ብዘይ ሕቶ ርእይቶ ዓባይ ትኹን ንእሽቶ፣ ጉዳይ ሃገር ቀዳማይ ነገር። ቅድሚ ኩሉ ሃገር ትሃሉ! ወናም ገጣማይን ዘማራይን ወዲ ምድረባሕሪ በረኸት መንግስተኣብ ካብቶም ብዙሓት መለዪ ባህልናን ልምድናን ዝኾነ ሓደ ሙዚቃ እዩ። ካብ ኩሉ ፖለቲካዊ ዝንባሌታት ሓራ ኮይኑ ክቐርብ ከሎ ግና ክንደይኮን ይምቅር ነይሩ። ንኹሉ እንቋዕ ኣኽረብኩሉ (ተኽሊንክኤል ገብሩ)
Recent Comments