“ፎሮ” ብዝብል ብርዒ ስም ዝጥቀም ኣባል ስውርቲ ሰልፊን፣ “ሓለዋ ሰውራን“ ስለያን፣ ህ.ግ.ሓ.ኤ.ን ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ኮይኑ ተመዚዙ ንኤውሮጳ ዝተላእከ፣ ግንከኣ እቲ ትካል ህ.ግ.ደ.ፍ.ማፍያ ምዃኑን፣ ንሱ ባዕሉን ህዝቢ ኤርትራን ከኣ ብፍላይ ግዳይ ማሕበር ጸልማት መራሕቲ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ከምዝኾኑ ስለዘረጋገጸ፣ ንስርዓት ህግደፍ ዓኽ-ጡፍ ኢሉ ራሕሪሑዎም ንዔውሮፓ መጺኡ ዝዝርግሖ ዘሎ ሓበሬታ ትሰምዕዎ’ዶ ኣለኹም?

ኣብ ኤርትራ እቲ ኣዝዩ ዘተሓስስብ ጉዳይ እንተድኣ ኣልዩ፣

1ይ.) ህዝብን ሰራዊትን እንዳጸነተ ከሎ ብስለላን ኮለላን ህግደፍ ግና ኣእምርኡ ደንዚዙ እዩ። በዚ መኽንያትዚ ነቲ ብመሃንድሳት ስለላ መርበብ ሞሳዓድን ሲ.ኣይ.ኤን ዝሰልጠነን፣ ገና ድማ ብናቶም ፕርግራም ተመሪሑ ወለዶታት ዘጽንት ዘሎ ሓለቓ ስለላን ኮለላን ኤርትራ ዝኾነ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ከም ሓደ ብዓል-ዓቢዪ-ሃይለስልጣን ኣሚኑዎ ክሳብ ግዜ ሞቱ ሰለይ ይብል ምህላው እዩ።

2ይ.) ብፍላይ ድማ እቲ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ኤርትራዊ ዜጋ፣ ምንምኳ ካብ ዘመናዊ ማዕከን ሓበሬታታት፣ንኣብነት ካብ ራድዮ፣ቲቪ፣ኢንተርነት፣ መጻሕፍቲ እንዳተኻታተለ፣ግሁድን ስዉርን ሓበሬታታ ኣኪቡ፣ንሽርሒ ኢሰያስ ከለሊ ዝግብኦ ዝነበረ ንሱውን ኣይገበረን። ከምኡውን ብዙሓት ምሁራት ከም ብዓል ሃይለ መንቆርዮስ ፕሮፈሶር ተኸስተ ነጋሽ ኣብ ስዊደን ዝነብር፣ፕሮፈሶር በረኸት ሃብተስላሴ፣ፕሮፈሶር ተስፋጽዮን መድሃኔ፣ዶክቶር መጎስ ፋሲል ኣብ ኤርትራን ወጻኢን ዝመላለስ፣ ወልዳይ ፍጡር ኣቲ እብ ዎርልድ ባንክ ዝሽቅል ዝነበረ ገዲም ኤሊት፣ ገና ኣብ ውሽጢ ኤርታ ዝነብር ዘሎ፣ዝኣመሰሉ ምሁራት ኤርትራውያን፣ስለላ መርበብ ኢሰያስ ብባዕዳውያን ሓይልታት ከምዝዝወር ብግቡእ እንዳፈለጡ፣ብግህዶ ከጋልጹዎ ይኽእሉ ነይሮም። ግን ንሶምውን ኣብቲ ረቂቕ ስለላን ኮለላን ግንከኣ ኣብ ግጅለ ኤሊት ጽዮናውያን ስለዘለው፣ ክዛረቡ እንዳኽኣሉ ኣፎም ተለጒሞም፣ ክርእዩ እንዳኸኣሉ ከኣ ዓይኖም ዓዊሮም፣ ክሰምዑ እንዳኸኣሉ ድማ ዓይኖም ዓዊሮም፣ ኣለዉ። እወ ንሶምውን ብረቂቕ ሜላ ምስሻርኽቲ ቢግ ብራዘር ኢሰያስ እዮም።እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ ንህዝቢ መታን ከይፈልጥ ኮነ ኢሎም የደንቁሩዎ ምህላዎም እዩ። እዚኦም ድማ ኣብቲ ዝልዓለ 33 ዲግሪ ስለላ ኤርታ ዘለው ሓደገኛታት ደቂ ሃገር እዮም። እወ፣ክንድይኳ ወገኖምን ቤተሰቦምን ኣብ ውሽጢ አርትራ ግና ይጸንት እዩ ዘሎ። ንገንዘብ ክብሉ ግና መንነቶም ሸይጦም ኮራኹር ጽዮናውያንን ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓትን ክኾኑ መሪጾም።

  • ኢንባሲታትን ኮንስላትን ህግደፍ ቀንዲ ስርሖም ስለላን ኮለላን እዩ።

  • https://youtu.be/oCx6b8tjg3w

ኣብ መደምደምታ፣ካብዞም ፎሮ ዝትንትኖም ዘሎ ከምን ብዓል ስምኣን ገብረድንግልን ጠዓመ መቐለን፣ ወልደዝጊ ባህታን፣ኣብርሃ ካሳን ወዘተ…ሓረድትን ቀንጸልትን ኣሰርትን ማፍያ ስለላን ኮለላን ህግደፍ፣ ብፍላይ እዞም ኣብ ላዕሊ ተገልጾም ዘለው ምሁራት ግና ዝኸፍኡ እዮም። ንኣዝዝዩ ረቂቕ ፕሮጀክት ጽዮናውያን ከተግብሩ ብስዉር ገልዳሕ ዝብሉ ሰባት እዮ። እወ! ስራሕ ኤሊት ዝሰርሑ ሓደገኛታት ኣገልገልቲ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት New World Order  እዮም።

ካብቲ ፎር ዝገለጾ ጽማቝ ካብቶም ኣባላት ስለላን ኮለላን ህግደፍ ብፍላይ ድማ ብቐጥታ ብኢሰያስ ዝኣዘዙን፣ቀጥታዊ ርክብ ምስ ኢሰያስ ዘለዎምን፣ ካብቶም ብዙሓት እዞም ዝነዝoም ዝስዕቡ ሰባት፣ ኣዋጺእና፣ንተኻታተልቲ ንዝርግሐን ኣሎና።

ወዲ ብሪ

እቲ ብሳጓ “ወዲ ብሪ” ተባሂሉ ዝፍሌጥ ቅንጸላ ዝኾነ ሞያኡ፣ቀንዲ ስሙ ተወልደመድህን እዩ። እዚ ሰብዚ እቲ ኩሉ ዓይንደት ቅትለታት ዝፍጽም ኣሬሜን እዩ።

ኣብርሃ ካሳን ፍጹም የውሃንስን

ፍጹም የውሃንስን ወዲ ካሳን ደቀቕቲ እዮም። መልክዖምን ቅርጺ ኣካላቶምን ተመሳሳሊ እዩ። እቲ ካብ 95% ንላዕሊ ዝፍጸም ኣረሜናዊ ምጭዋይን ምእሳርን ኣብ መላእ ኤርትራ በዞም ክልተ ሰይጣውንቲ ጥራይ እዩ ዝፍጸም።

እቲ ብሳጓ “ወዲ ኣፈወርቂ” ተባሂሉ ዝፍለጥ ቅንጸላ ዝኾነ ሞያኡ፣ቀንዲ ስሙ ሰለሙን ኣብርሃ እዩ። እዚ ሰብዚ ኢሰያስ ተጻባእቱ ወይ ንጌጋኡ ዘለልዩ ዓበይቲ ሰበስልጣናት ወይ ሓለፍቲ ትካላት ህግደፍ ክኽንጸሉ እንተድኣ መደብ ኣውጺኡ፣ እቲ መዝነት ን”ወዲ ኣፈወርቂ” ጥራይ እዩ ዘምሓላልፈሉ።እዚ ሰብዚ እቲ ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ሰድያ ኮይኑ፣ ኣብ ውሽጢ ህግደፍ ዘለው ዓበይቲ ሓለፍቲ ዝቕንጽል ንሱ በይኑ ጥራይ እዩ።

ጋይም ተስፋሚካኤል

እዚ ሰብዚ ድማ እቲ ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ሰድያ ኮይኑ፣ ኣብ ውሽጢ መላእ ሰራዊትን መንግስታዊ ትካላትን፣ ዝኣስርን ዝቕንጽልን ድማ እቲ ጋይም ተስፋሚካኤል ዝብሃል ኣረሜን ጥራይ እዩ።ወዲ ወለላ ዓርኪ ጋይም ተስፋሚካኤል እዩ። ጽኑዕ ሞያዊ ዝምድና ስራሕ ዘለዎም ልሉያት ሰባት እዮም።

ፍጹም የውሃንስ
እዚ ፍጹም የውሃንስ ዝብሃል ምኩር ቀንጻልን ጨዋዪን ድማ፣ ኣባላቱ ኣብ ትሕቲ ጋይም ተስፋሚካኤል እዮም ዝሰርሑ።

“ወዲ ኣፈውርቅን ወዲ ፍተውራርን”
ወዲ ኣፈውርቅን ወዲ ፍተውራርን ወዲ ብሪን ከኣ ኣባላት ስለያን ኮለላን ኢሰያስ ኮይኖም ኣዘዝቲ ቀንጸልትን ጨወይትን እዮም። ከባቢ 60 ዝኾኑ ካብ ሌተናንት ክሳብ ምሉእ ኮለኔል ዝኾነ ስልጣኖም ድማ ኣገልገልቲ ወይ ተላኣኽቲ ማለት ቀንጸልቲ ኣገልገልቶም እለውዎም። እዞም ብሞያ ቅንጸላን ጭውያን ዝሰልጠኑ ሰባት እዚኣቶም። እቲ ኩሉ ትኣዛዛት ካብ ዋይት ሆቴል እዮም ዝቕበሉዎ። ኩሉ ግዜ ከኣ ምቕንጻልን ምእሳርን ንጹሃት ደቂ ሃገር ድልዋት እዮም። እቲ ኩሉ መከራ መላኣ ህዝቢ ኣስመራ፣ ኣብ ዋይት ሆቴል እዩ ዝፍጸም። ኣብ ኣስመራ 4 ቪላታት ብየማነ ኣፈወርቂ ጥራይ ዝምሓደራ፣ኣብኣን ዝኣተዉ ሰባት ከኣ ኣይምለሱን እዮም።