ትርጉም ምድረ ባሕሪ፣

 ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብን፣ ብቀይሕ ባሕሪን ብፈለግ ኒልን፣ ተከዘን ኣትባራን ዝማእከለን፣ኣግኣዝያን ዝብሃሉ ህዝቢ ዝሰፍሩዎ ሃገር ማለት እዩ። ግንከኣ ምኣዛ ዘለዎ ክላይመትን፣ ባህርያዊ ጸጋታት ከም ክቡር ማዕድናት ዝሕፈሶ ሃብታም መሬትን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ድማ  ክሳብ ማሕበር ሰይጣን ህግደፍ ነስመራ ዝቕልቀሉ፣ቅዱስ ኦሪታዊ እምነትን፣ ኩሩዕ መንነትን ጽፉፍ ታሪኽን፣ፍትሓዊ ሕገንዳባን፣ ዴሳዊ ምሕደራን ዝነበሮ ሃገር ስለዝኾነ፣ጽዮናውያን ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ክሳብ  ሎሚ፣ዝብህጉዎ ዘለው እዩ።

እዚ ጽሑፍዚ፣ ብፍላይ ነቶም ንቆየቛ ፓልቶክ፣ ከም ወልፊ ዝወስዱዎን፣በቶም ኣብ መርበብ ህግደፍ መስከረም ኔት ዕንክሊ ዝብሉ ግንከኣ ኣረገውቲ ኮራኽር ህግደፍ ዝተሓንጠጠ ሓቂ መሲሉዎም ጽሕፋት ንምንባብ ዝህንጠዩን፣ከምኡውን ካብ ዓዋተ ኮምን ኣስላማዊ ፍልስፍና ንምርካብ ብተስፋ ኮለል ዝብሉን፣ ኣብ ኣሰና ኮም ዝዝርጋሕ ድምጽን ጽሑፍን ቅኑዕ መሲሉዎም  ተወሊፎም ዝከታተሉን፣ከምኡውን፣ኣብ ተጎርባ ኦርግ ዝተባህለ መርበብ ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ጸሎቶም ዝኾኑን ግንከኣ ኣምሆ ዘመን ንዝሞቱን ተቓወምቲ ክጽውዑ ዝሓድሩን ዝውዕሉን ህሙላት ዝከታተሉን፣ወይ  ከም ወልፊ ወሲዶም ዝስዕቡዎ ዘለው ደቂ ኣግኣዝያን፣ መታን ሓቂ ፈሊጦም ንጸላእቶም ከኣ ኣለልዮም፣ ሓቢሮም ብነብሰ ምትእምማንን ብሓቅን፣ ንመነቶም ክቃለሱ ተባሂሉ ዝተዳለወ 2ይ ፍሉይ ሕታም እዩ። “ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ህዝበይ” ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ።

1) ምድረ-ባሕሪ፣ሃገረ-ኣግኣዝያን፣ ብቀይሕ ባሕሪ ዝተኸበን፣ ብፈልፋል ፈለግ ኒልን ተከዘን ዝማእከለን፣ኣብ ገምገም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከቡ ግእዛዊ ቋንቋ ትግሪኛ ዝዛረቡ ህዝቢ ካብ  9ይ ክፍለ.ዘመን ቅ.ል.ክ. ጀሚሮም ዝነብሩሉ መሬት ማለት እዩ።

እቲ ሃገር በቲ ዝዓበየ  ቀይሕ ባሕሪ ዝብሃል ባሕሪ ተኸቢቡ ስለዝርከብን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ድማ፣ እቶም ትግሪኛ ተዛራረብቲ ህዝቢ ኣጋእዝያን ዝነብሩሉን፣ ግንከኣ መኣዛ ዘለዎ ኣየር ተተንፍሰሉን፣ ብባህርያዊ ጸጋ ከኣ ዝተዓደለን፣ ብኤሮጳውያን ግና ዝተባህገን ሃገር እዩ። እወ፣ ህዝቢ ኣግኣዝያን ክሳብ ወራር ቱርኪ ንገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝተቐልቀለሉ ዘመን፣ 15 ክፍለ ዘመን ማለትዩ፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ እዮም ንመዋእል ሓራ ኮይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ። ግዝኣት ቱርኪ ኦቶማን ሞናርኪ፣ ንከባቢ ዓሰብን ኣዱሊስን ባጽዕን ምስ ወረረ ግና፣ ኩሎም ትግራዎት ዝኹኑ እዞም ሎሚ ኤርትራውያ ዝብሃሉን፣ ካብቲ ገምገም ባሕሪ ኣብቲ ሎሚ ሓማሴንን ኣከለጉዛይን፣ ሰራየን ዝብሃል ዘሎ ምድሪ ከበስን፣ ኣብቲ ጎቦታት ሳሕልን ምድረ መንሳዕን፣ ትግራዎት ድማ ንጎቦታት ተንቤንን ሽረን ዓድዋን ዋልቃይት ጸገደን ወዘተ…. ዘሎ ቦታታት ክግዕዙ ተገደዱ።

ህዝቢ ኣገኣዝያን፣ ኣብ ዘመነ ሮማውያን ብስርዓት ኣብ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነግዱ ዝነበሩ ምዕቡላት ህዝቢ እዮም ዝነበሩ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ግዜ ንግስነት ኣኽሱም፣ ምዕባሌ ደቂ ኣገኣዝያን ምስ ሮማውያን ዝወዳደር እዩ ዝነበረ። ስለዚ በዚ መኽንያት እዚ እቲ ህዝቢ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ይንብር ስለ ዝነበረ፣ እቲ ምሬት ምድረባሕሪ ክስመ ባህርያዊን መጎታዊን እኳድኣ ታሪኻዊን መርትዖን መሰረታዊ ሓቂ ዘለዎ ስም እዩ።

2ይ) ባሕሪ ዘለዎ ሃገር ዘመሓድር ንጉስ

እቶም ኣመሓደርቲ ነገስታት ምድረ-ባሕሪ (ሎሚ እዛ ብ”ንጉስ ትግራይ” ኢሰያስ ኣፈወርቂ “ሓዳስ ኤርትራ” ትብሃል ዘላ)፣እቶም ኩሎም ኣመሓደርቲ ምድረ-ባሕሪ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ክሳብ 16 ክፍለዘመን ባሕረ ነገስታት ማለት ብባሕረ-ነጋሲ (ባህረ-ነጋሽ) ትምሓደር ነበረት። እዚ ከኣ መጎታዊን ሓቀኛ መርትዖን (ፕላውዚብሊቲ) ዘለዎ ታሪኽ እዩ።

3ይ) መሬት ሓማሴን፣

እዚ ስም እዚ መጸውዒ መላእ ምድረ-ባሕሪ ድኣ እምበር፣ ነዛ  ክሳብ ህግደፍ ዝኣቱ “ኣውራጃ ሓማሴን” ትብሃል ዝነበረት ጥራይ ኣይኮነን።ሎሚ እዛ ጥንታዊት ኣውራኋ እዚኣ ግና፣ ካብቲ ሕገ እልቦ ጭፍራ ህግደፍ ካብ ዱርን በረኻ ነኣስመራ ዝኣተውሉ ግዜ ጀሚራ ስም ኣልቦ ኮይና ኣላ። ብርግጽ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኩሉ እቲ ዓዲ ጀጋኑ ዝነበረ ኣውራጃታት፣ክሳብ ህግደፍ ብዘይ ሕጊ ኣብ ስልጣን ዝውጣሕ፣በስማት ጀጋኑ ኣቦታት እዩ ክጽዋዕ ጸኒሑ። ንመረዳእታ፣ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ፣ ብስም ኣከለን ጉዛይን ተጸዊዑ። ወረዳ ጽንዓደግለ ድማ ብስም ጽንዓይን ደግለልን ተሰዪሙ። ወረዳ ድንበዛን ብስም  ኣባሓጎና ልኡል ወደባት ድንበዛን ተጸዊዑ። ንመረዳእታ ድንበዛን፣ ንሓማሴን ዝፈረየ እዩ። ኣብ 7 ደቀተሽም 8ናዮም ሙሳን ድማ ብስም ኣባኻጉኦም ተሽም እዩ ተጸዊዑ። ምለዛናይ ብስም ዛኖይ ተጸዊዑ። ዓዲ ንኣምን ድማ ብስም ኣቦሓጎና ንኣምን ብዓል ሓለንጊ እዩ ተጸዊዑ።

ንመረዳእታ፣ ሎሚ  ንኣውራጃ ሓማሴን  ህግደፍ ተማሲሖማ ኣለው። ማለት ደቂ ወሰን ዝነበሩ ብኢደ ወነኖም ደቂ ማእከል ኮይኖም ይላገጹ ኣለው ንግዜኡ። እወ እቲ ፍርቂ ሓማሴን ኣውራጃ  እምብኣር፣ ብዞባ ዓንሰባ፣ ዞባ ሰሜናዊ ባሕርን፣ ደቡብን ዝብል ብመሰረትን ታሪኽን ዘይብሉ፣ ጽውጽዋይ ኣስማት፣ ግንከኣ መደብ ኮሎንያል ጣልያን ዝነበረ ውዲታዊ ፕሮጀክት እዩ። ሎሚ ኣውራጃ ሓማሴን ተቆራሪጻ መሃነና ጠፊኡ ዘሎ ኣውራጃ እያ። እቶም ትኖሎጂካዊ መጽናዕቲ፣ ትምህርቲ ወለዶን መበቆልን ህዝብታትን ዓሌታትን መጽናዕቲ ዘካይዱ ሊቃውንቲ፣ ንሓማሴን ክገልጹዋ ከለው፣ ካብ ዓሌት ወይ ዘርኢ ሓማውያንን ሴማውያንን (ካብ ዘርኢ ኩሽን ሴምን ዝተሓናፈጹ ህዝቢ እዮም ይብሉ።

ሓያሎ ተማራመርቲ ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ድማ፣ ካብ ዘመነ ዘጽኣት ወይ ዘመን ሙሴ ጀሚሮም፣ እብ ገማግም ባሕሪ ስለዝነብሩ፣ ካብ ሓምበሰ ዝብል ቃል ዝተፈጥረ ስም እዩ ይብሉ። እቲ ቀንዲ ክእመን ዝክኣል ግና እቲ ካብ ዘርኢ ሐሚቲክን ሴሚትክን ወይከኣ  ሰማውያንን ሓማውያንን (ኩሽ) ዝብል ቃል እዩ።

እምብኣር ኣቲ ታሪኽ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ ኣብ ቦትኡ ከሎ እዩ፣ ብኮሎንያል ጣልያን  ኣልዕል ኣቢልካ ዝተሰንዐ ባዕዳዊ ግሪኻዊ ቃል “ኤርትራ” ተባሂላ ተጠሚቓ።  እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ፣ እቲ ሕብሪ ኣግኣዝያን ዘለዎም መሃንሳት ህግደፍ ከኣ ነቲ ኮሎንያል ጣልያን ዝመሃዞ ስም ኩሓሒሎም ይኣይ “ሓዳስ አርትራ” ዝብል መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ካልእይ ጥምቀት  ራዛ ናየብኡ ሓዛ። ብቐደሙስ ካብ aእንዳ ህግደፍ እንታይ ትጽበ። ካብ ዝብኢዶ ዕጽሚ እንድዩ እቲ ጉዳይ። ክንድይኳ፣ እዛ ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለት መሬት ከነኣን፣  ካብ ድሕሪ ሙሴ ንባሕሪ ጨዲዱ ንምድረባሕር ዝኣተወሉ እዋን  ጀሚራ ጥንታዊት ምድረባሕሪ፣ ወይ ድማ ምድረኣገኣዝያን ተባሂላ ትስመ ዝነበረት ስትራተጃዊት ሃገር ጀጋኑ ክነሳ፣ ኮሎንያል ጣልያን ብውዲት ስለላን ኮለላን ዓባይ ብሪጣንያ ተደጊፉ በከመይ ከምዝወረራ ኣብ ዝቕጽል ክግለጽ እዩ።  ፋሺስታዊ ኮሎንያል ጣልያን ስለምንታይከ ስማ ቀዪሩዎ ንዝብል ሕቶውን ገና ከነብርሆ ኢና። ህግደፍከ ድሕሪ 30 ዓመታትሰውራምክያድ ስለምንታይ ነቲ መለለዪ መንነትን ዝኾነ ጥንታዊን ስም ምድረባሕሪ ረሲዑ፣ እኳድኣ ነቲ ብኮሎንያል ጣልያን ዝትጸውዐአርትራዝብሃል ስም ከም መቐጸልታ ኮሎንያል መግዛእቲ ጣልያን ተቐቢሉ፣ሓዳስ ኤርትራ ኢሉ ጸዊዑዋ።  ዘበን ገበል ዝበሉኽ ተቐበል እዩ እቲ ጉዳይ። ኮሎንያል ጣልያን ንህዝቢ ምድረባሕሪ ኣብ ዶብ ከሰላ ዘሪዑ ከም ግልያ ክገዝኦ፣ንመላእ ምድረባ ባሕሪ ግና፣ መሬታን ባሕራን ብስራሕኣልቦ ኢጣልያውያን ክትህዘብ እዩ ዝነበረ ሕልሙ። ንህዝቢ ኤርትራ ንኸጽንት ወጢኑዎ ዝነበረ ውጥን ግና 1945 ...ፈሺሉ ተሪፉ። ስለምንታይ ግና ፈሽሉሎሚኸ እቲ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘሎ ጭፍራ ህግደፍ ግንከኣ መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ዝኾነ፣ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ከካብ ዓራቶምን ንእዶምን ብቐስብ እንዳገፈፈ፣ ንዶብ ሱዳን ኣብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ብስም ፍሹልን ስኑዕንሃገራዊ ኣገልግሎዝብሃል፣ ብግብሪ ግና ዘመናዊ ግልያነት ዝኾነ፣ ዝዳጉኖም ዘሎስ፣ መቐጸልታ መደብ ዕዮ ኮሎንያል ጣልያን ደይኮነን? ከመይድኣ! ይገድድ እምበር!!! ብኻልእ ኣገላልጻ፣ነቲ ፋሽቲ ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ምድረባሕሪ ከተግብሮ ዝወጠኖ ውጥን እሞ ሽዑ እዋን ብኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ ዝፈሸለ፣ ሎሚ ግና ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ መንነቶም ዝኽሓዱን ጭፍራ ህግደፍ ኣዳዕዲዑ የተግብሮ ኣሎ።ስለምንታይንዝብል ሕቶ ግና፣ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጽሩይ ንዋት ጽዮናውያን፣ ንሕልሚ ኮሎንያል ጣልያን ንምትግብር ጥራይ ዘይኮነስ ንሕልምን መደብ ዕዮን ጽዮናውያንን ዓለምለኽኤሊትን፣ ብኻልእ ኣገላልጻ ድማ ልኡኽ ሰላዪ ኢሰያስ ዋላኳ እቲ ተልእኾኡ ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እንተኾነ፣ግንከኣ ንመደብ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምትግባር እዩ እወ ንውዕል ቪየና ንምትግባር ከምዝኾነ፣ ነቲ ከስተብህል ዝኽእልን ታሪኽ ኮሎንያል ገዛእቲ  ዝከታተልን፣ብፍላይ እኳድኣ፣ ነቲ ምሽማው ሃገራት ኣፍሪቃ (The “Scramble for Africa” was the invasion, occupation, division, colonization and annexation of African territory by European powers during the period of New Imperialism, between 1881 and 1914. It is also called the Partition of Africa and the Conquest of Africa.) ዝብል ኣጀንዳ ቭየና ዝተኻታተሉ ሃገራውያን፣ንምትግባር ህርድግ ይብል ከምዘሎ ክስሓት ኣይክእልንዩ። ብፍላይ እኳድኣ ነት ዘስተብህል ወዲ ኣግኣዝያን ከቶ ስዉር ኣይኮነን። (እንታሞ ይገበር ምሁራት ደቂ ኣግኣዝያን እንድዮም መብዛሕትኦም ካብ ካብ aእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሕስቡ ኮይኖም ) እወ፣ እቲ መንነቱ ክሒዱ ንመደብ ዕዮ ሃጸይነት ወይ ጽዮንነት ሓደ ብሓደ የተግብሮ ከምዘሎ ድማ ንብዙሕ ሰብ ምርምር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን። ኮሎንያል ጣልያን ንአርትራ ክወርር ከሎ፣ብዲሕሪኡ ኮይኖም ዘዋፈርዎ ዝነበሩ መሃንድሳት ስዉራት ሓይልታት መን ምኻኖም ትፈልጡዎምዶ? ሎሚኸ ንኢሰያስ መልሚሎምን ብስለላ ኣሰልጢኖምን ኣዋውፊሮም፣ ንህዝቢ እንዳንጸንተ ገና ዓገብ ዘይብሉዎ ዘለው ንሶም እዮም እቶም ደቂደቆም ነቶም ኣብ ውዕል ቪየና ዝነበሩ ጽዮናውያንን፣ ሃጸያውያንን። ብኣንጻሩ እኳድኣ ዝሕግዙዎ ዘለው ግሁዳትን ስዉራት ሓይልታት ንሶም እዮም። ንሶም ክንብል ከሎናስ ብዓል መን ምኻኖምከ ትፈልጡዎምዶኣብ ዝቕጽል እዋን ኣብዘን ኣብ ላዕሊ ቀሪበን ዘለዋ ሕቶታት ተመርኲስና፣ብታሪኻዊን ስነመጎታዊን ኣገባብ መግለጺ ብዝርዝር ከነቕርብ ኢና እሞ ሰናይ ንባብ።

መዘክር
ንቀርኒ እፍሪቃ፣ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ብፍላይ እኳድኣ ነቲ ቅይሕ ባሕርን ፈለግ ኒልን፣ ተከዘን ንምቁጽጻር፣ ብሓፈሻ ድማ ንመላእ ኣፍሪቃ ሕዛእቲ ኢምፐርያሊዝምን ዚዮኒዝምን ንኽኸውንን፣ 1814 ክሳብ 1845 ... እዩ ተወሲኑ። ኤውሮጳውያን ግና ብኣካል  ወይ ብድሎ ከይትዕሎ ክሳብ ሎሚ ነዚ ከባቢ እዚ ክዕወትሉ ኣይከኣሉን። ብሓዲሽ ፍልስፍናን ስትራተጂካዊን ስነኣእምራዊን ሜላ፣ ማለት ብረቂቕ ስለላን ኮለላን ግና፣ ኣብ ዝተናውሐ እዋን ንኸተግብሩዎ፣ ከድዓት ኣፍሪቃውያን ከም ኣቐዲሞም ከም ንጉስ ሃይለስላስየን ጸኒሖም ድማ መተካእታ ንጉስ ሃይለስላሴ ንሰላዪ ኢሰያስ ኣፈወርቂ መልሚሎም ኣዋፊሮም። እንሆ ድማ ሎሚ ኤርትራን ኢትዮጵያን ላቦራቶሪ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ኮይነን ንዕዘብ ኣሎና። እወ ዘመትን ገበትን ምዕራባውያን፣ብዘገምታዊ መስርሕ ዓላኦም ንምትግባር ከደምቲ ኮይኖም ዘገልግሉዎም ኣንጊሆም ንደቂ ኣፍሪቃ ግንከኣ ቅልውላው መበቆል ዘለዎም ኣፍሪቃውያን ካብ 1960 ... ጀሚሮም እዮም መልሚሎም። ኢሰያስ ኣፈወርቂ 1969 ... እዩ ግዳይ ጽዮናውያን ንኽኸውን ተመልሚሉ ንሱዳን ተላኢኹ። ቅድም ኣብ ጀብሃ ከምዝሰሉኽ ተገሩ። ጸኒሑ ድማ ትካል ሲኣይኤ ዝኾነ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ንኽምስርት(ሰልፊ ህዝባዊ ግንባር ሰልፊ ሲኣይኤ እያ) ተላኢኹ። እንሆ ድማ ኣስታት ፍርቂ ዘመን ኮይኑ ሎሚ ህዝቢ ኣግኣዝያን፣ ብፍላይ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን፣ ብሰንኪ ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዘይ ኣመሉ ኣብ ኣላሽ ዝብለሉ ስዓት በጺሑ ይርከብ ኣሎ። እስከ ብኽብረትኩም እቶም ደቂ ኣግኣዝያን ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሰነድ ተኸታተልዎ።

CONFERENCE OF BERLIN, 1884-1885 CARVING UP AFRICA
European powers knew that the tensions that were mounting, so to avoid war, they came together in Berlin. Made an agreement to end slavery and allow for free trade in Africa. BUT, also drew lines on the map. They decided who would get what parts of Africa.

ውዲት ምሽማ ሃጸያውያን ንሃገራት ኣፍሪቃ ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እዩ ዝነበረ
ውዲት ኮሎንያሊስትስ ወይ ጽዮናውያንን ሃጸያውያንን ከምዚ ነበረ። ኣብ እዋን 1880 18890 ... አውሮጳውያን ኣጽዋር ዓጢቖም ነቲ ወደባት ኣፍሪቃዊ፣ ከነሰልጥነካ ኢና ብዝብል ብልሓት ብጭካኔ ወሪሮም ንመልእ ኣፍሪቃ ተቓጻጺሮሞ። እዚ ማለት ድማ እቲ ኣብ በርሊን ዝነበረ ምሽማው ኣፍሪቃ ዝብል ዝነበረ ውዲታዊ ውዕሎም ጋህዲ ኮነ። እወ፣ ኣብቲ መጋብኣያ በርሊንግና ማንም ኣፍሪቃዊ ኣይተዓደመን። ኤውሮጳውያን ንኣፍሪቃ፣ ሓንቲ ጸላም ኮንቲነንት ኣራዊት ዝኾኑ ህዝቢታት ዝነብሩላ ገሮም ፕሮፓጋንዳ ክገብሩ ከለው፣ እወ “ንዞም መሳኪን ደናቕር ከነሰልጥኖም ኣሎና“ እናበሉ እዮም ማእለማታት ዝኣልሙ ዝነበሩ። ቀንዲ ሕልሞም ግና ኣፍሪቃውያን ብሓይልን ብቕርጽን፣ ብመልክዕን ካብኦም ስለዝበልጹ፣ ካብ ቅንኢ ዝተበገሰ ድርቅና፣ ንዓሌት ኣፍሪቃ ንምጽናት እዩ። ኣብዚ ዘሎናዮ እዋን ኣብ ኤርትራ ዝኸይድ ዘሎ ህልቀት፣ ብስነኣእምራዊ ውዲት መሃንድሳት ጽዮናውያንን ይዝወር ከምዘሎ ድሮ ተጋሂዱ ኣዩ። ኣየኖት እዮም ከም መሃንድሳት ኮይኖም ዝፈጽሙዎ ዘለው ድማ፣ ሎምስ እቲ ምስጢር ዛጊት ኣንዳተቐልዔ ይመጽኣ ኣሎ። እቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕንብርቶም ዝሓስቡ ባንቡላታት ህግደፍን፣ እቲ መንነት ኣልቦ ቢግ ብራዘር ኢሰያስን፣ ብፍላ ኣኳድኣ ኣብ ዩኒቨርስታት ጽዮናውያን ዝተማህሩ “ፕሮፈሶራት ኢና ብሃልቲ“ ግንከኣ ረቀቕቲ ሰለይቲ ጽዮናውያን ዝኾኑ ተዛራርዮም፣ ነቲ መልክዖምን ደሞምን ዘለዎ ህዝቢ እንዳ ተመንቆሰ ከይሓፈሩ ኣስቂጦም ይዕዘቡዎ ኣለው። መንነቶም ለዊጦም መጻወቱ ጽዮናውያን ምኻን ምምራጾም ግና ኣዝዩ ዘፈንፍኖም ረሳሕ ታሪኽ እዩ። እቲ ቀንዲ ሕልሚ ጽዮናውያን ግና እስከ ነስተውዕለሉ? ንህዝቢ ኣፍሪቃ ኣጽኒቶም ነቲ ምጕሊ ዝመስል ሕብሮም ምስ ጸለምቲ ኣዳቒሎም ውጁሃት ፍጥረት ንኽፈጥሩ እዩ? ንሱ ድማ ድሮ ተጀሚሩ ኣሎ። እቶም ብሉጻትን ጉልቡታትን ጥዑይ ወለዶ ዘለዎም ኣፍሪቃውያን፣ ነቲ ፍረ ዝህብ ዘርኦም ካብ ፍረነብሶም ሓሊቦም ኣብ መዕቆሪ ዘርኢ ባንክ ጀነቲክ ዓቒሮሞ ኣለው። ሽዑ እቲ መጻኢ ህልሞም ኣየርክቡሉን ድኣ እዮም እምበር፣ ኣብ ሃገር እንዳማቶም ኮፍ ኢሎም፣ባህርያዊ ጸጋ ኣፍሪቃ ንምግሓጥን ንምዝማትን ጥራይ እዩ። በቲ ሓደ ሸነኹ ድማ ኤውሮጳውያንብሉጻትን ሕሩያትን ፍጥረት“ ኢሎም እዮም ንሰብ ኣዕንጂሎም ከእምኑ ዝፍትኑ። ንግደ ሓቂ ግና እቶም ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደሉን ብኣምላኽ ከኣ ዝተመረቑን ጽቡቍ ሕብርን መልክዕን ቅርጺ ኣካላትን ዘለዎም ህዝቢ፣ ኣየኖት እዮም ? ኢልና ብህግቡእ ክንመራመር እንተድኣ ክኢልና ግና፣ እቲ ሓቂ ካልኣ ከምዝኾነ እዩ ዝሕብር።  During the 1880’s and 1890’s, Europeans armed with new weaponry and a sense of entitlement descended, as if overnight. Europe had captured a continent. The Act of Berlin legalized the “Scramble for Africa.”No one asked any Africans to attend the Berlin Conference. Europe thought of Africa as the “Dark Continent” – wild, exotic and in need of enlightenment.

እስከ ብዛዕባ እታ ዝደኸየትን ዝንኣሰትን ሃገር ኣብ ኤውሮጳ በልጁም፣ምስታ ዓባይ ሃገር ኮንጎ ከነወዳድራ። ኣረመናዊ  ንጉስ ልዮፖልድ ዳግማዊ (King Leopold II) ሽዑ ዘመን ወራሪ ኮንጎ ዝነበረ፣ ክንዝክሮ ከሎና ኣዝዩ ዘስካሕክሕን ዘሕፍርን ግፍዒ እዩ ኣብ ልዕሊ ደቀባት ኮንጎ ኣውሪዱ። ነቲ ህዝቢ ኮንጎ ከም እቑሑቱ ገሩ እዩ ዝጥቀመሎም ነይሩ። 12 ሚልዮን ንጹሃት ደቀባት ኮንጎ ድማ ኣጽኒቱ። ኮንጎ ግና  ሃገር ፈረንሳን ጀርመንን ዓባይ ብሪጣንያን ስፓኛን፣ ጣልያንን ተደሚረን፣ ክንዲ ሃገር ኮንጎ እየን ዝኾና። እቲ ዝሕዝን ግና ኤውሮጳውያን ፍልጠት ኣፍሪቃን ኣዕራብን ዘሚቶም፣ ኣቐዲሞም ከም ቶኽላ ስለ ዝሓስቡ ኣጽዋር ውግእ ክሰርሑ ክኢሎም። በቲ ብስርቂ ዘጥረዩዎ መሳርይኦም ድማ ነቲ ገርሀኛ ብዓል ፋስን ምሳርን ጭማራን ዝሖኾነ ህዝቢ ኣፍሪቃ ጀጋኑ ኮይኖምሉ፣ ዘስደምም ታሪኽ ኤውሮጳውያን። The area King Leopold II seized as his own personal property in 1885 was made up of over 200 ethnic groups. It was the size of France, Germany, Britain, Spain and Italy COMBINED. 76x larger than Belgium.Leopold named it the “Congo Free State.”Cash crops: rubber, timber, palm oil. During the roughly 20 years that Leopold was in power: the population of the Congo plummeted from about ~20 million to 10 million. Over 10 million people lost their lives.

ኣስተብህል፣ ኣብ 18 19 ክፍለዘመን ኮሎንያል እንግሊዝ ኣብ ሱዳንን ኬንያን ትገዝእ ዝነበረትሉ ዘመን ነበረ። ኮሎንያል ፈረንሳ ድማ ኣብ ሰኔጋልን ጫድን ጅቡትን ትገዝእ ነበረት። ኮሎንያል እንግሊዝን ፈረንሳን፣ ኣብቲ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ንምድረባሕርን ንኢትዮጵያን ማለት ነቲ ብባሕርን ብፈለጋትን ዝተኸበን ዝማእከለን ብሁግ ስትራተጂ፣ መን ተቖጻጸረ ዝብል ሃረምረም ስለዝነበሮም። ኣብ መንጉኦም ምስሕሓባት ነበረ። ብልሓተኛ ኮሎንያ እንግሊይ ግና፣ ዘራይ ትደሊ ስለዝነበረት፣ ነቲ ተልሜደን ጀጃዊ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራ ንኽወርር ዓደመቶን ብስለላን ኮለላን ድማ ተሓባበረቶን።

ስለላ መርበብ ኮሎንያል እንግሊዝ ካብ መላእ ዓለም ብልሓተኛ ዝኾነ እዝዩ ገዲም ስለላ መርበብ እይ። ባህግን ህርፋንን ኮሎንያል እንግልዝ፣ ብፍላ ንኢትዮጵያን ንምድረባሕርን (ኤርትራ) ብሓፈሻ ድማ ንቀርኒ ኣፍሪቃን፣ ካብ 17 ክፍለዘመን ዝጀመረ እዩ። እቲ ቀንዲ ህርፋኖም ድማ ብፍላይ ንመሬት ምድረባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) ንቀይሕ ባሕርን፣ ንፈለግ ኒልን፣ ኣብ መደምደምታ ድማ፣ንባህርያዊ ጸጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር እዩ። ክሳብ ሎሚ እውን እቲ ሕልሚ ጽዮናውያን፣ ብመሪሕነት ስለላ መርበብ ኤምኣይ.6 ዓባይ ብሪጣንያ ተማእኪሉ እይ ዝቕጽል ዘሎ። ኣብዚ እውንዚ ዘለው ሰለይቲ ኣፍሪቃውያን ድማ ብስለላ መርበብ ዮናውያን ተመልሚሎም ንረብሓ ጽዮናውያን ክብሉ ንሕልምታት ጽዮናውያን ቀዳምነት ሂቦም ንህዝቦም የጽንቱ እለው።

መረዳእታ፣ ቅድሚ ኮሎንያል ጣልያን ንኤርትራ ምእታዉ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ካብ 1765 ... ጀሚራ፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕርን ከባቢ ፈለግ ኒልን ብዙሕ ስለላን ኮለላን እያ ከተካይድ ጸኒሓ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ማእከል ከረንን ኣብ ከባቢ ዓሰብን ምጽዋዕን ኣዝዮም ምኩራት ክልተ ሰለልት ኣዋፊራ ነበረት። እቲ ሓደ ሰላዪ፣ ላዛሪስት ፈላሲ ጁዘፐ ሳፔቶ ዝተባህለ፣ ካብ ቫቲካን ዝተላእከ ነበረ። እቲ ካልኣይ ድማ ዮሴፍ ሙሲንገር ዝተባህለ፣ ብታሪኽን ብፖለቲካል ሳይንስን ብመጽናዕቲ ዓሌት ደቂሰባትን፣ ብቓንቓ ዓረብ ዝሰልጠነ፣ ወዲ ስዊዘርላንድ ኣብ ማእከል ከረን እንዳ ነበረ ምስ ስለላ መርበብ እንግሊዝን ቫቲካንን ኮይኑ ይስሊ ነበረ። ብሳላቶም ክልተ ሰለቲ ድማ፣ 1868 ... ምስ ንጉስ የውሃንስ ተባላሒታ፣ ብጀነራል ናምፒር ዝተባህለ ሰላዪ ጀነራል ግሊዛዊ ዝምራሕ ሰራዊት፣ ካብ ሃገር ህንዲ ኣዕጢቓ ብውዲት ክትስዕሮ ክኣለት። ብድሕሪ ሞት ንጉስ ቴድሮስ ድማ፣ ንወዲ ንጉስ ቴድሮስን ብዓልቲ ቤቱን ጨውዮም፣ ንሃገር እንግሊዝ ወሰድዎ። ኣብ ሃገር እንግሊዝ ግና ንወዲ ንጉስ ቴድሮስ ብሕማም ኣመኽንዮም ከምዝሞተ እዮም ኣርዲኦምሉ። እቲ ኣዝዩ ዘስደምም ነገር እንተነበረ ድማ፣ ነቲ ኩሉ ቅዱስ መጻሕፍቲ ኣብያተ ቤተ ክርስትያናትን፣ ክቡር ባህላዊ ንብረትን ኢትዮጵያ ከይሓነኹ እዮም ዘሚቶሞ ንዓዶም ዝትዓዝሩ። ክሳብ ሎሚ ድማ ንኢትዮጵያ ከይተመልሰ ኣብ ሙዝየም ሃገር እንግሊዝ ተኸዚኑ ይርከብ።

ክቕጽል እዩ።

ትርጉም ምድረ ባሕሪ (ምድረ ኣግኣዝያን) ትፈልጡዎዶ? ብቀይሕ ባሕሪ ዝተኸበን፣ ብኒልን ተከዘን ዝተማእከለን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ፈለግ ኒልን ተከዘን ዝርከብ፣ ብጽዓዱ ዝተባህገን መሬት ዘለዎ ህዝቢ፣ ኣግኣዝያን ይብሃል።

ብፍላይ ንደቂ ኣግኣዝያን ዝተዳለወ 2ይ ፍሉይ ሕታም

1) ብቀይሕ ባሕሪ ዝተኸበን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝርከብን መሬት እዩ።

እቲ ሃገር በቲ ዝዓበየ  ቀይሕ ባሕሪ ዝብሃል ባሕሪ ተኸቢቡ ስለዝርከብን፣ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ድማ፣ እቶም ትግሪኛ ተዛራረብት ህዝቢ ኣጋእዝያን ዝነብሩሉ ዝነበሩ፣ መኣዛ ዘለዎ ኣየር ዘለዎን፣ ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለን ብኤሮጳውያን ዝተባህገን ሃገር እዩ። እወ፣ ህዝቢ ኣገኣዝያን ክሳብ ወራር ቱርኪ ንገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝተቐልቀለሉ ዘመን፣ 15 ክፍለ ዘመን ማለትዩ፣ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ እዮም ንመዋእል ሓራ ኮይኖም ዝነብሩ ዝነበሩ። ግዝኣት ቱርኪ ኦቶማን ሞናርኪ፣ ንከባቢ ዓሰብን ኣዱሊስን ባጽዕን ምስ ወረረ ግና፣ ኩሎም ትግራዎት ዝኹኑ እዞም ሎሚ ኤርትራውያ ዝብሃሉን፣ ካብቲ ገምገም ባሕሪ ኣብቲ ሎሚ ሓማሴንን ኣከለጉዛይን፣ ሰራየን ዝብሃልዘሎ ምድሪ ከበስን፣ ኣብቲ ጎቦታት ሳሕልን ምድረ መንሳዕን፣ ትግራዎት ድማ ንጎቦታት ተንቤንን ሽረን ዓድዋን ዋልቃይት ጸገደን ወዘተ…. ዘሎ ቦታታት ክግዕዙ ተገደዱ። ህዝቢ ኣገኣዝያን፣ ኣብ ዘመነ ሮማውያን ብስርዓት ኣብ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነግዱ ዝነበሩ ምዕቡላት ህዝቢ እዮም ዝነበሩ። ብፍላይ እኳድኣ ኣብ ግዜ ንግስነት ኣኽሱም፣ ምዕባሌ ደቂ ኣገኣዝያን ምስ ሮማውያን ዝወዳደር እዩ ዝነበረ። ስለዚ በዚ መኽንያት እዚ እቲ ህዝቢ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ይንብር ስለ ዝነበረ፣ እቲ ምሬት ምድረባሕሪ ክስመ ባህርያዊን መጎታዊን እኳድኣ ታሪኻዊን መርትዖን መሰረታዊ ሓቂ ዘለዎ ስም እዩ።

2) ባሕሪ ዘለዎ ሃገር ዘመሓድር ንጉስ

እቶም ኣመሓደርቲ ነገስታት ምድረባሕሪ (ሎሚ ኤርትራ) ባሕረነጋሲ (ባህረነጋሽ) እቶም ኩሎም ኣመሓደርቲ ምድረባሕሪ ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ክሳብ 16 ክፍለዘመን ብባሕረ ነገስታት እዮም ዝጽውዑ ነይሮም። እዚ ከኣ መጎታዊን ሓቀኛ መርትዖን (ፕላውዚብሊቲ) ዘለዎ እዩ።

3) መሬት ሓማሴን፣

እዚ ስም እዚ መጸውዒ መላእ ምድረባሕሪ ድኣ እምበር፣ ነዛ  ክሳብ ህግደፍ ዝኣቱኣውራጃ ሓማሴንትብሃል ዝነበረት ጥራይ ኣይኮነን።ሎሚ እዛ ጥንታዊት ኣውራኋ እዚኣ ግና፣ ካብቲ ሕገ እልቦ ጭፍራ ህግደፍ ካብ ዱርን በረኻ ነኣስመራ ዝኣተውሉ ግዜ ጀሚራ ስም ኣልቦ ኮይና ኣላ። ብርግጽ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ኩሉ እቲ ዓዲ ጀጋኑ ዝነበረ ኣውራጃታት፣ክሳብ ህግደፍ ብዘይ ሕጊ ኣብ ስልጣን ዝውጣሕ፣በስማት ጀጋኑ ኣቦታት እዩ ክጽዋዕ ጸኒሑ። ንመረዳእታ፣ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ፣ ብስም ኣከለን ጉዛይን ተጸዊዑ። ወረዳ ጽንዓደግለ ድማ ብስም ጽንዓይን ደግለልን ተሰዪሙ። ወረዳ ድንበዛን ብስም  ኣባሓጎና ልኡል ወደባት ድንበዛን ተጸዊዑ።

ኣብ 7 ደቀተሽም 8ናዮም ሙሳን ድማ ብስም ኣባኻጉኦም ተሽም እዩ ተጸዊዑ። ምለዛናይ ብስም ዛኖይ ተጸዊዑ። ዓዲ ንኣምን ድማ ብስም ኣቦኻጎና ንኣምን ብዓል ሓለንጊ እዩ ተጸዊዑ። ንመረዳእታ፣ ሎሚ  ንኣውራጃ ሓማሴን  ህግደፍ ተማሲሖማ ኣለው። ማለት ደቂ ወሰን ዝነበሩ ብኢድሰወነኖም ደቂ ማእከል ኮይኖም ይላገጹ ኣለው ንግዜኡ። እወ እቲ ፍርቂ ሓማሴን ኣውራጃ  እምብኣር፣ ብዞባ ዓንሰባ፣ ዞባ ሰሜናዊ ባሕርን፣ ደቡብን ዝብል ብመሰረት ዘይብሉን ኣስማት፣ ግንከኣ መደብ ኮሎንያል ጣልያን ዝነበረ ውዲታዊ ፕሮጀክት እዩ ኮይኑ ዘሎ። ሎሚ ኣውራጃ ሓማሴን ተቆራሪጻ መሃነና ጠፊኡ ዘላ ኣውራጃ እያ። ዘሎ ቦታ ኮይና ኣላ። ሊቃውንቲ እቶም ትኖሎጂካዊ መጽናዕቲ፣ ትምህርቲ ወለዶን መበቆልን ህዝብታትን ዓሌታትን መጽናዕቲ ዘካይዱ ሊቃውንቲ፣ ንሓማሴን ክገልጹዋ ከለው፣ ካብ ዓሌት ወይ ዘርኢ ሓማውያንን ሴማውያንን (ካብ ዘርኢ ኩሽን ሴምን ዝተሓናፈጹ ህዝቢ እዮም ይብሉ።

ሓያሎ ተማራመርቲ ታሪኽ ምድረ ባሕሪ ድማ፣ ካብ ዘመነ ዘጽኣት ወይ ዘመን ሙሴ ጀሚሮም፣ እብ ገማግም ባሕሪ ስለዝነብሩ፣ ካብ ሓምበሰ ዝብል ቃል ዝተፈጥረ ስም እዩ ይብሉ። እቲ ቀንዲ ክእመን ዝክኣል ግና እቲ ካብ ዘርኢ ሐሚቲክን ሴሚትክንወይከኣ  ሰማውያንን ሓማውያንን (ኩሽ)ዝብል ቃል እዩ።

እምብኣር ኣቲ ታሪኽ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገልጸ ኣብ ቦትኡ ከሎ እዩ፣ ብኮሎንያል ጣልያን  ኣልዕል ኣቢልካ ዝተሰንዐ ባዕዳዊ ግሪኻዊ ቃልኤርትራተባሂላ ተጠሚቓ።  እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ፣ እቲ ሕብሪ ኣግኣዝያን ዘለዎም መሃንሳት ህግደፍ ከኣ ነቲ ኮሎንያል ጣልያን ዝመሃዞ ስም ኩሓሒሎም ይኣይሓዳስ አርትራዝብል መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ካልእይ ጥምቀት  ራዛ ናየብኡ ሓዛ። ብቐደሙስ ካብ aእንዳ ህግደፍ እንታይ ትጽበ። ካብ ዝብኢዶ ዕጽሚ እንድዩ እቲ ጉዳይ። ክንድይኳ፣ እዛ ብባህርያዊ ጸጋ ዝተዓደለት መሬት ከነኣን፣  ካብ ድሕሪ ሙሴ ንባሕሪ ጨዲዱ ንምድረባሕር ዝኣተወሉ እዋን  ጀሚራ ጥንታዊት ምድረባሕሪ፣ ወይ ድማ ምድረኣገኣዝያን ተባሂላ ትስመ ዝነበረት ስትራተጃዊት ሃገር ጀጋኑ ክነሳ፣ ኮሎንያል ጣልያን ብውዲት ስለላን ኮለላን ዓባይ ብሪጣንያ ተደጊፉ በከመይ ከምዝወረራ ኣብ ዝቕጽል ክግለጽ እዩ።  ፋሺስታዊ ኮሎንያል ጣልያን ስለምንታይከ ስማ ቀዪሩዎ ንዝብል ሕቶውን ገና ከነብርሆ ኢና። ህግደፍከ ድሕሪ 30 ዓመታትሰውራምክያድ ስለምንታይ ነቲ መለለዪ መንነትን ዝኾነ ጥንታዊን ስም ምድረባሕሪ ረሲዑ፣ እኳድኣ ነቲ ብኮሎንያል ጣልያን ዝትጸውዐአርትራዝብሃል ስም ከም መቐጸልታ ኮሎንያል መግዛእቲ ጣልያን ተቐቢሉ፣ሓዳስ ኤርትራ ኢሉ ጸዊዑዋ።  ዘበን ገበል ዝበሉኽ ተቐበል እዩ እቲ ጉዳይ። ኮሎንያል ጣልያን ንህዝቢ ምድረባሕሪ ኣብ ዶብ ከሰላ ዘሪዑ ከም ግልያ ክገዝኦ፣ንመላእ ምድረባ ባሕሪ ግና፣ መሬታን ባሕራን ብስራሕኣልቦ ኢጣልያውያን ክትህዘብ እዩ ዝነበረ ሕልሙ። ንህዝቢ ኤርትራ ንኸጽንት ወጢኑዎ ዝነበረ ውጥን ግና 1945 ...ፈሺሉ ተሪፉ። ስለምንታይ ግና ፈሽሉሎሚኸ እቲ ብልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘሎ ጭፍራ ህግደፍ ግንከኣ መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ዝኾነ፣ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ከካብ ዓራቶምን ንእዶምን ብቐስብ እንዳገፈፈ፣ ንዶብ ሱዳን ኣብ ኮንሰንትረሽን ካምፕ ብስም ፍሹልን ስኑዕንሃገራዊ ኣገልግሎዝብሃል፣ ብግብሪ ግና ዘመናዊ ግልያነት ዝኾነ፣ ዝዳጉኖም ዘሎስ፣ መቐጸልታ መደብ ዕዮ ኮሎንያል ጣልያን ደይኮነን? ከመይድኣ! ይገድድ እምበር!!! ብኻልእ ኣገላልጻ፣ነቲ ፋሽቲ ኮሎንያል ጣልያን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ምድረባሕሪ ከተግብሮ ዝወጠኖ ውጥን እሞ ሽዑ እዋን ብኮሎንያል ዓባይ ብሪጣንያ ዝፈሸለ፣ ሎሚ ግና ልኡኽ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ መንነቶም ዝኽሓዱን ጭፍራ ህግደፍ ኣዳዕዲዑ የተግብሮ ኣሎ።ስለምንታይንዝብል ሕቶ ግና፣ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጽሩይ ንዋት ጽዮናውያን፣ ንሕልሚ ኮሎንያል ጣልያን ንምትግብር ጥራይ ዘይኮነስ ንሕልምን መደብ ዕዮን ጽዮናውያንን ዓለምለኽኤሊትን፣ ብኻልእ ኣገላልጻ ድማ ልኡኽ ሰላዪ ኢሰያስ ዋላኳ እቲ ተልእኾኡ ዓሻ መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም እንተኾነ፣ግንከኣ ንመደብ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ንምትግባር እዩ እወ ንውዕል ቪየና ንምትግባር ከምዝኾነ፣ ነቲ ከስተብህል ዝኽእልን ታሪኽ ኮሎንያል ገዛእቲ  ዝከታተልን፣ብፍላይ እኳድኣ፣ ነቲ ምሽማው ሃገራት ኣፍሪቃ (The “Scramble for Africa” was the invasion, occupation, division, colonization and annexation of African territory by European powers during the period of New Imperialism, between 1881 and 1914. It is also called the Partition of Africa and the Conquest of Africa.) ዝብል ኣጀንዳ ቭየና ዝተኻታተሉ ሃገራውያን፣ንምትግባር ህርድግ ይብል ከምዘሎ ክስሓት ኣይክእልንዩ። ብፍላይ እኳድኣ ነት ዘስተብህል ወዲ ኣግኣዝያን ከቶ ስዉር ኣይኮነን። (እንታሞ ይገበር ምሁራት ደቂ ኣግኣዝያን እንድዮም መብዛሕትኦም ካብ ካብ aእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሕስቡ ኮይኖም ) እወ፣ እቲ መንነቱ ክሒዱ ንመደብ ዕዮ ሃጸይነት ወይ ጽዮንነት ሓደ ብሓደ የተግብሮ ከምዘሎ ድማ ንብዙሕ ሰብ ምርምር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን። ኮሎንያል ጣልያን ንአርትራ ክወርር ከሎ፣ብዲሕሪኡ ኮይኖም ዘዋፈርዎ ዝነበሩ መሃንድሳት ስዉራት ሓይልታት መን ምኻኖም ትፈልጡዎምዶ? ሎሚኸ ንኢሰያስ መልሚሎምን ብስለላ ኣሰልጢኖምን ኣዋውፊሮም፣ ንህዝቢ እንዳንጸንተ ገና ዓገብ ዘይብሉዎ ዘለው ንሶም እዮም እቶም ደቂደቆም ነቶም ኣብ ውዕል ቪየና ዝነበሩ ጽዮናውያንን፣ ሃጸያውያንን። ብኣንጻሩ እኳድኣ ዝሕግዙዎ ዘለው ግሁዳትን ስዉራት ሓይልታት ንሶም እዮም። ንሶም ክንብል ከሎናስ ብዓል መን ምኻኖምከ ትፈልጡዎምዶኣብ ዝቕጽል እዋን ኣብዘን ኣብ ላዕሊ ቀሪበን ዘለዋ ሕቶታት ተመርኲስና፣ብታሪኻዊን ስነመጎታዊን ኣገባብ መግለጺ ብዝርዝር ከነቕርብ ኢና እሞ ሰናይ ንባብ።