ደቂ ሰባት ቅኑዕ ሓበሬታ እንተድኣ ረኺቦም እዮም ንሕይወቶም ካብ ሓደጋ ብግቡእ ክከላኸሉ ዝኽእሉ።

ሕዝቢ ንምህላቕ ቅድሚ ነዊሕ እዋን ኣትዙ ዝተዳለው ክትባት ኮቪድ ዓሰርተ ትሽዓተ

ኣዝዩ ሓደገኛ ዝኾነ ክትባት ኮቪድ 19
ሕማም ኤድስ፣ ሕማም ዓሶ፣ ባዕሉ ኮቪድ 19 ካልእንክ

ኮቪድ 19 እቶም ማሕበር ጸልማት ኮነ ኢሎም ኣብ ላቮራቶሪ ዘፍረዩዎ እዩ።  ቅድሚ ሎሚ መራኸቢ ብዙሓን፣ ካብ 160 ንላዕሊ ክትባት ተዳልዩ ከምዘሎ ሓቢሮም ነይሮም እዮም። ንህዝቢ ንምትላል ድማ ክትባት ክተርፍዩ ክብሉ ሓስዮም። እቲ ዝመደቡዎ ቀዛi ክትባት ግን ኣዳልዮሞ ኣለው።

ደቂ ሰባት ቅኑዕ ሓበሬታ እንተድኣ ረኺቦም፣ ቅኑዕ ዝመስሎም ንሕይወቶም ካብ እከይን ሓደጋን ክድሕኑ ይኽእሉ እዮም።ፍልጠት ሓይሊ ስለዝኾነ ብምሉእ ዓቕምና ክንፈልጥ ክንጽዕር ኣሎና።

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ 17.10.2020