራዊት፣ ካብ ሃገር ህንዲ ኣዕጢቓ ብውዲት ክትስዕሮ ክኣለት። ብድሕሪ ሞት ንጉስ ቴድሮስ ድማ፣ ንወዲ ንጉስ ቴድሮስን ብዓልቲ ቤቱን ጨውዮም፣ ንሃገር እንግሊዝ ወሰድዎ። ኣብ ሃገር እንግሊዝ ግና ንወዲ ንጉስ ቴድሮስ ብሕማም ኣመኽንዮም ከምዝሞተ እዮም ኣርዲኦምሉ። እቲ ኣዝዩ ዘስደምም ነገር እንተነበረ ድማ፣ ነቲ ኩሉ ቅዱስ መጻሕፍቲ ኣብያተ ቤተ ክርስትያናትን፣ ክቡር ባህላዊ ንብረትን ኢትዮጵያ ከይሓነኹ እዮም ዘሚቶሞ ንዓዶም ዝትዓዝሩ። ክሳብ ሎሚ ድማ ንኢትዮጵያ ከይተመልሰ ኣብ ሙዝየም ሃገር እንግሊዝ ተኸዚኑ ይርከብ።
ክቕጽል እዩ።
ኣንታ ወዲ ሓወቦይ እቲ ትግርኛኻ ” እዝስ መጽሓፍ እንተ ዝሕተመሉ ” ዘብል ከሎስ እንታይ ደኣ ኮይንካ ነቶም ደቂ ሓማሴን ዝኾኑ ( ጸሎት፡ ባርዳእ፡ዓዲ ንፋስ፡ኣፍደዩ ….. ) መራሕቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር ደቂ ማእከል ኮይኖም ኢልካ ተማርር ? ወዲ ማእከል እንድሕር ወዲ ማእከል ዘይኮይኑ መን ደኣ ወዲ ማእከል ክኸውን ? ንበዓል መሬትን ርስትን ካብ ዓደቦኻ ርሓቕ ይበሃል ድዩ ? ዓገብ! ዓገብ ! ብሓማሴን ትሓሊ እንተ ኰንካ ናይታ ብወራር ባዕዲ መስጊድ ንመስጊድ ኮይና ዘላ ኣስመራ ግዳ ዘይትዛረብ ።
ህዝባዊ ግንባር ናይ ሲ.ኣይ. ኤ. ውድብ እዩ ምባልካ ናበይ ንምብጻሕ ይኸውን ? ነታ ኢሳያስ ሶሊኽዋ ዝበልካያ ትካል ናይ ዓብደላ እድሪስ ክተባራብ ድልየት ኣሎካ ድዩ ? ምስ ጸረ-ጽዮናውያን ዝኾኑ ኣዕራብን ኣስላምን ጂሃዳውያን ምድንጋጽ ኣሎካ ድዩ ?
The main spy and organizer to remove Atse Theodros was Mr Grant British citizen Middle East blood line. He made an agreement with Kassa Mirach of Tembien. Kassa Mirach got modern arms from from English invaders to the throne of Ethiopia..
After the success of the British invaders Mr. Grant became colonel Grant.
Suggested reading
The challenge of Hunger in Ethiopia by Garham Hanchok
I am not a member of any organization in Eritrea. Whatever you said is baseless. I never support the idea of Abdela Idris’s statement. What ever I said is based from records of the Eritrean struggle in the field. I did not make up statements. If you read Tesfanchiael Georgo’s contact with Issayas Afewerki meeting with CIa officers at Kagnow Station, you might have been understand my comment.
I am not the supporter of the Arabs either. I am Agow decent by blood Tigrigna speaker.
There is no Tigraway and Amharai by blood, only Tigrigna and Amharic speaking people by blood Agow. In Eritrea are called Beja and in Ethiopia are called Agow.
The Geeze language was developed in the Agow society.
Our ancestor’s land was up to the Perisian Gulf in the East and up to Asian Minore in the North. But we do not have the power to defend our history and our ancestor’s land. This is the science history not story make up.
Thank you
I was the first person who was against dictator in the Seventy. At the time I was against Issayas Afewerki’s policy and his leadership most of the supporters of Issayas Afewerki were from Asmara area. When I said most in number of supporters in comparison with the other area. I am not saying there were not against. What is important in any government is a policy.
Why was the Arabic language introduced as an official language of Eritrea?. Who is going to use Arabic language in Eritrea? Is there any Eritrean who is Arabic decent? Is there any one who can prove to me that Arabic Eritrean nationalities?
We have been following all things have been happening. I agree with you that we have to go back to our tradition history that to be proud.
There is no any nationality Arab speaking language. The Tigre speaking are the same as Tigrigna and Ameharic speakinng groups
Thank you
For your knowledge I am always African, I am not supporter of the Arabs. I am prod to be black. I am not any thing, I am myself. My ancestors were the defenders of their history and culture that defended against Ottoman Turks and Mohamod Gragn that were defeated at Kudofelasi Seraye. That was the last of the Ottoman Turks try to destroy the culture of Agazian history.
Who is who in the Horn Africa important that defended.
Thank you
ናብ ስነ ሓሳብ ኣግኣዚያውነት እንቛን ብደሓን መጻእካ ህዝቢ ከበሳ ብሔር ትግርኛ ከምቲ ኣብ መረብ ስግር ዘሎ ሓዉ ትግራዋይ ምዃኑውን ኣሚንካ ትምህር ኣለኻ ኣገናዕ …..ሓንቲ ነገር ግን ንሃጸይ ቴድሮስ ንኢድካ ን ጸይ ዮሃንስ ክተናእስ ኣይግቡእን ….ሓቂ ንምዝራብ ሃጸይ ቴድሮስ ንታ ምድሪ ሓበሻ እንኮላይ መረብ ምላሽ ሓዊስካ ኣብ ኣሃዳዊ ስርዓት ኣእቲዩዋ ነይሩ ፍሕፍሕ ድማ በዚሑ ምስ ቤተ ክርስቲያን ምስ ህዝቢውን ኣብ ባእሲ ኣትዩ ሓንጎሉውን ተተንኪፉስ ኣብ መወዳእታ ጭካነ ኣብዚሑ ስለዚ ድማ ግዝኣቱ ኣዚያ ጸቢባ ነበረት ….ንወጻእተኛታትውን መዳፍዕ ስርሑለይ ኣይኮነን ግን ኣይሰደኩምን ኢሉ ኣሰሮም ስለዚ ድማ እንግሊዝ ሰራዊት ሰዲዳ ዜጋታት ኤሮፓ ክትወስድ ናይ ግድን ኮነ ….ሹዑ ዘይነገሰ ዮሃንስውን መገዲ ኣይከልኦምን ንሰራዊት እንግሊዝ…. ኮይኑ ግን ዮሃንስ ረብሓ ህዝቡን መሬቱን ኣሕሊፉ ንእንግሊዝ ኣይሃበን ሰራዊት እንግሊዝ ከምታ ዝመጽኣ ሰላሕ ኢሉ ከደ ….ዮሃንስ ምስ ነገሰ ድማ ካብ ማንም ንጉስ ንላዕሊ ኣብ ጉንደት ኣብ ጉራዕ ምስ ምስሪ …..ኣብ ኩፊት ከረን ከሰላ ምስ ማህዲስታውያን …..ኣብ ሰሓጢት ኣብ ዶግዓሊ ምስ ጥልያን 17 ዓመት ምሉእ ብዘይ ዕረፍቲ ተዋደቐ ኣብ መተማውን ሰማዕት ኮነ ናቱ ሞት ድማ ንሚኒሊክን ጥልያንን ሓጎሶም ኮነ ንህዝቢን ምድሪን ኣግኣዚያን ብፍላይ ንቲ ሓደ ዝኾነ ትግርኛዊ ህዝቢ ድማ ወረሩዎን ኣብ ክልተ መተሩዎን … ንቲ ሳሆውን ንቲ ዓፋርውን ንቲ ኩናማውን ….ስለዚ ሃጸይ ዮሃንስ ንጉስ ትግራይ ዘይኮነስ ዚያዳ ንጉስ መረብ ምላሽ ደኣ ነበረ ስለምንታይ ንሱን ሰራዊቱን ስለዝደኸሙላን ዝሞቱላን …..ክብሪ ንዝግቦኦ ክብሪ ንሃብ …..ብመበቆል እንተኾ ይኑ ቴድሮስውን ብኣቡኡ ትግራዋይ ምንባሩ ኣይንረስዕ ኣሉላ ኣባነጋውን ኣዲኡ ኣኮለ ጉዛይ ወልደንኪኤል ሰለሙን ናይ ሓዘጋ ትውልዲ ርእሰ ራእሲታት ሚካኤል ስሑል መረብ ስግር ……ደጊያት ሃይሉ ናይ ጸዓዘጋ ኣዲኦም ካብ ዓጋመ ….ኣማን ዓንዶም ኣዲኡ ግደይ ዓድዋ ….ወዘተ …. መሳፍንቲ ህዝበ ኣግኣዚያን ሓደ ነይሮም ኣዝማድውን ነይሮም እምበር ክልተ ኣይነበሩን ….ሎሚውን ህዝቢ ኣግኣዚያን ብፍላይ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሓደ እንበር ክልተ ኣይኮነን ወደሓንና
ክቡር ግዱስ ሓው ፣ ብዙሕ ኢና ነመስግነካ ተገዲስካ ርእይቶኽ ምልእኽካ። ብዛዕባ ንጉስ ጽዮን ወይከኣ ንጉስ የውሃንስን፣ንጉስ ቴድሮስን ብዘይ ሌላን ጕሌላን ኣዕሙቝ ኣቢልና ክንከታተሎ ዘሎና ታሪኻዊ ሓቂ እሎ።
ስለዚ ኣብዝቕጽል ክንዝርግሖ ኢና ምእበር ሕጂ ኣብዚ ዓውዲ ርእይቶዚ ክውዳእ ኣይክእልን ስለዝኾነ።
ሕዝቢ ምድረባሕርን ህዝቢ ትግራይን፣ መበቆሉን ቋንቍኡን ባህሉን፣ ሃይማኖትን ጅግንነታዊ መንነቱን፣ ሓደ ምኻኑ ንለባም ዘጠራጥሮ ኣይኮነን። ብሰንኪ ስለላን ኮለላን ጽዮናውያን ግና፣ እዚ ሓደ ህዝቢ እዚ፣ ካብ ኣምሆ ዘመን ጀሚሩ፣ እወ፣ ኣብ ዶጋሊን ዓድዋን፣ ንባዕዳውያን ዘይርሳዕ ኣስተምህሮ ስለዝሃቦም፣ aንሆ ሎሚ ተረፍመረፍ ካብ ኣብራኹ ዝወጹ ደቁ ልኢኾም ግዳይ ጆግራፊካዊ ኣቀማምጣ ሃገሩን፣ ግዳይ ብሉጽ ፈርሃ ኣምላኹን ኮይኑ ኣሎ። እታ ካብ ኢዱ ዘይፈልያ በትሪ ሙሴ ክትሕግዞ እያ።
Kifle – (ctd) ብዝተረፈ ግን ንቲ ኩሉ ጻዕርኻ የድንቕ …. ኦሪታዊ ክርስትና ሃይማኖት መለለይና ምዃኑ ትኣምን እንተኾንካ ድማ ኣንጻር እስራኤልን ጽዮናዊነትን ኣይትኹን ምኽን ያቱ ንሳ ከጥፍኡዋ ብዝደልዩ ዘይጻወር ሃይማኖት ብዘለዎም መዓት ኣህዛብን ሃገራትን ተኸቢባ ዘላ እንኮ ምልክት መንነትና ናይ መጽሓፍ ቅዱስና ሓቅነት መረጋገጺት ዛንታና ስለዝኾነት …..ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓለም እስራኤልን ጽዮናዊነትን ብዙሕ ለውጢ ኣየምጽኡን ምኽን ያቱ ብዙሓት ልዕለ ሓያላት መንነተን ዘይንፈልጠን ይለዓላ ኣለዋ ….ካብ ቱርኪ ክሳብ ኢራን ካብ ቻይና ክሳብ ህንዲ ሓዲሽ ነገራት ኣሎ ….ኤሮፓውን ከም ቀደማ ኣብ ሃይማኖታ የላን ….ስለዚ ቀትርን ለይትን ንታ ምስክነይቲ እስራኤልን እስራኤላውያንን ክንጸርፍ ጊዜና ኣይነጥፍእ …ናይ ተስፋጽዮን ወዲ ጸዓዘጋ ተኸታታሊ ቪድዮታት ኣብ YouTube ትሪኦ ከምትህሉ ተስፋ ይገብር …. ካብ ሓውካ
ኣየነይቲ ኢስራኤል ማለትካ እዩ??ሓውና!°! እቶም ቅኑዓት ይሁዳውያን ኣቶም ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዝነብሩ ዘለው ኦሪታቅያን ህዝቢ እዮም።