ነቲ ብሰንኪ እቲ ብመደብን ግንከኣ ንህዝቢ ዓለም ኣብ ራዕድን ፍርሕን ንምእታው እንተዘይኮይኑ፣ ብግብሪ ክምዝተኻታተልናዮ ግና፣ ክሳብ ሎሚ ሳዕቤኑ ዘይተራእየ፣ እሞ ብግጂፍ ፕሮፓጋንዳ ዝተሰነየ ዓለምለኻዊ ውዲታዊ ወፍሪ፣ “ብተላባዒ ሕማም ቫይረስ ኮቪክ ኣይዲ” COVIC-ID19 = CERTIFICATE OF VACCINATION ID-19 ዝኣክል፣ ኩሉ ኣብያተ-ስርሓን፣ ኣብያ-ትምህርትን፣ ማሕበራዊ-ትካላትን ሃገራት ዓለም፣ ተለኲትሉን ትዓጽዩሉ ዘሎ ፖሊሲ፣ ደው ከብሎኦ ዝኽእላ 8 ቀለልቲ፣ ብእወ! ወይ ብኣይፋሉን! ዝምለሳ፣  ካብ እንግሊዝኛ ቋንቋ ዝተተርጎማ ትሕት ኢለን ትዘርዚረን ዘለዋ ኣገድስቲ ሕቶትታት፣ ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን!! እስከ ብኣድህቦ ነዘን ሕቶታት ርኢና ንመልሰን

  • 1 እቶም ኣብ መጀመርያ ብተላባዒ ሕማም Covid-19 መኽንያት ሕማም ተላገብን ሞትን ከይትሓሙ ተጠንቀቑ ዝብሉ ብፍላይ ብሜድያታት ዝተሰንዩ ኣዋጃት፣ሓበሬታታት ተስፋ ዘይብሎም ግጉያት ድዮም ነይሮም?

  • 2 እምብኣር እቲ ዘይድሊ ብሽፋን ምዕጻው ዝተኣወጀ እዋጅ ብዘይቲ ተላባዒ ቫይረስ እዩ ነይሩ  ማለትዩ?

    እወ!

  • 3  እቲ  ብመኽንያት ምዕጻው ሕሙማትን ኣረገውትን ኣብ እንዳ ክንክን መዕቆቢታት ክዕቆቡ ኣለዎም ዝብል ዝነበረ ፖሊሲታት  ግጉይ ድዩ ነይሩ?

    እወ!

  • 4 እቲ ብሜድያታትን ብመንግስታዊን ዝተነዝሐ ዝነበረ ሓበሬታታት፣ ብስነፍልጠታውያን ክኢላታት ተጸኒዑን፣ ኣብ ስነፍልጠታዊ ምትእምማን ተመርኲሱን ዝተነዝሐ  ግጉይን ኣብ ብግምት ዝተኣወጀ ሞዴል ምንብሩ ሓቂድ ድዩ  ?

    እወ!

  • 5 ትሰማምዑሉዶ፣ ቀንዲ ወፍሪ እዚ ፖሊሲዚ፣ ፍርሕን ራዕድንን ንምእታው እምበር፣ ከም ሓደ ፍሉዩን ሞዴል፣ ንመረዳእታ ከምቲ ኣብ ሃገር ስዊደን ዘሎ ሞዴልን ከከዘይኮነ?

    እወ!

  • 6 ሰማምዑሉዶ፣ ከምቲ ውሑዳት ክኢላታጥ ሊቃውንቲ ዝመስከሩዎን ዘረግግጹዎን፣ከምኡውን ብርግጽ ኩሉሰብ ዝግምቶ ግምት፣ ንንጋዶ ዘኽስርን፣ ግጉይ ርክባት፣ ወይ ተረሓሒቕካ ከምዝትንቀሳቐስ፣ ኣፍካን ኣፍንጫኻን ሸፊንካ ምንቅስቓስን፣ ንነዊሕ ዝጉዓዝ ጸረ ማሕበራዊ ምትእኽኻባት ወይማሕበራዊ ፍልልያት ዘስዕብ ከምዝኾነ?

    እወ!

  • 6 ትሰማምዑሎኸ፣ ካብ መጀምርያ ጀሚሩ ንህዝቢ ዓለም ዘየዕዉት ግንከኣ ብሜድያታትት ዝተሰነዩ ብልሓታዊ ወይ ውዲታዊ ወፍሪ፣ ንህዝቢ ዓለም ኣብ ፍርሕን ራዕድን ዘእቱ እምበር፣ ንሓደ ሓቅኛን ሓባራዊ ረብሓ ዘምጽእ ሕቶ ንምምላስ ከምዝይኮነ?

    እወ!

  • 7 ኣብ መደምደምታ ወይ ወዳእታከ፣ ነዚ ኣብያተ ስርሓትን ኣብያተ ትምህርትን፣ ኩሎም ማሕበራዊ ትካላትን ምዕጻው! ከምኡውን ነቲ ተራሓሒቕካን: ኣፍካ ሓቲምካን (ሸፊንካን) ምኻድን ዝብል ትእዛዛዊ ፖሊሲ፣ ምስ ክኢላታት ተራዳዲእና ደው ከነብሎ ንኽእልዶ?

  •  8 ኣብ መደምደምታ ወይ ወዳእታከ፣ ነዚ ኣብያተ ስርሓትን ኣብያተ ትምህርትን፣ ኩሎም ማሕበራዊ ትካላትን ምዕጻው! ከምኡውን ነቲ ተራሓሒቕካን: ኣፍካ ሓቲምካን (ሸፊንካን) ምኻድን ዝብል ትእዛዛዊ ፖሊሲ፣ ምስ ክኢላታት ተራዳዲእና ደው ከነብሎ ንኽእልዶ?

    እወ!

356

Kevin Smith & Lesley Buckley

Source