ንጉስ መሮኒ መጀመርያ ካብ ምድረባሕሪ ብ500 ዓ.ም.ፈ. ንኢትዮጵያ ከይዱ፣ ንኣስታት 300 ዓመታት ድማ ንመላእ ሰሜን ኢትዮጵያ ይመርሕ ነበረ፣ ብ850 ዓ.ም.ፈ. ግና በታ ንግስቲ ዮዲት እትብሃል ጨካን ካብ ዓሌት ፈላሻ ንግስቲ፣ ንንግስነት ንጉስ መሮኒ ስለዝሰዓረቶ፣ ደቁን ጥሪቱን ሒዙ ንኤርትራ ተመልሰ። ሓዉ ግና ኣብ ደንብያ ተረፈ።

ንጉስ መሮኒ 3 እዩ ወሊዱ።

ንሳቶም ድማ፣

1. ፋሉቚ፣  ኣብ ሓማሴን ተሓዚቡ

2. ማሉቚ፣ ኣብ ጽንዓ ደግለልን ንስመጃናን ክፈሪ ከሎ

3. ጫሉቚ ድማ፣ ንመረታን ንሰበነን ፈረየ። ኣብ ገሽናሽም ዝተረፉ ድማ ደቂ ጫሉቚ ኣለዋ

ኣብዚ ትዝኽተል ሊንክ ጠዊቕኩብ ሓበሬታ ብቪድዮ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም

http://www.snitna.com/eri_genealogy/part_3.html

እቲ ውድብ ህዝባዊ ግንባር እቶም ላዕለዎት መራሕቱ፣ ብመንነቶም ስለዘይተኣማመኑ፣ ኣብ እዋን ሰውራ ነቶም  ዘርኢ ንጉስ መሮኒ ዝኾኑ ክልተ ኣሕዋት፣ ብፈላሊኻ ግዛእ ውዲት ኣብ ነንሓድሕዶም ኣናቘቱዎም፣ ክሳብ ሎሚ ድማ ኣብቲ ዝልዓለ ጽፍሒ መሪሕነት ህግደፍ፣ ካብ ኢሰያስ ጀሚርካ ኣስታት 5 ትግራዎት ኣለው