40 ተሳተፍቲ ዝተኻፈሉዎ ኼባ ውድብ መድረኽ ፍራንክፈርት ጉዳይ ዶብ እይተተንከፈትን። ወያነ ካብ ልዕላዊ መሬት ኤርትራ ክወጹ ዝብል ዛዕባውን ኣይተላዕለን። ዶብ ይተሓንጸጽ ዝብል ቴማ ከኣ ወይከ። ርኣይቶ መ.ሓ.ደቀባት ኤርትራ።

ዝርዝር ኣስማትሕርይራይ ጋንታ ተቓውሞኣብ ጀርመን 25 ዝኣባላታ ቦርድ ቆይማ።

  1. ኣሕመድ ካይሲ
  2. ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም
  3. ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
  4. ቢንያም ደበሳይ
  5. በርሃን ዓብዱራሕማን ዓብደላ
  6. በያን ነጋሽ
  7. ዶር ኣዳነ ጐብረመስቀል
  8. ዶር. ኣንገሶም እጽብሃ
  9. ዶር. ኣሰፋው ተከስተ
    10. ሐሩይ ተድላ ባይሩ
    11. 
    ሑማድ መሓመድ ኩሉ
    12.ኢድሪስ ሑመድ ኢብራሂም
  1. ጃላዋይ ሰዓድ
    14 መስፍን ሓጎስ ብኢዱ
  1. ሞሕያዲን እቡባከር
    16.
    ሣባ ፈሰሃየ
    17. ሳልዋ ኑር
  2. ሰመረ ሃብተማርያም
  3. ሰመረ ከሰተ
  4. ሠምሃር ገብረስላስላሴ
  5. ሱለይማን ሑሳሴን
  6. ተስፋሚካኤል የውሃንስ
  7. ቬሮኒካ ኣልመዶም
  8. ያቆብ ኣብርሃም
  9. ዮናስ ሓጎስ

ካብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝነበረ ዕንክሊ ፈቐዶ ሽረን መቐለን፣ እዲስ ኣበባን ኣውሳን፣ ጎንደርን ዝፍለ እኳ ኣይነበረን። “ኣኸባ ግና ብዓወት ተዛዚሙ” ተባሂሉ። እየ እዛ ዓወት እዚኣስ፣ ምዓስ ኮንያ ትመጽእ? እቶም ሓራግጽ ብባጽዕን ብዓሰብን ምስተቐልቀሉ ደኾን ትኸውን ንሳከኣ ስዓiባ ትመጽእ?

ኣብቲ ሰሚናር 40 ተኻፈልቲ ከምዝነበሩ ግና፣ በዚ ኣብ ታሕቲ ተሰቒሉ ዘሎ ስእሊ ተረጋጊጹ። ንሶም ከኣ፣ ንመን ትመጾ፣ መን ይመጻ ትመጾ፣ ንመን ይመጻ ከኣ መን ትመጾ ትመጾ እዮም ነይሮም።

ክንደይኳ ኣብቲ ብዕለት 20-22 ጥቅምቲ 2017ዓ.ም.ፈ.፣ 40 ዕዱማት ዝተኻፈልዎ ምትእኽኻብ “መድረኽ ሃገራዊ ዘተ” (መ.ሃ.ዘ.) ዝብሃል፣ ዝተገብረ ኣኼባ፣ ገለ ሓደስቲ ቃላት፣ ማለት ካብቲ ልሙድ ቋንቋ ህግደፍ ግና ፍልይ ዝበሉ፣ ግንከኣ ጽባሕ ብግሓት ዘይፍጸሙ ተስፋታት ዘተስፉው ተማሂዞም እዮም።  እዚውን ሓደ ምዕባሌ እዩ። ንሳቶም ድማ፤ 1ይ. ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.) 2ይ. ዳግመ-ውደና 3ይ. ትኹረት 4ይ. ኣውራነት ዝብሉ እዮም።

 እምኣርከስ፡ እቲ ዚዓበየ እዋናዊ ዕማም ፕሮ-ደሞክራስያዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ ኣብ ልእሊ እዞም ዘቤታውን ጀኦፖለቲካውን ብድሆታት እዚኣቶም፡ ነቲ ብሉይ ስርዓት፡ ርግኣት ሃገረ ኤርትራ ብዘውሕስ መንገዲ ብምእላይ፣ ደሞክራስያዊ ስግግር ምርግጋጽ ኢዩ። ብመሰረቱ፡ ባህርይ ዚ·ነ ሃጓፍ ስለዘየፍቅድ፡ ƒብቲ መሰጋገሪ መድረኽ …ጋጥም ንዚኽእል ስግኣት ፖለቲካዊ ሃጓፍ ንምእላይ፡ ዕዮ ገዛና ብዓቢ ጥንቃቐን ውሕልነትን ክንፍጽም ይግባእ።

ለውጥን ስሩዕ ስግግር ኣብ ደሞክራስያዊ ምሕደራን ንምምጻእ፡ ብቐዳምነት ነዞም ዚስዕቡ ወሰንቲ ረቛሒታት ንምውሓስ ክንሰርሕ ይግባእ።

(1) ቀጻልነት ናጻ ልዑላዊት ሃገረ ኤርትራ፤ www.eri-platform.org 2 of 4 (2) ውሕስነት ድሕነት፡ ርግኣትን ጸጥታን ሃገረ ኤርትራ፤ (3) ዳግመ-ቅየሳ ቅርጽን ትሕዝቶን መሰጋገሪ መንግስቲ ኤርትራ፤ (4) ምምሕዳር መሰጋገሪ ፍትሒ፡ ግዳያት በደል ንምኽሓስን ሃገራዊ ዕርቂ ንምስፋንን፣ (5) ደሞክራስያዊ ውክልና ዚሓዘሉ፣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብኹሉ መዳያት ብዙሕነቱ፡ ብዘይ ዚ·ነ ሌላን ጕሌላን፡ ዘሳትፉ፣ ብግቡእ ዚሰርሑ ትካላት ፖለቲካካውን ቍጠባውን ምሕደራ ምቛምን ምሕያልን።

ኣብ ሃገርና ነዞም ወሰንቲ ረቛሒታት ዕዉት መስርሕ ለውጥን ስግግርን እዚኣቶም ኣብ ምምላእ ግቡእ ጽሕፍቶ ንምግባር፤ ፕሮ-ደሞክራስያዊ ሓይልታት ኤርትራዊ ዳያስፖራ፡ ብፍላይ፡ ኣብ ኣብ ናይ ትማሊ ፋይዳ-ኣልቦ ምስትንታን — ካብቲ ኣሉታዊ ፖለቲካ ህልኽን ቅርሕንትን ተገላጊሉ፡-

(1) ብመንገዲ ተሳታፊ ልዝብ ሓባራዊ ራእይን ሓባራዊ ስራሕን ንምኽስዃስ፤ (2) ደሞክራስያዊ ለውጢ ብኤርትራዊ ዋንነት ንምድራኽ፤ (3) ኣብ ውሽጢ ሃገር ንዘሎ ተቓውሞ ንምሕያል፤ (4) መስርሕ ለውጢ፡ ደሞክራስያዊ ስግግር፡ ህንጸት ሃገር፡ ዳግመ-ቅየሳ መንግስቲ ንምዕዋት ተሳትፎ ንምዕዛዝ፤ ሃገራዊ ሕልናን ጽንዓትን ተዓጢቑ ክሰርሕ ይግባእ።

እምብኣርከስ፡ እዚ ኣገዳሲ ዛዕባ ቦርድ፡ ፖለቲካውን በርጌሳውን ማሕበራት እዚ፡ ንውልቀ-ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብደሞክራስያዊ ስርዓት ንምትካእ ዚሰርሕ ሰፊሕ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ምምስራት፡ እቲ ቀንዲ እዋናዊ ዕማሙ ገይሩ፣ Aወስድ ይግባእ። እዚ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ እዚ ሸቶኡ መታን ክወቅዕ፡ ብውሕዱ፡ ኣብዞም ዚስዕቡ መሰረታውያን መትከላትን ቀንዲ ክብርታትን ኣምር ኣድላዪ ይኸውን።

 

ኤርትራ፡ ምስ  ምሉእ ረቛሒታት ብዙሕነታ፡ ናይ ሓባር ሃገርን ናይ ኩሉ ኤርትራዊን፡ ስለዚ·ነቲ፡-

(1) ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ብማዕረ መሰል፡ ማዕረ ግዴታ፡ ማዕረ ዕድል ዚነብረላ ናይ ጽባሕ ሃገረ ኤርትራ ምርግጋጽ፤

(2) ቅዋማዊ መንግስቲ ምትካል። ቅዋም ሰረት ግዝኣተ-ሕጊ፣ ውሕስነት መሰረታዊ መሰላት፣ ማዕከን ልዑላውነት ህዝቢ፣ ምንጪ ኩሉ ሕጋዊ ስልጣን ኢዩ።

(3) ተሳታፊ፣ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ዚውዕል፣ ብናጻ ድሌት ህዝቢ ዚቐውምን ዚፈርስን፣ ደሞክራስያዊ መንግስቲ ምቛም።

(4) ህዝቢ መዓልታዊ መነባብሮኡ ብድሌቱ ንምስራዕን፣ ንፖለቲÃዊ፡ ቍጠባዊ፡ ማሕÅራውን ባህላውን ህይወቱ ኣብ ዘገድሱ ውሳኔታት ድምጹ ንምስማዕን ዘኽእል፣ ዘይምእኩል ስርዓተ ምምሕዳር ምትእትታው።

(5) ቅልጡፍ ቍጠባዊ ልምዓት ዚድርኽ ማክሮ-ቍጠባዊ ፖሊሲ ቐይስካ ብምትግባር፣ መነባብሮ ህዝቢ ምምሕያሽን ራህዋ ምስፋንን፤

(6) ልዑላውነትን መሬታዊ ምሉእነትን ሃገረ ኤርትራ ዘረጋግጽ፣ ናብ ሓድሽ ዞባዊ ዝምድናታት ናይ ፖለቲካዊ ምትሕግጋዝን ቍጠባዊ ውህደትን ዘተኮረ፣ ሰላማዊ ሓባረ-ምንባርን ጽቡቕ ጕርብትናን ምEዅስኳስ።

ኣብ መወዳእታ፡ ብሓንቲ ሕጥቦ (ስታንዛ) ኣብ ደርፊ ናይ ክልተ ህቡባት ፕሮ-ደሞክራሲ ኤርትራውያን ስነ-ጥበባውያን፡ ኣብራር ዑስማንን ፍጹም በራኽን፡ ዝድምድም ቦትኡ እመስለኒ።

ፈትሊ ፍሒስካ ገመድ

ፍቕሪ  ረሪኽዕ ስኒት

ተስፋ ሰኒቕካ ጽንዓት

ይብጻሕ እዩ ትምኒት።

ዝብል ነበረ።።።።። ይግበረልና ኣብ ሰማይ ዘሎ ደበና (ርእይቶ ደቀባት)
www.eri-platform.org 3 of 4