ድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ።
ድሕሪ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ “ካብ ስልጣነይ ክወርድ ስለዝደሌኹ ጥርዓነይ ተቐበልሉኒ ኢሉ ንሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ምምልካቱ፣ ኢህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ውሱን ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ። መንዩኸ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኮይኑ ክምረጽ?
ኣብ ኢትዮጵያ ህዝቢ ንፍትሒን ንዲሞክራስን ኢሉ መኸተኡ የርኢ ኣሎ። ኣብታ ፍትሕን ዲሞክራስን ሓሪሙዋ ዘሎ ሃገር ኤርትራ ዝነብር ዘሎ ውጹዕ ህዝቢኸ ኣንጻር ሽፍታ ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ እንታይ ይሓስብ ኣሎ??
ድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ኣዋጅ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣዊጁ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ድማ ባuንብኡ ተቓሞ ይልዓል ኣሎ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ንንጉስ ሃይለስላሴ “ውረድ ከይትዋረድ” ኢሉ መኸተ ምስ ኣካየደ ግና፣ ዛጊት መኮንናት ሰራዊት ወተሃደራት ኢትዮጵያ፣ ነቲ ኣብዮት ህዝቢ ሰሪቖም፣ ግዝያዊ ወተሃደራዊ መንግስቲ ኣዊጆም። ሎሚኸ እዚ ቁጣዐ መንእሰይ ኢትዮጵያ ክስረቕ ድዩ ወይስ ብፍትሓዊ መንገዲ ህዛባዊ መንግስቲ ክምስረት እዩ። ክንብርኲት ከይንብርኲት ኣብ ማይ ንብጻሕ።
* ኢትዮጵያዊነትና አገራዊ አንድነት የት ጠፍተው ነው የምንተራመሰው?
* ኢሕአዴግ ይቀየራል ወይም የአስተሳሰብ ለውጥ ያመጣል ብዬ አላምንም
* በ80 ዓመቴ የዚህች አገር ጉዳይ ያስጨንቀኛል፤የልጆቼ ዕጣ ፈንታ ያሳስበኛል
ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
17 የካቲት 2018 ዓ.ም.ፈ.
Recent Comments