ብ2 መስከረም  1950 ዓ.ም.ፈ. ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ዓለም፣ ብመሰረት ሕጊ ዓንቀጽ
390-A(V) ሕቡራት ሀገራት ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ወሲኑ። ብድሕሪዚ ብ10 ሓምለ 1952 ሕገ-መንግስቲ ኤርትራ ወይ ቅዋም ፈደራላዊ መንግስቲ
ኤርትራ ተሓንጸጸ። ብ11 ነሓሰ 1952 ድማ እቲ ቅዋም ብንጉስ ሃይለስላሰ ብወግዒ ጸደቐ። ኣብዚ ኵሉ ኤርትራዊ ከስተብህለሉን ብግቡእ ክፈልጦን ዘሎዎ ጕዳይ፣ እቲ ወኪል ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ ዝነበረሉ እዋን ነቶም ወከልቲ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ዝተሓርዩ ዓበይቲ ዓዲ፣ ባንዴራኹም ባዕልኹም መሪጽኩም ኣዳሉዉ ምስ በሎም፣ ካብኡ  ባንዴራ ኤርትራ ንምምራጽ፣ ወራዙትን ዓበይትን ኣስላምን ክርስትያንን ብሓባር ተሰማሚዖም እዮም፣ ባንዴራ መሪጾም እምበር፣ ከምቲ ጭፍራ ኢሰያስ ዝብሉዎ፣ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ዝመጽወትሉ ኣይኮነን።  ወይ ጀብሃ ዝፈጠረታ ባንዴራ ኣይኮነትን። ኣንታይ ድኣ ኣቦታትና ተባሂጎም ብትምኒት ዝመረጹዋ ባንዸራ እያ።


ብወከልቲ ህዝቢ ፈደራላዊት ኤርትራ ዝተሓርየት ሰንደቕ ዓላማ ባንዴራ ፈደራላዊ መንግስቲ ኤርትራ።

ጥንታዊት ምድረ ባሕሪ (ብኮሎንያል ጣልያን ኤርትራ ዝተሰየመት፣ ብህግደፍ ከኣ ሓዳስ ኤርትራ ዝተባህለት)


ንመረዳእታ
ሰማያው ሕብሪ => ባሕሪ ኤርትራ፣ ቐጠልያ ሕብሪ ቆጽሊ ከኣ 
=> ምልክት ሰላም:  ኢሎም ብስምምዕ እዮም ኣጽዲቖማ። እዛ ባንዴራ ፈደራላዊት ኤርትራ ካልእ ምስጢራዊ ትርጕuም ዘይብላ እቶም ንጹሃትን ፈሪሓ ረብን እጕዚኣቢሐርን ዝነበሮም ኣቦታትና ብዘይ ምዕዶን ሰይጣንዊ ምኽርን ስዉራት ሓይልታት ኣይኮኑን ሓርዮማ።

እታ ብ1976 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ.  ባንዴራ  መጻኢት ኤርትራ ንኽትከውን ብምሉእ ድምጺ ማእከላይ ሽምገለ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ዝተወሰነት እዚኣ እያ። ቅድሚ 1ይ ውድባዊ ጉባኤ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ግን እታ ባንዴራ ዛጊት ብመሃንድሳት ጽዮናውያን ተዳልያን ተቐሪባን እያ ነይራ። እዚ ምልክትዚ ድማ ስሉስ ኲርናዕ ምልክት ኢሉሚናቲ ወይ ሕቡኣትን ስዉራትን ማሕበረሰብ ዝብሃሉ እዩ። እታ ኮኾብውን ብመደብ ጽዮናውያን ዝተሰንዐት እያ። እታ ኮኾብ ድማ ብ5 ስሉስ ኲርናዕ ዝቖመትያ ። እዚ ድማ ረቂቕ ትርጊም ዘለዎ እዩ። እቶም ፈጻሚት ሽማገል ህ.ግ.ሓ.ኤ. ድማ ቍጽሮ 13 እዮም ነይሮም። እዚ ቕጽሪዚ ድማ እቲ ምስጢራዊ ትርጒሙ፣ ዕንወትን (Destruction)

The Symbolic Meaning of Number 13
The meanings that we associate with 13 being unlucky generally come from the symbolic and mystical associations that have come down from the ancient world. In the Major Arcana of the Tarot, the 13th card is called Death or The Reaper depending on which deck you use.For instance Pope Francis (Latin: Franciscus; Italian: Francesco; Spanish: Francisco; born Jorge Mario Bergoglio on 17 December 1936) and he was selected by the Vatica Cardinals as a Pope  on 13.03.2013. ትርጒም ቍጽሪ 13  ሕማቕ ዕድል፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዝእመኖሉ እከይ ቍጽሪ እዩ። እቲ ቀንዲ ምስጢራዊ ትርጒሙ ድማ ሞት ማለትዩ። 13 ኣባላት ፈጻሚት ሽማገለ ህ.ግ.ሓ.ኤርትራ ዝነበሩ

ኮፍ ኢሎም ዘለው ካብ የማን ንጸጋም፣ ብርሃነ ገርዝጊሀር ካብ 2001 ዓ.ም.ፈ. ክሳብ ሎሚ ተኣሲሩ ዘሎ። ኣብራሂም ዓፋ ብውዲት ብሰላሕታ ኲናት ተሰዊኡ ዝተባህለ፣ ግን ብትእዛዝ ኢሰያስን መስፍን ሓጎስን ዝተቐንጸለ።። ሮሞዳን መሓመድ ኑር፣ ገና ብህወቱ ክሳብ ሎሚ ዘሎ። ኢሰያስ ኣፈወርቂ ሰላዪ ጽዮናውያን ገና ብህይወቱ ዘሎ። መሓመድ ሸሪፎ ፣ ካብ 2001 ዓ.ም.ፈ. ክሳብ ሎሚ ተኣሲሩ ዘሎ። ካብቶም ደቅ ኢሎም ዘለው፣ ካብ ጸጋም ንየማን፣ ጠዊል ደስኪሉ ድዩ ሞይቱ ዘይፍለጥ። መስፍን ሓጎስ ብኢሰያስ ንወጻኢ ተላኢኹ፣ ኣብ ውሽጢ ተቓወምቲ ሰሊኹ  ስለላን ኮለላን ዘካይድ ዘሎ። ወዲ ባረ ብኢሰያስ ተሰሚሙ ዝሞተ። ጴጥሮስ ሰሎሙን፣ ካብ 2001 ዓ.ም.ፈ. ክሳብ ሎሚ ተኣሲሩ ዘሎ። ሃይለ ገብረትንሳኤ ካብ 2001 ዓ.ም.ፈ. ዝተኣስረ፣ ብወረ ግን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይቱ ተባሂሉ ዝንገረሉ።ስብሓት ኤፍሬም ካብቶ 15 ሰበስልጣናት ህ.ግ.ሕ.ኤ. ከይተኣስረ ዝተረፍ፣ ኣብዝሓለፈ ወርሓት ግን ብትእዛዝ ኢሰያስ ዝተቐንጸለ። ዓሊ ሰይድ ብትእዛዝ ኢሰያስ ስሚ ተሰሚሙ ዝሞተ። ዖቕበ ኣብርሃ ካብ 2001 ዓ.ም.ፈ. ዝተኣስረ፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሞይቱ ተባሂሉ ዝንገረሉ። ካብዞም  13 ኣባላት ፈጻሚት ሽማገለ  ዝነበሩ፣ ሎሚ ኢሰያስን ሮመዳን መሓመድ ኑርን ጥራይ ብሕየት  ተሪፎም ኣለው።

እዛ ባንዴራ እዚኣ ግን ብውዲት እቶም ስዉራት ማሕበር ድያብሎስ እያ ተሚሂዛን ተሰኒዓን።

ንሳ ድማ ብ3 ስሉስ ኲርናዕን፣ ኮኾብ ከኣ ኣብታ ቅያሕ ምድራ ስሉስ ኲርናዕ ዘለዋ፣  ቀጠልያን ሰማያዊን ቀዪሕ ሕብርን ዘለዋ እያ ዝነበረት። እቲ ብማእከላይ ሽማግለ ውድብ  ህ.ግ.ሓ.ኤ. ዝተሰየመ ስም ውድብ ህ.ግ.ሓ.ኤ.ኣብ ህግደፍ ምስተቈየረ ግና ፣ እታ ቅድም ዝነበረት ባንዴራ ከምዛ ኣብታሕቲ ዘላ ዝተሰንዔት “ባንዼራ ሓዳስ ኤርትራ” ኮነት። ንሳ ድማ ኣብታ ቀያሕዝሕብራ ስሉስ ኲርናዕ ንቕጽቲ ቆጽሊ ለ

 እታ ታሪኻዊ ትርጒም ዘለዋ ጥንታዊት ሰንደቕ ዓላማ ወይ ባንዴራ ኢትዮጵያ። ኣንበሳ ማለት ምልክት ጅግንነት፣  ቐጠልያ ሕብሪ ማለት ከኣ  ለምለም መሬት ማለትዩ፣፣ ብጫ ሕብሪ ማለት ድማ ማዕድን ወይ ሚኔራል ክኸውን ከሎ ትርጒሙ፣ ቀይሕ ሕብሪ ድማ ብደም ሃገራውያን ምፍሳስ ዝተዓቀበት ሃገር ማለትዩ።Flag of Ethiopia and Eritrea

ባንዴራ ወያኔ ድማ ምስታ ባንዼራ ህግደፍ ብትሕዝቶን ምስጢራዊ ትርጕuምን ዘለዋ ብውዲት ሃጸያውያን ተሰኒዓ ዝተሰርሐት እያ።

እዛ ሓዳስ ባንዴራ ኢሃaደግ ድማ ብመሃንድሳት ሃጸያውያን ተኣሊማ ዝተሰንዐት ባንዴራ እያ።

እታ ኮኾብ ካብ ባንዼራ ወያኔን ሻዕብያን ወሲዶም ሰኒዖማ። ብግቡእ እንተድኣ ኣስተብሂልናላ፣ ቀርኒ ባፎሜት ዝብሃል ጣኦታዊ ሰይጣን ከኣ ኣለዋ። ንመረዳእታ ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ስእሊo ኣስተብሁሉ።

እቶም መስቀላውያን ዝብሃሉ ብ110ዓ.ም.ፈ. ሚልቶናት ህዝቢ ኣብ ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ዘጽነቱ ኣብዚ BAPHOMET ዝብሃል ሰይጣን እዮም ዘምሉኹ ነይሮም። ሕጂውን እዞም ኢሉሚናቲ ዝብሃሉ ሕቡኣት ባሕበር ሰይጣን እሞከኣ ንዓለም ዝቆጻጸሩዋ ዘለው፣ ዋናታት፣ ወርቅን፣ በልዚንን፣ ዘይትን፣ ባጤራን ድያሞንድን ዋናታት ኩሉ ኣጽዋርን ንሶም እዮም

ኣስተብህል፤

ወያኔን ህግደፍን እቶም ገዳይም ጥሪት ጽዮናውያን ስለዝኾኑእቲ ኣብንዴራታት ኣEርትራን ኢትዮጵያን ወያኔን ዘሎ  ምልክታት ምስጢራዊ ትሕዝቶ። ከምኡውን እቲ ቊጽርታት ክፍለሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራንትርጉም ኣለዎ። ኢትዮጵያ 14 ጠቅላይ ግዛት ወይ 14 ክፍለሃገራት ዝነበራ 9 ክልላት ወይ ዞባታት ተቐዪሩ። መኽንያቲ ቊጽር 9 ጥንቆላዊ ትርጕuም ስለዘለዎ። ኤርትራ ድማ 8 ኣውራጃታት ዝነበራ ኣብ 6 ዞባታት ተለዊጠን። እዚ ቍጽሪ 6 ከ ሰይጣናዊ ቊጽሪ እዩ። ንመረዳእታ 666 ጥንቆላዊ ትርጕም ኣለዎ።

 666 flashcards on Tinycardsእስከ ብኣድህቦ ነዛ ሓዳስ ባንዴራ ኢትዮጵያ ነስተውዕለላ። ስለምንታይ ግና እታ ጥንታዊ ባንዴራ ኢትዮጵያ ከምዚ ኮይና ?? እቶም ማሕበር ሰይጣን Revoc እምነቶም ንምብርባርን ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ሓዊ ንኸኣጒዱን ንሃይማኖት ኦርቶዶክስ ከርክሱን ስለዝመደቡን እዮም።

ደንቆሮ ተወሊድካ ደንቆሮ ከኣ ዓቢኻ፣ ደንቆሮ ምኻንካ ድማ ከይተረደኣካ ካብ ሙማት፣  ፈሊጥካ ሙማት ይሓይ!!

ሓንቲi መዓልቲ ህዝቢ ኤርትራ ጸላእቱ ክፈልጥዩ!

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ፣ 25.05.2019 ዓ.ም.ፈ።