ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ስለምንታይ ንምንትምንታይከ?

ዘገምታዊ መስርሕ ሓዲሽ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት

                    Freemason

The Masonic Square and Compasses

.Standard image of masonic square and compasses

ቅዱስ ፊደል ትግሪኛ  ለ

ቅዱስ ፊደል ትግሪኛ   

ዓይኒ ሖሮስ

ዓይኒ ሖሮስ

Freemasonry or Masonry consists of fraternal organisations that trace their origins to the local fraternities of stonemasons that from the end of the fourteenth century regulated the qualifications of stonemasons and their interaction with authorities and clients.


Annuit Coeptis
or Annuit Coptis

MCDCCLXXVII = 1777 American Independents day.

M = 100,

D = 500, C = 100, L = 50, X = 10  V = 5

 is one of the 2 Latin Slogans on the back of the USA SealThe other motto is Nous Ordo Seclorum = a new Order of the Age: New World Order

 sarrounded by a wreath of rays and  usually enclosed by a Triangle that refers to the Trinity the Triangle also the Aspects that is said to be  the number three, which from ancient Times was known as an approximation the Circle number and therefore considered a sacred, “divene” number.

ቫቲካንን ንግስነት ሮማውያንን እንታዝ ፍልልዩ?

እብዛ ብጺሕናያ ዘሎና 2020 ዓ.ም.ፈ.፣ እዞም ገዛእቲ ዓለም፣ ንመላእ ህዝቢ ዓለም፣ “ተላባዒ ሕማም COVICID ካብ ሃግር ቻይና ተበጊሱ፣ ዛጊት ንኢጣልያን ንኣሜሪካን ብጺሑ ኣሎሞ፣ መታን ክይትልብዑ ቅድም ስራሕን ኣብያትትምህርትን ኣቋሪጽኩም፣ ኣብ ገዛኹም ተወሽቡ፣ እንተውጻእኩም ድማ. ኣይትቅራረቡ፣


ኣፍኩምን ኣፊንጫኹምን ሸፊንኩም ተንቀሳቐሱ

ተራሓሒቕኩም ተጓኮዙ። ኣፍኩምን ኣፊንጫኹምን ሸፊንኩም ድማ ኣብ ድኳናትን ኣብያተ ንግድን፣ ህዝባዊ ምጋዕዝያን እተው። ኢሎም ኣዊጆምሉ።: ስለምንታይ ግን ትፈልጡውቆዶ እቲ ብልሓቶም ?

እሞ ክምዚ ዝኣመሰለ  መምርሕን ኣዋጅን ውጽኡ ከለውስ፣ ንህዝቢ ዓለም ከይሓምም ስለዝሓለዩሉ ድዮም፣ ወይስ እታ ብርኵታስ እምኒ ኣላታ ኮይኑስ፣ ብልሓት እለዎም?

እስከ ነዚ ኣብታሕቲ ዘሎ ሓበሬታ ንክታተሎ።


ትንቢት

መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ሥርዓት፣ ብረቂቕ ስልንኣaምራዊ ብልሕት  ወፍሪ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ብምምሃዝ ሓዲሽ °aለማዊ ስርዓት ክትግብሩዎ መዲቦም እዮም። ህዝቢ ዓለም እንተ ንቊሑን ተወዲቡን ተቓዊሙን በዲሁዎን ግን ምናልባት እቲ መደብ ክድንጕ ይኽእልዩ።

እቶም  ሰይጣውንትን፣ ስሱዓትን፣ ግንካኣ ማሕበር ጸልማት ዝዀኑ ንዓለም ብቑጠባን ብፖለቲካን ተቓጻጺሮማ ዘለው ስውራት ሓይልታት፣ ግንከኣ ወነንቲ ባህርያዊ ጸጋ ዓለምን፣ ዘይተኣደን እጽዋርን፣ እዝይዙ ልዑል ጉድኣት ከስዕብ ዝኽእል ቴክኖሎጂካዊ ዝረቐቐ ኣጽዊ ከም 5G ገሮም ብምጉሳይ፣ ሕዝቢ ዓለም ከይነቅሕሞ፣ ንመሰሉን ንረብሑ ኢሉ ከይምክቶም፣ ንማእለያ ዘይብሉ ዘመናት በብዓይነቱ ውዲታት እንዳመሃዙን ግንከኣ በብግዜኡ ሜላን ውዲትንንዳለዋወጡን፣ ንቁጽሪ ህዝቢ ዓለም ከውሕድዎ ገና ይራባረቡ ኣለው።

እወ፣ ካብ ቅድሚ መዋእለ-ባርነት መበል 15 ክፍለ-ዘመን ጀሚሮም፣ ክሳብ እዚ ብጺሕናዮ ዘሎና መበል 21 ክፍለዘምን፣ በብዓይነቶም ተላብዕትን ቀዘፍትን ሕማማት እንዳመሃዙ፣ ክም ተላባዒ ሕማም አይድስ፣ ኢቦላ፣ ጉንፋዕ ጨራሩ፣ ጕንፋዕ ሓሳሙ መንሽሮ፣ ዓሶ፣ ሕማም በዲዶ ወዘተ…. ብምሃዝ ክንድይ ሚልዮናት ህዝቢ ዓለም መንቁሶም እዮም። ዝተፋላለዩ ኩናታት፣ ከም ቀዳማይ ኩናት ዓለም፣ ካልኣይ ኩናት ዓለምን፣ ዝሑል ኲናትን፣ ኩናት ኮርይያን፣ ኩናት ኮንጎን፣ ኩናት ቨትናምን፣ ኩናት ኣብ ልዕሊ ሃገር ኣፍጋኒስታንን፣ ፓለስቲናን፣ ኩናት ኣብ ልዕላዊት ሃገር ኢራቕን፣ ሊብያን ዩጎዝላቭያን፣ ሲርያን፣ ኩናት ኣብ መንጎ ሓደ መበቆል ዘሎዎ ህዝቢ ሓበሻ፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብመደብ ብምውላዕ ንህዝቢ ዓለም  ቅሳነት ክዀልእዎ ጸኒሖምን ገና ድማ ኣለውን። ዝተፋላለዪ  ፖለቲካዊ ስርዓታት ብምምሃዝ፣ ክምዕዳጋ ደቂሰባት፣ ባርነት ኣፍሪቃውያን፣ ኮሎንያሊይም፣ ኒዮኮሎንያሊዝም፡ ሶሻሊዝም፣ ኮሙኒዝም፣ ኣብ መበል 21 ክፍለዘመን ድማ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ክምስርቱ ገልዳሕ ይብሉ ኣለው። እወ፣ እቲ ቀንዲ ፈላሊኳ ግዛእ ንምትግበ=ር ድማ ዝትፋላለዙ ሃይማኖታት ሰናኒዖም ምሂዞም። ብዀምዚ ዝተገልጸ እምብእር ንህዝቢ  ዓለም፣ ብጭካኔ ፈላልዮም ክላገጽሉ ጸኒሖም።

ሎሚ ኣብ ምበል 21 ክፍለዘመን ድማ ብሓዲሽ ግንከኣ aረጊትቭሽጣራ ተጠቒሞም፣ 3ይ ኩናት ዓለም ቅድሚ ምውልዖም፣ ብሓሶት ፕሮፓጋንዳ ዘየሎን ከም ህልው ጌሮም፣ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ተላቢዑ እሎሞ ኣስፍኩምን aaፍንጫቑምን ሸፍኑ ኢሎሞ ም፣ እንሆ ንመላእ ህዝቢ ዓለም ኣብ ራዕድን ፍርሕን ሽዂሎሞ ንዕዘብ ኣሎና። እዚ ኩiሉ ምትህልላዅን ምርብራብን ድማ ካብ ፍርሕን ራዕድን ዝተበገሰ እዙ። ንሱ ድማ ነቲ ካብ ህዝቢ ዝዘመቱዎ ወርቅን በልዚንን ድያመንድን፣ ካልእ ብሉጽ ባህርያዊ ሃብቲ ዕለምን እት ዋናኡ ካብኦም መንጢሉ ከይግድፎም ካብ ዝብል ፍርሒ ጥራይ እዮም። እቲ ኩሉ ዘስደምም ድማ፣ ብፍላይ ካብ ወርሒ መጋቢት 2020 ጀሚሮም፣ ብትላባዒ ሕማም ኮሮና፣ እሞ ፈጺሙ ዘየሎ ክነሱ፣ ብውዲት ክምዘሎ ኣምሲሎም፣ ንህዝቢ ዓለም ኣብ መጎ ሞትን ሕይወትን ኣጻጢሖሞ ምህላዎም እዩ። እወ፣ ነታ ገንዘብ ከይከፈለ ብነጻ ዝረክቦ ባህርያዊ ኣየር ብግቡእ ከምዝይረክብ ገሮም ፣ እፉን ኣፍንጭኡን ተሸፊኑ ከምዝንቀሳቐስ ገሮሞ ኣለው። እስኪ ኣቶም ቋንቋ እንግሊዝኛ እትርድኡ ነዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዓንቀጽ ብኣድህቦ ተክታተሉዎ።

wonderful-world.jpeg

” ዎ ኣምላክ ኣብ ፈትና እይትእትወና ካብ ክፉእ ድኣ ኣድሕነና እምበር” ።

እግዚእብሔር ግን፣ እምነትና ግዲ ጎዲሉ ኮይኑስ፣ ብሰይጣን ጌሩ ይፍትነና ኣሎ።

God is using Satan to test us. 

ኩለ ግዜ ብዛዕባ ጉዳዝ ኮቪክኣይዲ ዝዛርቡ ዘለው ስለምንታይ እዮም ?

ንድዃኑ ኮቪክኣይዲ እንታዩ ትርግuሙ?

COVID = (Certificate of Vaccintion ID) 

መለለዪ ምስክርነት ክታበት ብህለት እዩ።

እቲ ሓቅኛ ስታቲስቲካዊ ብዝሒ ሙዉታት፣ ብሰንኪቲ ባዕሎም ኮነ ኢሎም ብውዲት ዝምህዙዎ ብተጸውዖ ስም ኮቪክኣይዲ19 ዘጠመቕዎ ተላባዒ ሕማም ተለኲፎም ሞይቶም ይትባህሉ ሰባት፣ ግንከኣ ንግሆንግሆ ብሜድየን ክንድዚ በጺሑ እንዳበሉ ዘጋንንዎ  ውዲታዊ ፕሮፓጋንዳ፣ ብግቡእ ምርምርን መጽናዕትን ተካታቲልካ ምስበጻሕካዮ፣ ምስቲ ባዕሎም ኮነ ኢሎም ብውዲት ዝምህዙዎ ዓለም̱̱̱̱̱ኻዊ ቁጠባዊ ዕንወት ክወዳደር ከሎ ፈጺሙ ኣይራክብን እዩ። ግን ሰብ ክመውት ክምይድልዩ ዘስውዖ ውዲት ጥራይ እዩ። ኣብ መንጎ ሞትን ሕይወትን ንነብር ከምዘሎና ዝሕብር ቅሉዕ ውዲት እዩ። ባህጊ ሞት እዩ። ድያብሎስ ባዕሉ ርእሱ ዝጠልቦ ዘሎ እከይ  ጥራይ እዩ። ኢሉሚናቲ ዝደልያ ዓለም ንምምስራት እዩ  እዚ ኩሉ ጉያን ሃልክን እምብኣር። እዛ ዓለም ብሉሚናቲ ትውነን ስለ ዘላ።ንሕና ህዝቢ ዓለም ድማ ብህጹጽ ክንውደብ ዘሎናዮ መድርዅ ይጠልብና ኣሎ።

ሃግራት መብቆልን ባህልን ህዝበን ዓቂብነ ባህርያዊ ክብሪ ህዝበን ክዕቅባ ኣለወን።

 ፍሹልን ባንዴራን ሓሶት ትላባዒ ሕማም እንዳበልካ ንህዝቢ ምውቓዕ ደው ክብል ኣለዎ።

ውሮ ዘይኮነስ ብኵእለቱን ሕብረተሰብ ብጾቱኡን  ብሕብሪ ቆርበቱን እንዳፈላሌኻ ካብ ምዕዋር፣ ብኽእለቱን ብብቕዓቱን ተመዚኑ ኣብ ማእቶትት ክዋፈር ኣለዎ። እቶም ገበንኛታት ድማ  ጾታኦምን  ሕብሪ ቆርበቶምን ብዘየገድስ ብማዕርነት ክፍረዱን ክቕጽዑን ኣለዎም።

 ስደትኛታት ካብ ሃገሮም ኣይክክስደዱን እዮም፣ ሃገሮም እንተድኣ ሓራኮይኑ ክብልጽግ ስለዝኽእል።

ህዝቢ ብግሉጽጽነት፣ ኣብ መሰል  ምዝራብን ሓሳቡ ምሃብን፣ ኣብ ህዝባዊን መርበብ ማዕከናትን ሓራ ኮይነ ሓሳቡ ክገልጽ ይግባእ።

ደቂ ኣንስትዮ ክታለላን፣ እቲ ፍርያም ማህጸነን ክፍርን ወለዶ ክትክእን እምበር፣ መርዓን ሓዳርን ጭቆናእዩ ይብል ሕሱር ፍልስፍና ገርካ ምትላል ኣይግባእን። እዚ ውዲታዊ ሜላዚ ህጻናት ክይፈርዩ ተባሂሉ ዝተእልመ እክይ ስነኣaምራዊ ወፍሪ እዩ።

ሓዲሽ ዓለማዊ ሥርዓት፣ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም፣
ዘውጽኦ ኣጀንዳ 2021፯2030 ዓላማዑን ተልእኾኡን

  • 1ይ. ክሳብ ሎሚ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም ዝነበረ ተሪፉ እንኮ ዓለምለኻዊ ውድብ

  • 2ይ.  እንኮ ዓለምለኻዊ ባጤራ ኣብ ኣገክግሎት ክውዕል

  • 3ይ.እንኮ ዓለምለኻዊ ባንክ ክምስረት

  • 4ይ.እንኮ ዓለምለኻዊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ንዕለም ክሕሉ

  • 5ይ.ሃግራዊ ልዑላውነት ሓንቲ ሃገር ክድምሰስ

  • 6ይ. ግላዊ ዋንነት ሃብቲ ወይ ንዋይ ክኽልከል

  • 7ይ.መሰርት ሃገር ስድራቤትዝነበረ  ክተርፍ

  • 8ይ.ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ክጎድል

  • 9ይ. ህዝባዊ ክትባት፣ ነፍሲወከፍ ሰብ ክኽተብ

  • 10ይ. ነብሲ ወክፍ ሰብ ኣብ መላኣ ዓለም ሓደ ዓይነት ደሞዝ ክኽፈል

  • 11.ኣብ መላእ ዓለም ዝነብር ሰብ፣ ንነብሲ ወክፉ ሰብ ቆርበቱ ደቂቕ ኤልክትሮኒክ ቺፕ ክጥብቆ

  • 12. ንኹሉ ሰብ ብማዕርነት ዘገልግል ሓባራዊ ማሕበራዊ ለቓሕ ክቕውም

  • 13.ብ5G ዝመሓላልፍ መራኽቢ ብዙሃን ወይ ቅልጡፍ  Internet ኣብ ኣገልግሎት ክውዕል

  • 14. ዝተወልደ ቆልዓ ወይ ህጻን ብመንግስቲ ተኣልዩ ክዓቢ

  • 15.  ኣብያተ ትምህርትን ኮልጃትን ዩኒቬርሲትን ብመንግስቲ ክውነኑ

  • 16. ግላዊ ዋንነት  ህዝባዊ መጓዕዝያን፣ ንኣሽቱ ማካይንን ክትርፍ

  • 17. ኩሉ ኣብያተ ንግድታት ብመንግስታዊ ትካላት ጥራይ ክውነንን ክካይድን

    18. ምጓዕዝያ  አር ጥቡቕ ደረት ክግበረሉ

  • 19. ኩሎም ደቂሰባት ኣብቲ  ንደቂሰባት ዝተዳለወ ካምቦታት፣ (Consentration camp)  ክነብሩ ሕድሕዳዊ ርክባት ክኽልከል

  • 20 ግላዊ ብሕታዊ መስኖታት ክተርፍ፣ ውልቃዊ ሕርሻ ብምስኖ ማይ እንዳስተኻ ምስራሕ ክተርፍ

    21. ብሕታዊ ትላል ሕርሻን ምርባሕ ከብትን ጥሪትን ክተርፍ

    22. ብሕታዊ ዋንነት መንበሪ ገዛ ወይ ብሕታዊ ገዛ ምህናጽ ወይ ምውናን ክኽልከል

    23. ባህላዊን ባህርያዊን መድሃኒታትን እጸፋርስን፣ ባህርያው ቆጽለመጽሊ ንመረዳዕታ ጫት ሓሺሽ….ውዘተ

goals.jpeg

ግብረሰዶም ብማሕበራዊ ብሜድያን ብኣብያተ ትምህርትን፣ ብፖለቲካን መሳርያ ገርካ ንሕብረትሰብ ክኣምነ፡uን ከተግብሮን ኢልካ ወፍሪ ምክያድ ደው ክብል እለዎ።

ፖለቲካውያን መሳርሒ ወነቲ ባንክን ደለብቲ ሃብትን ክብ ምዃን ንህዝብን ንሃገርን ከገልግሉ ይግባእ።

 ህዝባዊ ምሳዕከናት ዜና ኣብ ክንድሲ ንሓዲዓለማዊ ስርዕ ፕርፓግናን ሓሶትን ካብ ምግባር ተቖጢቦም፣ ቅኑዕን ውድዓዊን ሓበሬታ ንህዝቢ ክህቡ ኣለዎም።

ስይጣናዊ እምነትን ኮሚንስትን ክጥፍኡወይ ክጸንቱ ኣለዎም።

 

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
ካብ መርበብ ሓበሬታ ሄንሪ ማኮቭ ዝተተርጎመ ሓበሬታ

Source: