ወዮ ተንኮለኛ ክብለጽ ዝደሊ፣ ንቕሓት ኣይፈቱን’ዩ፣ መታን ክፈላሊ፣ ንዕኡ ዝመስል ግን፣ ቀልጢፉ’ዩ ዘለሊ። ነዊሕ እዋን ተዓጊሰካ፣ ተጸሚመ ብዙሕ ኣሕሊፈልካ፣ ሕጂዶ ይሓይሽ ኣታ ምውጻእ ጠፊኡካ”። ብሓርበኛ ስነ-ጥበበኛ የማነ “ባርያ”

እቶም ንጉዳይ ኤርትራ ወነንትን ገበርትን ሓደግትን ፣ ወነንቲ ባጠራን ባንክታትን ዝኾኑ ጽዮናውያን እዮም እምበር ህዝቢ ኤርትራስ ተውሳኺቱ። ህዝቢ ኤርትራ እቲ ነጻነት ዝብሎ ኣብ ባርነት ተለዊጡ፣ ሎሚ ድማ ወርቁን ደቁን ተዘሚቶም ንባዕዲ ሃገር ይግዕዙ ኣለው።

 እዚ ካብ 1965 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ 2018 ዓ.ም.ፈ. ዛጊት ንኣስታት 53 ዓመታት፣ከም ሓደ ዘይዳነ ብዓል “ዓቢ ኃይለ ሥልጣን” ኮይኑ፣ ብፍላይ ንሰራዊት ኤርትራ ብሓፈሻ ድማ ንህዝቢ ኤርትራ ዝላገጸሉ ዘሎ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ ባዕሉ ተበጊሱ ዘይኮነስ፣ በቶም ስዉራት ኣዘዝትን ኣማኸርትን ምሃንድሳት ጽዮናውያን ዝተዳለወሉ ፕሮጀክት ከም ቀንዲ መምርሒ ተኸቲሉ ጥራይ እዩ።

 እዚ 30 ዓመት ኣብ ሰውራ፣ 27 ዓመት ድማ መላኺ ሕጊ ኣልቦ ግዝያዊ መንግስቲ ኮይኑ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ብፍጹም ምልኪ ዝገዝእ ዘሎ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ዝነበረ ፍትሓዊ ሕጊንዳቦን፣ ጭዋ ባህልን፣ ቅዱስ ሃይማኖትን፣ ብሉጽ መንነትን፣ ደምሲሱ ብዘይንቡር ተኪኡ፣ ነታ ጥንታዊት ኤርትራ “ብሓዳስ ኤርትራ” ዝብል ስኑዕ ስም ኣጠሚቑ ዝገዝእ ዘሎ ልኡኽ ባዕዳውያን መላኺ እዩ።

 እዚሰብዚ (ኢሰያስ) በተን መሃንድሳት ስለላ መርበብ ጽዮናውያን ዘዳለውሉ 3 ፎርሙላታት ተመሪሑ እዩ፣ ነዚ ኩሉ ብስነኣምራዊ እከይ ስራሕ ዝሰርሕ ዘሎ።

እተን ብጎይተቱ ተዳልየን ዝተቀረባሉ 3 ፎርሙላታት ከኣ እዘን ዝስዕባ እየን፣

  1. ንቡር ጸረ ንቡር ዘይንቡር፣(Thesis Antithesis = Synthesis) ትርጉም፣ ነቲ ንቡር ባህላዊን ሃይማኖታዊን ሕጋዊን ዝነበረ ፣ ብጸረ ንቡር (ሰውራ) ኣካይዱ ዘይንቡር ግንከኣ ግዕዙይን ሕገ ኣልቦን ስርዓት ምምስራት።

እዘን 3 ፈርሙላታት እዚአን፣ ብፍሪደሪክ ሄገል ዝተባህሊ ጀርመናዊ ፈላስፋ ዝተምህዛ ኮይነን፣ ብካርል ማርክስ ከኣ ብሰፊሑ ክትግበራ ዝጀመራ ቀንዲ ሕመሬት ሶሻል ኢንጂነሪንግ ፍልስፍና እየን።

መጀመርያ ግድል (Problem) ትምህዝ፣ ካልኣይ ነቲ ግድል ከኣ ኣብ ካልእ ኣካል ተጸግዖሞ፣ ካብኡ ወናን ማዕከን ዜና ባዕልኻ ስለዝኾንካ፣  ነቲ ሓሶት ኣቃሚምካን ሓቂ ኣምሲልካን፣ ንሕዝቢ ኣደንቒርካ ብዜና ማዕከናት ተቕርበሉ። ንመረዳእታ፣ ብ1978 ዓ.ም.ፈ. ጀብሃን ሻዕብያን 90% ከተማታት ኤርትራ ተቛጻጺረንኦ ከብቅዓ፣ ኣብ ክንዲ ነጻነት ምእዋጅ ብወገን ሻዕብያ ጀብሃ ክትሓቅቕ ኣለዋ ዝብል መርገጽ ወሲዳ ፣ “ብሰንክ ጀብሃ ኢና እምበር ነጻነት ምምጻእስ ቀሊል ነይሩ” ኢሎም እንዳማሳመሱ ንህዝቢ ኣእምርኡ ሰሪቖም ተላጊጾምሉ። ብኣሽሓት ዝቕጸሩ ደቅሃገር ድማ ንረብሓ ጽዮናውያን ጥራይ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ተጠቢሶም ሃሊቖም። ስውኣት እንዳተባህሉ ድማ ይንገረሎም። እቲ በጃ ዝሓለፍይዎ ግና ንረብሕ ባዕዳውያን ምኻኑ ሎሚ ተጋሂዱ ንርእዮ ኣሎና።

 2ይ. ግድል ዕንቅፋት ፍታሕ (Problem Reaction Solution) ትርጉም፣


  1. ነቲ ግድል ብቀጥታ ፈቲሕካ ኣብ ፍታሕ (Solution) ዓወት መታን ከይትበጽሕ፣ ጓል ነገር (Reaction) ወይ ዕንቅፋት ምሂዝካ፣ ነቲ ዋና ግድል ከይትፈትሕ ካልእ ሓዲሽ ግድል ምሂዝካ ንዓወት ንምንዋሕ ዝግበር ውዲት። ንመረዳእታ፣ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ሓንቲ ተ.ሓ.ኤ. እትብሃል ውድብ ተማሂዛ፣ ብረታዊ ቃልሲ ከኣ ጀሚራ፣ ኢሰያስ ንሜዳ ምስ ወጸ ከኣ ሓዳስ ውድብ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ተመስሪታ። ኣብ ክንዲ ሰራዊት ክልቲኤን ውድባት ሓቢሮም ነጻነት ዘቃላጥፉ፣ ብመደብ ነጻነት ኤርትራ ተናዊሑ፣ እቲ ህዝቢ ዝሓልሞ ዝነበረ “ነጻነት” ምስተረኽበ ከኣ ከምዚ ሎሚ ንርእዮ ዘሎና ኣብ ባርነት ተለዊጡ።

3ይ. እስከ ነዘን ኣገባባት ማኒፑለሽን፣ ኣእምሮ ወድሰብ ንምቕያር ዝትግበራ ረቛሒታት ንከታተለን። ንኹለን ከኣ ኢሰያስ ይጥቀመለን ኣሎ።

  • Obfuscation ጉልባብ ተጠቒምካ ንህዝቢ ምትላል

  • „መግብን  መድሃኒትን” መግቢ ምብካል፣ መድሃኒት ኣብክንዲ ንሕሙም ምፍዋስ ቀዛፊ ሕማም ከምዝለግበካ ምግባር።
    ብስም መግብን መድሃኒትን ምሽቃጥ
    Food and Medicine

  •  ማዕከን ዜና ገቢትካን ተቛጽጺርካን ንኣእምሮ ህዝቢ ምዝንባዕ። Control of Mass Media

  • ፍርሒን ራዕድን  Primal Fears  “ወያኔ መጸኩም”፣ “መጃሃድን መጹኹም”፣ “የመን መጸትኩም” ወዘተ……

  • ዓለምለኻዊ ምስማም ኣየርን ባሕርን ወድሰብን ብቀዛፊ መድሃኒት ገርካ ምብካልን።
    Worldview Poisoning

  • Divide and Conquer ፈላሊኻ ንህዝቢ ምስዓር፣ “ጀብሃ ሻዕብያ”፣ “ወያኔ” ኣከለጉዘታይ፣ ሓማሴናይ ሰረወታይ” ወዘተ… ሎሚ ከኣ 33 ውድባት ኤርትራ 44 ውድባት ኢትዮጵያ ወዘተ…ገርካ ንሓደ መበቆል ዘለዎም ህዝብታት ፈላሊኻ፣ ግንከኣ ብደም ንጹሃት ንረብሓ ጽዮናውያን ምውዓል።

  •  Religion /Binding  ንሓደ ኣማኒ እግዚኣብሔር ዝኾነ ህዝቢ ግጉይ ሃይማኖትን እምነትን ኣተኣታቲኻ ፈላሊኻ ምግዛእ ኣስላም መጹኹም ጭሓማት ተቕልቀሉኹም፣ ጴንጠቆስጠ፣ የሄዋ መሰኻኽር  ወዘተ….ገርካ ነቲ ንቡርን ክቡርን ቅዱስን ሃይማኖት ተዋህዶ ኣርኪስካ ኣብ እምነት ድያብሎስ ምልዋጥ። ንመረዳእታ፣ ቅዱስ ወብጹእ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ሃይማኖት ኤርትራ ምሕያር። ሸኽን ቃድን  ምስልምና ምእሳር፣ ከም ሓጂ ሙሳ ወዲ 92 ዕድመ ዝነበሮም ኣብ ቤት ምእሰርቲ ከምዝሞቱ ምግባር  ወዘተ……

  • ምድንጋር ምትላልብሕሶት ብምውቓዕን ንህዝቢ ምስላብ
    Illution of Time

  • ባዕልኻ ትቆጻጸሮም ተቓወምቲ ምምሃዝ፣ ከም ብመስፍን ሓጎስ ዝምራሕ “ሰልፊ ዲሞክራሲ”፣ ብኣድሓኖም ገብረማርያም ዝምራሕ “ህዝባዊ ዲሞክራሲ”፣ ብዓብደላ ኣደም ዝምራሕ “ህዝባዊ ድሕነት” ብዶር. ኣሰፋውን ዓንደብርሃንን ዝምራሕ “ሰልፊ መድረኽ” ኩሎም እዚኦም = ብኢሰያስን ብጎይተቱን Cntrolled Oposition እዮም።

  • ሰለስተ መኣዝን ዘለዎ ምልክት (ሲምቦል) ምልክት እቶም ወነቲ ስትራተጅን ብህርያዊ ጸጋታትን ባንክታትን ጽዮናውያን እዮም
    Subbversive Symbolism

  • ንመረዳእታ፣ ባንዴራ ኢትዮጵያ ካብ ጥንቲ ከምዚ ነይራ፣ ሰለስተ ሕብሪ ዘለዋ 4 መኣዝን፣ ርቡዕ ኩርናዕ፣ ትርጉማ  ከኣ እተን ቀጠልያን ብጫን ቀይሕን ሕብሪታት ምልክት ቅናት ኣደይ ማርያም ማለት ኮይኑእቲ ምልክት ኣንበሳ ከኣ ምልክት ጅግንነት ማለት እዩ። እታ ጥንታዊት ባንዴራ ኢትዮጵያ ከኣ ፣ ቅዱስን መጎታዊን ኣዎንታዊን  ትርጉ ዘለዋ እያ ነይራ። ኣብ ማእከላ ድማ ኣንበሳ እዩ ነይሩዋ እምበር ትርያንግል ኣይኮነን።

  • ሎሚ ከኣ ኣብ ግዜ ወያኔ 5 ስሉስ ኵርናዕ ዘለዋ ኮይና። ዳርጋ ከምታ ባንዴራ እስራኤል ማለትዩ። ሎሚ ግና ስለምንታይ ወያነ ብ5  ስሉስ ኵርናዕ ዘለዋ ባንዴራ ቀዪሮማ? እንታይ ኣምጽኦ እዚ ኩሉ ምቅይያር ስለምንታይከ? እቶም ምርምርን መጽናዕትን እንገብር ሰባት ግና፣ ሳላ  ቴክኖሎጂ ዘምጽኦ ቅልጡፍ ሓበሬታ ኢንተርነትን፣ ሑቡኣትን ግሁዳትን መጻሕፍቲ ምግንጻል፣ ንፈልጥ ኢና ስለምንታይ  ከምቐየሩዋ። ጽዮናውያን ኣዳልዮም ዝሃቡዎም ምልክት ኢሉሚናቲ ምኻና ድማ ንፈልጥ ኢና።

  • ቁጠባ ሃገር ምቍጽጻር ንመረዳእታ ኣብ ኤርትራ መሬት ካብ ህዝቢ ተመንጢሉ መሬት ህግደፍ ኮይኑ። ገንዘብ ህዝቢ ብህግደፍ ተሃጊሩ፣ ንግድን ትካላዊ ስርሓትን፣ ዕደና ወርቅን ድማ ብህግደፍ ተወኒኑ። Financial System

ባንዴራ ኤርትራውን፣ ትሕዝቶኣ ካብ 76 ዓ.ም.ፈ.ጀሚራ እያ ብመደብ ጽዮናውያን ተሰኒዓ።

እታ ኣብ ግዜ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝነበረት ባንዴራ ኤርትራ፣ ሰማያዊት ሕብሪን ጥሉል ቆጽሊ ኣውሊዕ ከኣ ኣብ ማእከላ ዝተለጠፋ ባንዴራ፣ ብዘይ ጥንቆላዊ ወይ ስነኣእምራዊ እከይ እያ ኣብ ሓሙሳታት በቦታት ተኣሚኑላ። ብሕቡራት መንግስታት ድማ ዝጸደቐት ባንዴራ ፈደራል ኤርትራ  ከምዚ እያ ነይራ።

እዛ ሓዳስ ባንዴራ ህግደፍ ድማ፣ ከምዚ ተሰናኒዓ ተቐይራ፣ ኣብልዕሊታ ሓንቲ ቀያሕ ዝሕብራ ስሉስ ኩርናዕ ድማ 5 ብጫ ዝሕብረን ስሉስ ኵርናዓት ምልክት ኣላ። ስለምንታይ ግና ስሉስ ኵርና ክትከውን ኮይኑ?

 ባንዴራ ሓዳስ ኤርትራ ሎሚ ከኣ፣ ነታ ንቕጽቲ ቆጽሊ ኣውሊዕን 3 ዓበይቲ ስሉስ ኩርናዕን ዘለዋ ኮይና። ስለምንታይ 3 ኩርንዓት? ብጠለብ መሃንድሳት ጽዮንነት ዝተሓንጸጸን ዝተወሰነን እዩ።

  •   ፋብሪካ ሽበራ ምምሃዝ Chaos SORCERY

ንኣእምሮ ወድሰብ ምቕያር፣ ኣብ ሳዋ ዝወፈሩ መንእሰያት ኩሎም፣ ኣእምርኦም ብረቂቕ ተሓጺቡ እዩ።
The D-H-R Factor Indoctrination
The SECRET of the undetectable Mind Control

ኣብ ግዜ ሰውራ ሰራዊት ገድሊ ኤርትራ ብሓደ ተወሃሂዱ ኣንጻር ጸላኢኡ መኪቱ ብእዋኑ ዓወት ከየምጽእ፣ ውግእ ሓድሕድ ተኣዊጁሉ፣ ብሰንኪዚ ውዲታዊ ውግእ ሓድሕድዚ ድማ ማእለያ ዘይብሎም ደቂ ሃገር ፈሊሶም። እታ ኢሰያስ ከም (ሪኣክሽን) ዓንቃፊት ገሩ፣ ፕሮፓጋንዳ ዝነፍሓላ ዝነበረ ውድብ ጀብሃ ብትእዛዝ ጽዮናውያን ብስሙ ግንባር መሪሕነት ጀብሃን፣ወያኔን፣ ሻዕብያን ሓንሳብ ንሓዋሩን ጠፊኣ። ውርዙይ ባህልን፣ ሃይማኖትን፣ መንነትን ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ምስኣ ዓሪቡ። ሜዳ ኤርትራ ድማ ብሻዕብያን ወያኔን ተወነነ። ካብኡ ብሓገዝ ጽዮናውያን ከኣ ውድብ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ነስመራ፣ ውድብ ወያኔ ድማ ንኣዲስ ኣበባ ኣተው።

ድሕሪ ኣስመራ ምእታው ግና፣ ኣብክንዲ ነቲ ራእዪ ህዝቢ ጋህዲ ዝገብር ማለት ፕሮብለም ፈቲሑ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዝተክል፣ ሓዲሽ ዕንቅፋት (ሪኣክሽ) መሃዘ። ንሱ ድማ ፣ “መጃሃድን ብሱዳን ይመጹና ኣለው”፣ “የመን ደሴት ሓኒሽ ወሲዳትልና ኣላ”፣ ጅቡቲ ትጻብኣና ኣላ”፣ ወያኔ ክወሩና ይደልዩ ኣለው” ወዘተ…. ዝብል ሓዲሽ ውዲታዊ ዕንቅፋታ (ፕርብለም ሪኣክሽን ሶሉሽን)  ብመሃንድሳት ጽዮናውያን ዝተዳለወ ፕሮጀክት እከይ ተማህዘ። ብሰንኪ እዚ ውዲትዚ ከኣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ኣዎንታዊ ፕሮጀክት ልምዓትን፣ ቅዋማዊ ምሕደራን፣ ሕረስ ሓራስታይ፣ ንገድ ነጋዳይ ንኸይትግበር ብመደብ ተኣገደ።  ስትራተጂካዊ ረብሓ ጽዮናውያንን ባንክታትን ከኣ ተዓወተ።

እታ 3ይቲ ውዲት ድማ፣ ኣእምሮ ህዝቢ ሓጺብካ ምቍጽጻር (ማይንድ ኮንትሮል)። ኣብ ሜዳ ክፍሊ ባህሊ ብዝብሃል ክፍሊ ሙዚቃን ዳንኬራን ገርካ ንሰራዊትን ህዝብን ኣእምሮኡ ንምሕጻብ ተፈጺሙ እዩ። ንሓደ ህዝቢ ኣእምሮኡ እንተድኣ ተቛጻጺርካዮ፣ ንብረቱን ሃብቱን ንምቍጽጻር ቀሊል እዩ፣ ካብ ዝብል ብጎይተቱ ዝተዋህቦ ፕሮጀክት ተመሪሑ፣እንሆ ሎሚ ንኣእምሮ መንእሰይ ኣብ ሳዋ፣ ንኣእምሮ ህዝቢ ድማ ብቲቪ ኤሬይ ሓጺቡ ብMind control ተቖጻጺሩዎ ንዕዘቦ ኣሎና።.

4ይ. ክታበት ንጥዕና ቖልዑ ድዩስ ንጉድእቶም?

ክታበት  ዊዲታዊ ወፍሪ ኮይኑ ብመደብ ንምጽናት ህዝቢ (ደፖፕለሽን) ተባሂሉ ብመሃንድሳት ጽዮናውያን ዝተማህዘ እዩ።

“ቆልዑ ሕማም ፖልዮ ከይሕዞም ክኽተቡ ኣለዎም“፣ ካብ ዝብል ውዲታዊ መምርሒ ንህጻናት ክታበት ከቲብካ፣ኣብ ዝተናውሐ እዋን፣ ወለዶ ህዝቢ ንምጽናትን፣ ነቲ ዝተረፉ ድማ ሓዲግ መዲግ ከምዝኾኑ ምግባር። ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ኤርትራ ዳርጋ ኩሉ ህጻን ተኸቲቡ እዩ። ብሕጂ ዝውለድ ድማ ክኽተብ እዩ። እቲ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ወይ ሓካይም ነቲ ንኽታበት ዝኸውን መድሃኒት ፈቲሾም ኣብ ውሽጡ ኣንታይ ዓይነት ከሚካል ንጥረነገራት ወይ ስሚ ኣሎ ኢሎም  ክመራመሩ  ክፈልጡን ኣይፍቀዶምን እዩ።


ክታበት ሓደ ብሮፈለርን ብቢልጌትን ዝውነን ትካል እዩ።

ብፋርማ ኢንዳስትሪ ተቓሚሙን ተዓሽጉን ዝተዳለወ ዝመጾም መድሃኒት ተቐቢሎም  ከኸትቡ ግና ይግደዱ። ነቲ ተዓሽጉ ዝመጸ መድሃኒት፣ኣብ ውሽጡ እንታይ ትሕዝቶ ከምዘለዎ ማለት ቀዛፊ ድዩ ወይስ እድሓኒ፣ ፈቲሽካ ምምርማር ክልኩል እዩ። እቶም ሓካይም ክታበት ንህዝቢ ምጽናትን ምጒዳልን ምኻኑ ግና ይፈልጡዎ እዮም።፣

ኣብዚ እዋንዚ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ካብ ነዊሕ ዓመታት ጀሚሮም እዮም ብክታበት ኣምሲሎም ሕማማት ኣብ ኣፍሪቃ ነዚሖም። ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣስታት 5 ሚልዮን ህዝቢ ብኤይድስ ተለኺፎም ኣለው። ኣብ ኢትዮጵያን ናይጀርያን ድማ ክሳብ 10 ሚልዮን ብክታበት ኤይድስ ዝለገቦም ህዝብን ቆልዑን ኣለው። ገናውን ኣብዚ እዋንዚ ነዚ ፕርጀክት ክታበት ብሰፊሑ ንምትግባር፣ ብቢልገይት ዋና ማይክሮሶፍት፣ ዝምርሕ ፕሮጀክት ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ ሃገራት ይካየድ ኣሎ። ነዚ ውዲት እዚ ግና ከም ብዓል ኢሰያስን፣ ካልኦት ኡኻት መለኽቲ ኣፍሪቃያን፣ ጉቦ እንዳ ተዋህቦም ዓይኖም ዓሚቶም እዮም ህዝቦም ብኤይድስን ካልኦት ቀዘፍቲ ሕማማትን እንዳተቐዝፈ ትም ኢሎም ዝርእዩዎ  ዘለው።

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
ባሕቲ ምያዝያ 2018 ዕ.ም.ፈ..