ኢሰያስ መንዩ? መበቆሉከ ካበት እዩ? ሓማሴናይ ድዩ ትግራዋ? ክቡራትን ክቡራንን ተኻታተልቲ መርበብ ሓብሬታ ደቀባት ኤርትራ፣ እስከ ነዚ ትሕት ኢሉ ቀሪቡ ዘሎ ሓጺር ታሪኺዊ ትንተና ኣስተብህልሉ።

ሓረግ ወለዶ ኢሰያስ ኣፈወርቂ 1. ደጃዝማች መርጫ ወልደ-ኪዳን 4 ቆልዑ ወለደ ንሳቶም ድማ: ሀ. ደጃዝማች ጉግሳ መርጫ ወልደ-ኪዳን ለ. ንጉሥ ዮውሃንስ 4ይ ወዲ መርጫ ወልደ-ኪዳን ሐ. ራእሲ ሐጎስ መርጫ ወልደ-ኪዲን *ኣባሓጒኡ ንኢሠያስ* መ. ደጃዝማች ማሩ መርጫ ወልደ-ኪዳን
ራእሲ ሐጓስ መርጫ ወልደ-ኪዳን ሓደ ቆልዓ ጥራይ እዩ ወሊዱ
ንሱ ድማ ኣብራሃ ሓጓስ መርጫ ወልደ-ኪዳን ይብሃል::

ኣብራሃ ሓጓስ መርጫ ወልደ-ኪዳን ከኣ 4 ቆልዑ ወለደ
ንሳቶም ድማ :-

1. ደጃዝማች ሰለሙን ኣብርሃ ሓጓስ
2. መኮነን ኣብርሃ ሓጓስ
3. ሓጓስ ኣብርሃ ሓጓስ
4. ኣፈወርቂ ኣብርሃ ሓጓስ

ኣፈወርቂ ኣብርሃ ሓጓስ 7 ቆልዑ ወለደ

ንሳቶም ድማ :-
1.ኣማረ ኣፈወርቂ ኣብርሃ
2. ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ
3. ኣማኑኤል ኣፈወርቂ ኣብርሃ
4. ኤርምያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ
5. ዮናስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ
6. ጽገሬዳ ኣፈወርቂ ኣብርሃ
7. ኣርያን ኣፈወርቂ ኣብርሃ

እምብኣር ኢሰያስ ኣፈወርቂ መበቂል ዓዲ ኣቦኡን ኣባሓጎታቱን፣ ኣብ ኣውራጃ ዓጋመ እትርከብ ቴንቤን ላዕላይ ዓዲ እትብሃል እያ። ብኻልእ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ድማ፣ ከምዚ ይብል፣- “ወይዘሮ መድህን በራድ ዝብሃላ እንዳሜስ ዝነበረን ተንቤናዊት ኣደ ኣዲኡ ወይ ዓባዩ እየን ተባሂሉ ዝነገር ኣፈ-ታርኽ ይስማዕዩ፣ እዚ ግን ቅኑዕ ኣይክነን፣ እወ፣ ብሪሌታት ሜስ መድህን በራድ እንዳሓጸበ ከምዝዓበ ርጉጽዩ፣ ወዲ ጓለን ንመድህን በራድ ግን ኣይኮነን”! ኢሎም መጎታዊን ታሪኻዊን መርትዖ ዘቕረቡልና ሓያሎ ሰባት ረኺብና። እቲ ዝሃቡና ሓበሬታ ከኣ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ፣- “እንዳሜስ መድህን በራድ እዝዩ ዓቢዪ እዩ ዝነበረ፣እተን ኣብቲ እንዳሜስ ዝዂምራ ዝነበራ ከደምቲ ከኣ ብዙሓትየን ነይረን። ወይዘሮ መድህን በራድ ነተን ተሸቅለን ዝነበረት ከደምቲ ካብቲ ብእንግሊዛውያን ኣብ ጎዳይፍ ዝተሃንጸን ዝተዳለወን ቤት ትምህርቲ ፣ ዓቕመ ሄዋን ምስበጽሓ  ትቘጽረን ትዓስበን ነበረት። ሓንቲ ካብተን ዝዓሰበተን ከደምቲ ድማ፣ ብመልክዕ ጽብቕጢ፣ ብቖeታ ነዋሕ ስማ ድማ ኣረጋሽ እጥ•ሃል ነበረት።  ኣብቲ እንዳሜስ ድማ በባቍልን ብመኪናን ምዓር ዘማላልሱን ዝሸጡ ካብ ወሎን ትግራይን ኤርትራብ ዝመጹ ጋዶ መዕር ነበሩ። እዞም ሰብ መዓር ምዓሮም ምስሸጡ ኣብ ሆተላት ክሓድሩ ከለው ካብተን ሸቃሎ መድህን በራድ ንጾታዊ ርክብ ተማሊኦም እዮም ዝኸዱ ነይሮም። ሓደ እዋን ሓደ ወሎዮ ሠቃጥ መዓር ነታ ኣረጋሽ እጥ•ሕእል ከዳሚት ደጋጊሙ ንሆትል ተማሊእዋ ይኸይድ ነበረ።ካብኡ ሕደ ግዜ እምብኣር ጤነሰት። ክትሓርስ ከላ ግና መስኪነቲ ሞተት። እቲ ህጻን ግን ኣይሞተን (እኝተ ዝመውት ጽቡቕ ነይሩ!) ካብኡ ወይዘሮ መድህን በራድ ነቲ ቆልዓ ተረከብኦሞ፣ ንጓለን ወይዘሮ ኣዳነች ብዓልቲ ቤቶም ንኣቶ ኣፈወርቂ ንዚ ዘኽታም ህጻን ንኽትዕብዮ ተላብያ እእረከበታ” 2ይ ሓበሬታ ድማ፣ ኢሰያስ እንዳመድህን በራድ ዓብዩ ምስጎበዘ ንሜዳ ወጺኡ። ብድሕሪ ምውጽኡ ኣብ ኣስመራ ብዙሕ ፕሮፓጋንዳ ብዛዕባ “ጅግንነቱ” ኣብ እንዳሜስን እንዳስዋን ክዕለል ምስ ጀመረ፣ ኣብ 1972 ዓ.ን.ፈ. ፣ ወዲስሀል ዝብሃል ሓያል ኮረኔል ካብ ኣስመራ ተበግሱ: ንመቐለ ከይዱ ንኣቶ ኣፈወርቂ ረኺቡ፣ “ወድኻ ካብ ሜዳ እንተዘተምጻእካዮ ክኣስረካ እየ” በሎ። (ሽዑ ኣዋን ኣቶ ኣፈወርቂ ኣብ ፖስታቤት ከተማ መቐለ እዮም ዝሰርሕ ዝነበሩ።) ኣቶ ኣፈወርቂ ድማ ንኮረኔል ወዲ ስሄል ከምዚ ክብሉ መልሲ ሃቡዎ፣ “እዚ ሰብዚ ወደይ ኣይኮነ”! ምድህን በራድ ኣዕብዩዎ ኣላ ዘረከበትና: ኣዲኡ ዝሞተቶ ዘኽታም ቆልዓ ስለዝነበረ እዩ!፣ ኣዲኡ ኣይፈልጥ ኣቡኡ! እንተደለኹም ከድኩም ካብ ሜዳ እምጽኡዎ፣ እንተደሌኹም ሕረዱዎ ወይ  ሕነቑዎ ጉዳይኩም እዩ፣ ንዓይ ግን እዚ ሰብዚ ወደይ ኣይኮነን!” በሎም። እምብኣር እዚዩ እቲ ዝረኸብናዮ ሓብሬታታት እሞ ተኻታተልቲ ካብዚ ተብጊስኩ ርድኢድኩም ክትገብሩ ንላቦ።

ብርግጽ፣ ሓደ ክንፈልጦን ክንሰማማዓሉን ዘለና ኣገዳሲ ነገር፣ እዚ ሰላዪ ደመኛ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝብሃል ሰብ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ክቱር ቅርሕንትን ጽልኢን ስለዘለዎ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ፕሮጀክት ሃጸያውያን ንኸተግብር፣ መሃንድሳት ጽዮናውያን፤ ካብ ኣምሆ ዘመን ጀሚሮም፣ መልሚሎም ብስለላን ኮለላን ዘሰልጤንዎ ትግሪኛ ተዛራባይ ሰላዪ እዩ። እቲ ብክኢላታትን መሃንድሳትን ጾናውያን፣ ማለት በቶም ብ ስትራተጂን፣ ብስነኣእምራዊ ሞያን፣ ብሶሻል ኢንጂኔሪንግ ተኽእሎን ዝሰልጠኑ፣ ተኣሊሙን ተጠሊፉን ዝተዳለወሉ  መደብ ዕዮ ድማ፣ ክሳብ ህዝቢ ኤርትራ ጨሪሱ ዝጸንት፣ ከተግብሮ ከምዘለዎ እዩ ትሕዝቶኡ። ስለዚ እዚ ፈዛዝ ኢሰያስ ዝብሃል ሰላዪ ፍጥረዚ፣ ካብ ሰብ በሊጹ ዘይኮነስ፣ ኮነ ኢሎም ምዕራባውያን፣ ንስትራተጂካዊ ረብሓኦም ክብሉ፣  ብረቂቕን ምስጢራዊ መጽናዕትን ምርምርን ኣካይዶም ዝመሃዙዎ ፕሮጀክት ጥፍኣት ህዝቢ ምድረ ባሕሪ፣ ተዓጢቑሉ ንኸገልግሎም ዓስኪሮም ዝልኣኹዎ ሸቃላይ ጽዮናውያን ከምዝኾነ ክንርዳእ ይግባእ።

መተሓሳሰቢ፣ ንጉስ የውሃንስ 4ይ ሰላይ ዓባይ ብሪጣንያ እይ ነይሩ ምስ ዓባይ ብሪጣንያ ትላፊኑ ንጉስ ቴሮስ ብሰራዊት ኮሎንያል እንግሊዝ ከምዝድፈር ዝገበረ ጠላም ትግራዋይ ኣዩ ዝነበረ። እሰያስከ፣ እታ ቤት ትምህርቲ ዘኽታማት ጎዳይፍ እንግሊዝዮም ሰሪሖማን መዊሎማን። እሞ ኢሰያስ cloned ክኸውን ይኽእልዩ፣ ዘይተነግረምበር ዘይተገብረስ ብዙሕ ስልዝኾነ ጉዳይ ኢሰያስ ድማ ካብ ወልዶኡ ጀሚርካ ክሳብ ሎሚ ዘሎ ተግባራቱ ናይ ነገር ጥዕና ኣይኮነን። እታ ብርኲታ እምኒላታ።

ብሓልዮት መርበብ ሓብሬታ ደቀባት ኤርትራ 09.04.2019

 ክቕጽልዩ……..