ድሕሪ ኵናት ዶጓሊ ስለምንታይ ኣሉላ ምስደቂ ማይጛይላ ኮይኑ ንጣልያን ካብ ምጽዋዕ ከምዝባረር ዘይገበሮ ንዓዲ ተኽላይ ተመሊሱ? ድሕሪኡ ድማ ንጉስ የውሃንስ ካብ አርትራ ስሒቡ ክሳብ ኲናት መተማ ኣደስኪሉዎ ጸኒሑ? ኮሎንያል ጣልያን ነስመራ ክኣቱ እንዳተዳለወ ከሎ፣ ስለምንታይ ንጉስ የውሃንስ ነምሓራ ገዲፉ፣ንመላእ ሰራዊት ኤርትራ ንመተማ ኣንጻር ወራር ደርቡሽ ንኽኸቱ ኣዊጁ? ነዚኹሉ ጸገማትን ውዲትን መሳፍንቲ ትግራይን ዘጽንዕ ዝነበረ መንግስቲ ኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ ድማ፣ ኣብቲ መሃንድሳት ኮሎንያል ገዛእቲ፣ ብፍላይ ጽዮናውያን ንኣፍሪቃ ንኽማስሑዋ ኣብ ከተማ በርሊን ወሲኖም ዘውጽኡዎ መደብን ፕሮጀክት ማለት” ውዕል ምሽማው ሃገራት ኣፍሪቃ ብኤውሮጳውያን The Berlin Conference of 1884–85″ ዝብል ፕሮጀክት ሽዑ ንኢትዮጵያ ጣልያን ክማስሓ ከምዝኾነ እቶም መሃንድሳት ወሲኖሞ እዮም። ስለዚ መሃንድሳት ስለላ መርበብ እንግሊዝ ኣብዚ ተመርሶም፣ብኸመይ ውዲት ተጠቒሞም ንጀጋኑ ደቂ ምድረባሕሪ ኣዳኺሞም፣ ንምድረ ባሕሪ ክቆጻጸሩዋ ከምዝኻሉ እስትራተጂካዊ መደም መደቡ። ብርግጽ ድማ ብሓገዝ መሳፍንት ትግራይ፣ ኮሎንያል ጣልያን ነስመራ ሓንቲ ጥይት ከይተኮሰ ተቖጻጸራ።
ነዚ ንምርግጋጽ ድማ፣እቲ ድሕሪ ኮሎንያል ጣልያን ብሳላ መሳፍንቲ ትግራይ ንአርትራ ምስተቛጻጸራ፣ ንመጀመርያ መራሒ ኮሎንያል ጣልያን ዝነበረ ፈርዲናንድ ማርቲኒ፣ ኣብ ኣደባባይ ከተማ ኣስመራ ብዛዕባ ዓወት ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ልዕሊ ደቂ ምድረባሕሪ ክገልጽ ከሎ፣ ከምዚ ይብል:- ” ነዛ ካብ ንግስነት ኣኽሱም ጀሚራ ግብሪ ንባዕዳውያን ከፊላ ዘይትፈልጥ ሃገር ምድረባሕሪ፣(ሎሚ ኤርትራ) ንሕና ብሳላ መሳፍንቲ ኢትዮጵያ ክንገዝኣ በቕዕና እሞ ምስጋን ይኹኖም”።
ብድሕሪ ስዕረት ኲናት ደጓሊ ብ27.01.1987 ዓ.ም.ፈ.፣ ዓባይ ብሪጣንያ ጥራይ ዘይኮነስ ኩሎም መሃንድሳት ጽዮናውያን ኮይኖም፣ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ተጸፍዮም ዝስልዩ ዝነበሩ ሰለልቲ ካህናት ቫቲካን፣ ከም ብዓል ጁሰፐ ሳፔቶ ኣብ ከባቢ ደንከልን ምጽዋዕን ኮለል ዝብል ዝነበረ ሰላዪ ፈላሲ፣ ከም ብዓል ፓድረ ስቴላ ዝብሃል፣ ኣብ ምሕላብን ግለብን (ምድሪ መንሳዕ) ተጸፍዩ፣ ዝስልን እከይ ግብርን ጽዩፍን ግብረሰዶም ንቆልዑ ዝፍጽም ዝነበረ ፈረንሳዊ ፈላሲን፣ ቬርነር ሙሲንገርን ወዲ ስዊዘርላንድ ኣብ ከረን ዝነበረ ሰላዪን፣ ዝምሓላለፈሎም ዝነበረ ሓበሬታ እንዳተቐበሉ፣”ቅድሚ ንኢትዮጵያ ምቍጽጻርና፣ንምድረ ባሕሪ ክንቆጻጸራ ኣሎና” ዝብል መደብ ሓንጸጹ። ነዚ መደብ እዚ ንምትግባር ድማ፣ ቅድም ቀዳድም ንጅግና ህዝቢ ምድረባሕሪ፣ ብመሳፍንቲ ትግራይ ገርካ ምስእነዳኽሞ ጥራይ እዩ ኢሎም መደቡ።
ካብኡ ከኣ እቲ ውዲታዊ ፕሮጀቶም ብኸምዚ ዝስዕብ ኣብ ግብሪ ክውዕሉዎ ጀመሩ።ብፍላይ ተዃሉ ስለያ መርበብ ዓባይ ብሪጣንያ ንንጉስ ቴድሮስ ብሳላ ሓገዝ ንጉስ የውሃንስ 4ይ ክስዕርዎ ስለዝኽኣሉ፣ ንህዝቢ ምድረባሕሪ ድማ ብንጉስ የውሃንስ ገርካ ጥራይ እዩ ክደክም ዝኽእል ብምባል ስርሖም ጀመሩ።
ዛጊት ድሕሩ ስዕረት ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ደጓሊ፣ ተዃሉ ስለያ መርበብ ዓባይ ብሪጣንያ ቀልጢፎም ንንጉስ የውሃን 4ይ መዳፍዕን ባጤራን ማሪያ ተሬዛን፣ ካልእ ህያባትን ሃቡዎ። ካብኡ ድማ፣ንደቂ ምድረባሕሪ ብመሳፍንቲ ትግራዎት ገርካን ንምድኻም ዝብል መደብ ዕዮ በብሓደ ተጀመረ።
ኮሎንያል እንግሊዝ ነቶም ተዃሉ ስለላ መርበቡ፣ ሎሚ ኤም.ኣይ.6 ዝብሃሉ ጭፍራ ስለላ ብምውፋር፣ ድሕሪ ውድቀት ንጉስ ቴድሮስ ማለትዩ፣ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣየኖት ኣህዛብ እዮም ጀጋኑን ተኻላኸልቲ ዓዶምን ባሕሮምን፣ ከምኡውን ብፍላይ ኣብ ኢትዮጳን ምድረባሕርን፣ኣየኖት ህዝቢ ወይ ዓሌት እዮም፣ ህርፋን ገንዘብ ስልጣንን ግንከኣ ምስጢር ክዕቅቡ ዝኽእሉ ኣጸቢቖም ፈቲኖም ዘረጋገጹዎ ሓቂ እዩ። እቶም ዘለለዩዎም ዓሌት ድማ ንሳቶም ትግራዎት ጥራይ ምዃኖም ነበረ። እምሆ ዘመን ማለት ብብ1868 ድሮ ቅድሚ 20 ዓመታት ጣልያን ንከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ካብዝወርር ማለትዩ፣ጀነራል ናምፒር እንግሊዛዊ ንሃጸይ ቴድሮስ ክወርር ከሎ፣ረዲኤት ንጉስ የውሃንስ ስለ ዝረኸቡ እዮም። እዚ ኩሉ ስራሕ ድማ ነቲ ኣብ በርሊን ዝተመደበ ውዕል ምሽማው መሬት ኣፍሪቃ ሃገራት ኣብ ግብሪ ንምውዓል እዩ።
ብሓገዝ መንግስቲ እንግሊዝ እምብኣር፣ ኤርትራ ብኮሎንያል ጣልያን ንኽትውረር ስለላ መርበብ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ተጓዪዮም ቅድም ንትግራዎት ገንዘብ ብላዕ ኣብሊዓoም ዋርድያ ብምግባር ንጀጋኑ ኤርትራውያን ከምዝስዓሩ ምግባር እዩ እቲ ውዲት። ብፍላይ ከኣ ሰለልቲ ካህናት ቫቲካን ከም ብዓል ጁሰፐ ሳፔቶን፣ ከም ብዓል ፈላሲ ስቴላ ኣብ ምሕላብን ግለብን ፈላሲ ተመሲሉ ግንከኣ ሰላይ ኤም.ኣይ.6 ዝነበረ። ብፍላይ እኳድኣ ንቖልዑ ሽዑ እዋን፣ግብረሰዶም ዝፍጽም ዝነበረ ሰላዪ ፈረንሳዊን፣ ከምኡ ድማ ቬርነር ሙሲንገርን ወዲ ስዊዘርላንድ፣ ኮንስል ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ባጽዕ ዝነበረ፣ ድሓር ግና ንከረን ዝግዓዘ ሰላዪ ዘዋህለልዎ ፍረ ስለላን ኮለላን ሓበሬታ ብማካብ፣ ጣልያን ብዘይ ምክልኻል ደቂ ሓማሴን ንኣስመራ ከምትወራ ተገብረ።
ስለዚ እቲ መደብ ዕዮ ብኸምዚ ዝስዕብ ኣብ ተግባር ክውዕል ከኣለ። ኮሎንያል ጣልያን ነስመራ ቅድሚ ምሓዛ፣ ንጉስ የውሃንስ ራብዓይ ንሓይሊ ምድረባሕሪ ኣዳኺሙዎ እዩ ጸኒሑ። ሸቃ እሉላ ነስመራ መጺኡ ንራእሲ ወልደሚካኤል ኣታሊሉ ምስሓየሮም። ጅግና ጎፋር ብዓል ጎይታ ሓበላን ዴዳን ሰብኣይ ጓሎም ንራእሲ ወልደሚካኤል ከኣ፣ ብእከይ ተግባር ኣሉላ ተቐይሙ ንሓባብ ግዓዘ። ድግያት ሓድገምበስ ብሰንኪ ኣሉላ ንድንበዛን ገዲፉ ንሓባብ ግዒዙ። ጀጋኑ ሓማሴን ምስጠፍኡሉ ራእሲ ኣሉላ ሜስ ሓማሴን ከማርጽ ጀመረ። ሽዑ ድማ ጅግንነት ሓማሴንን ሰራየን ተደፊሩ። ራእሲ እምባየ ካብ ማይቤት ንጉስ የውሃንስ ንሰገነይቲ ምስተቖጻጸረ፣ደግያት ሓጎስ ሰገነይቲ፣ መኪቱ ንራእሲ እንባየ ቀቲሉ ንሓባብ ከይዱ። ሽዑ ድማ ጅግንነት ደቂ ኣከለጉዛይ ተደፍረ።
ኣስተብህል፣
ኣብዚ ከነስተውዕለሉ ዘሎና ጉዳይ እንተሎ፣ እቶም ቀንዲ መሃንድሳት ውዲታውያን ጽዮናውያን እዮም። እታ ዝዓበየት መዕቆቢ ረቀቕርቲ ጽዮናውያን ድማ፣ ከተማ ለንደንን ስኮት ላንድን እየን። ሮትሻይልድን ብጾቱ ዲታትን ዋናታ ብጤራን ክሳብ ሎሚ ዝነብሩሉ ዘልው ቦታ እዩ። ቀንዲ መማኽርቶምን መሻርኽቶምን ድማ ቫቲካን እያ። ካብ መዋእለ ባርነት ጀሚሮም ንሶምዮም ወነንቲ ባጤራን ወርቅን ዓለም እምብኣር። ንሶም ዘዋፈሩዎም እዮም ድማ፣ ኩሎም ኮሎንያሊስት ንሃገራት ኣፍሪቃ ክወሩ ዝጸንሑ። ኮሎንያል ጣልያንውን ምስ ዓባይ ብሪጣንያን መሳፍንቲ ትግራይን ተላፊኑ ነስመራ ክቆጻጸራ ዝኽኣለ። ሎሚውን እዚ ኢሰያስ ዝብሃል ካብ ንእስነቱ መልሚሎም ስለላ መርበባት ዘዕበዩዎ ድኣንበር ምድ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘተሓሕዝ ጉዳይ ኣይኮነን።፣ ነቲ ኣብ በርሊንን ኣብ ሮምን ኣብ ኒዮርክን ዝተሰማምዕሉ ምግባት መሬትንባሕርን ኤርትራን ጽባሕ ብጊሓት ድማ ቀኒ ኣፍሪቃን ኡ።
ሎሚ ኣብ ኤርትራ ብመራሕ ኩባንያ ህግደፍ ኢሰያስ ዝፍጸም ዘሎ መስርሕ ጥፍኣትን ህልቀትን፣በዚ ነፋጥ ሰብዚ ከም መለኮታዊ ብዓል ሓይለ ስልጣን ኮይኑ ጥራይ ዝፍጽሞ ዘሎዶ ይመስለኩም፣ ወይስ ካብ ጸጕሪ እትደቅቕ ጉዳይ ከይተረፈ ባዕሎም፣ስለላ መርበብ ዓባይ ብሪጣንያን፣ እስራኤልን፣ ኣሜሪካን ኤውሮጳን እየን?
እዛ ሎሚ ሓዳስ ላቦራቶሪ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት (እቶም መዋእል ባርነት ዝምሃዙ፣ ጸኒሖም ኮሎንያሊዝም፣ ካብኡ ጸኒሖም ሶžaሊዝምን ኮሙኒዝምን፣ ድሕሪ ኮሚኒዝም ድማ፣ ሎሚ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት፣ግሎባላይዘሽን (New World Order) ዝፍጸመላ ዘሎ ኮይና፣ ማለት ህዝባ እንዳጸነተን እንዳተሰደን፣ ባህርያዊ ጸግኣ ድማ ብጽዮናውያን እናርኣናዮ ተጓሕጒሑ ይዝመት ኣሎ። እቲ “ሓዳስ ኤርትራ” ተባሂላ ንኽትጽዋዕ እውን፣ ብመደብ ጽዮናውያን እዩ፣ ኮሎንያል ጣልያን ኤርትራ ኢሉ ኣጠሚቑዋ ነይሩ፣ እቲ ፕሮጀክቲ እቲ ግን ብሰንኪ ኣዶልፍ ሂትለር ዝወልዖ ካልኣይ ኲናት ዓለም ስለዝፈሸሎም፣ ሎሚ ነቲ ፕሮጀክቶም ንኸተግብሩዎ “ብሓዳስ ኤርትራ” ተባሂላ፣ ተዋስኦ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ዝካየደላ ዘሎ ቦታ ንኽትከውን ተፈሪዳ ማለትዩ።
እታ ቀንዲ ስማ ድማ ምድረባሕ ዝብሃል ሃገር እምብኣር፣ ወዮ ድኣ ሙሁራት ኤርትራውያን ኣዝዮም ስለ ዝጀጀው፣ ብዛዕባ ምስጢር ሃገር ኤርትራ ብሒም ምባል ኣብዮም እምበር፣ ጉዳይ ኤርትራ ኣብ ኢድ ስለላ መርበብ እንግሊዝን እስራኤልን፣ኣሜሪካን እዩ ተታሒዙ ዘሎ። እቲ ካብ ኩሉ ዝስደምም እምብኣር፣ ብዙሕ ሰብ ግና ገና ዘይፈለጦ ረቂቕ ምስጢር፣ እተን እስትራተጂ ጽዮናውያን (ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት) ሰለስት እየን። ንሳተን ድማ ከባቢ ኣስያ ስትራተጂካዊ ቦታ ኣፍጋኒስታን፣ኣብ ሃገራት እዕራብ ሃገር ዒራቕ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ድማ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንኤርትራን ሶማልን ንምቅጽጻር እየን። ስለዚ ኤርትራ ከኣ ሓንቲ ኣባል ናይዚ ውዲታዊ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ስለዝኾነት እያ፣ ካብ ትግራዎት ዝተወልደ ድያብሎስ መልሚሎምን ኣሰልጢኖምን ዝምንቁሱና ዘለው። እዚ ሰብዚ ግና ከም ዕቡድ ተመሲሉ ረቂቕ ፕሮጀክት ጽዮናውያን ኣብ ግብሪ ዘተግብር ዘሎ ልኡኽ ጽዮናውያን ኮይኑ እዩ። ጽባሕ ብጊሓት ክትርእዩዎ ኢኹም፣ ድሕሪ ኤርትራ ሶማልን ኢትዮጵያን ክውረራ እየን። እቲ ኣብዛ ” ሓዳስ ኤርትራ” ብመራሕ ኩባንያ ህግደፍ ዝፍጸም ዘሎ ውዲታዊ ፕሮጀክት፣ ነቲ ብጽዮናውያን ክብጻሕ ተደልዩ ዘሎ ሸቶ፣”ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት” መንገዲ ንምጥጣሕ እዩ።
ኣስተብህል፤
ጅግና ህዝቢ ኤርትራ መሳፍንቲ ትግራይ ን ኢትዮጵያውያንን ከምኡውን እቶም ኮራኽር ቱርክን ግብጽን ኣብ ሒርጊጎ ዝነበሩ ደቂ ናይብ፣(ወኪል ማለት እዩ)፣ገለገለ ገለ ሽዩጣት ደቂ ኤርትራን፣ካብ 1759 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሮም እንተዘይጻብኡዎ ነይሮም፣ብፍላይ እኳድኣ ብድሕሪ ሞት ንጉስ ቴድሮስ፣ንጅግና ህዝቢ ምድረባሕሪ ድሎ ከይትዕሎ ኢሉ ደፊሩ ክስዕሮ ዝኽእል ሓይሊ ኣይምተረኽበን። ሎሚ ከኣ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ትሕት ቁጽጽር ደቂ ምድረ ባሕሪ ምሃለወ ነይሩ። እዚዩ እቲ ሓቂ። እቶም ንምድረባሕሪ ቅሳነት ዝኸልኡዋ ዝነበሩ መሳፍንቲ ትግራይ እዞም ዝስዕቡ እዮም፤
ደግያት ውቤ፣ ድግያት ስማጋድሽ፣ ደግያት ደበብ፣ ብዓቢኡ ድማ ንጉስ የውሃንስን ሸቃ ኣሉላን ነበሩ። ብሰንኪ ንጉስ የውሃንስ ድማ ኤርትራ ኣብ ኢድ ኮሎንያል ጣልያን ኣተወት።
ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት 2017 ዕ.ም.ፈ.
ይቕጽል. . . . .
The treason of Kassa miratch to Atse Thodros was the main factor to the breaking door by English invaders. Mr Grant Arranged all the agreement with Atse Yohannes to cooperate with invaders with payment of arms and money to later Atsee Yohannes. After the defeat of Atse Thedros at Mekdela the reward was given to Kassa Miratch.(Yohannes th 4th).
Mr Grant became as a reward Colonel Grant by the Queen of England. Mr Grant was the same group as Jussep Pessapeto.
Atse Thedros died at Mekdela war with British invader. All the Gold and Silver proerties of Ethiopia wer taken to London as a gift to the Queen.
Thank You very much! for your genuine comment. The British Soldiers were hired by the Zionists after the Berlin Conference. The Queen by the name Victoria was also a member of them.The British MI6 was and still is the Proxy of them. One of the many pressing stories that remains to be told from the archives of History, is how western intelligence agencies attempted to control first of all Eritrea with the help of Proxy Tigrean Feudals or Shiftas such as, Yohannes the 4th, Sheka-Alula as well as Feudals of Ethiopia. These process took over 149 Years since “the Scramble of Africa” which held in Berlin in 1880 and later on 1914.
And now they are ruling us with Proxy Tigrean origin. Meaning, under the manipulated and mindcontroled Iseias, PFDJ members
and of cours the sons of Alula and Yohanes the WEYANE.
The Mission of Berlin Conference is now almost in Eritrea accomplished. Dear Brother! This is the burning Issue, but the Eritrean morons do not want to Know this Issue.I mean the Eritrean Professors or “Eritrean Elis” are hired Elements or Proxy of Zionism and the so called “Eritrean ተቓወምቲ over 20 Min-Groups but in reality they are sub-agents of Weyane and HGDF…!!!!
Read this: http://www.asmarino.com/articles/2072-disowning-eritrea-owning-the-regal-disease
Disowning one’s own
Eritreans, in general, and the Kebessa elite, in particular, happen to be a people that are extremely proud of the Eritreanism Virus that has caused havoc in their land for fifty years. This virus was hatched up in the urban elite’s head as a reflection of their colonial aspirations, entirely inspired as it was by the “modern” legacy of Italian colonization. So far as these elite remained ensconced in their urban areas, the “modernity” virus remained superfluous but harmless throughout its incubation years. The moment this aspiration found its enactment at mieda, it mutated into its lethal type. After independence, with the attempt to spread temekro mieda throughout Eritrea, it turned into a rampant epidemic. Thus, if we are to map out the life trajectory of this Eritreanism Virus, first we have the Colonial Virus hatching up in the heads of the urban elite; then we have it in its mutated form as the Ghedli Virus, causing havoc for 30 revolutionary years in the land; and, in the end, we have it mutated into the National Service Virus in its epidemic form, one that has been the cause for all the ills the nation has been facing since independence.
Yes it is! But my dear respected Brother! Do you know actually the cause of these all?
Do you know who are the masters of the Mind ControlSystem, or Mannipulation System?
Who created all viruses? Not the moron Iseias or the Leaders of Weyane! They are Assets.
Who are behind them? Who were and are the masters of Slavary, Colonialism and now the so called Globalism
or New World Order but in reality New World Disorder. In this 21st Century, one of the many pressing
stories that remains to be told from the historical Archives is how western intelligence
agencies are controlled Shabia and Weyane. And these all are started to happen since
the Berlin Conference 1884. Their best Method is divide and Rule and they ar aplying it
by tehir hired bad Boys Shabia and Weyane.You know brother, unless we all Tigrinya speackers and even
Amhaaric speackers (the Victems of New World Disorder) unite, we definitely perish.
The weyane and the Shabia and the Christian Amhara must discuss about these burning Issue otherwise
the whol Horn of Africa will be occupied by the Zionism or Globalplayers.