ጸረ ህዝቢ ኤርትራን ንጹሃት ተቓውምቲ ህግደፍ ውድባትን ፋሕ-ብትን ዘበሉን ገናውን ኣብ ማእከል ኤውሮጳ እንዳነበሩ፣ሚልዮናት ዶላራት ዘኻዕበቱን ልኡኳት ኢሰያስ ትፈልጡዎምዶ?

በቲ ብፎሮ 12 ወይከኣ ብነብሪ ሳጓ ዝጽዋዕ፣ ኣባል ስለያን ሰልፊ ህዝባዊ ግንባርን ህግደፍን ነበር፣ ብዕለት 10.10.2016  ኣብ ኣደራሽ ስመርር ብድምጺ ዩቱዩብ ዝተቓልሐ ሓበሬታ