ኣብዚ እዋንዚ፣ ብዙሓት ሊቃውንቲ ዓለም ብመጽናዕቲ ዘረጋገጹዎ፣ ሓበሬታ ክህቡ ከለው ከምዚ ይብሉ፣-
እዚ “ተላባዒ ሕማም ቫይረስ ኮቪክ ኣይዲ” COVIC-ID19 = CERTIFICATE OF VACCINATION ID-19፣ ምስ ተላባዒ ሕማም ቫይረስ ዋላሓንቲ ዘራኽብ ከምዘይብሉ፣ ግና ብመድብ ዝተማዘ ውዲታዊ ፖለቲካውንወፍሪ ምዃኑ ይምስክሩ ኣለው።
እወ! ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም: ብመደብ እምበር ብሃንደበት ዝመጽእ ፖለቲካዊ ወፍሪ የልቦን።
እቶም ካብ መዋእለ ባርነት ኣፍሪቃውያን ጀሚሮም፣ ኣስማት እንዳቀያየሩ፣ ንመረዳእታ፣ ዘመነ-ባርነት፣ ዘምነ ኮሎንያል፣ዘምነ-ሓዲሽ ኮሎንያል፣ ዘምነ-ሃጸይነት፣ዘምነ-ማሕበርነት እንዳበሉ፣ ክሳብ እዚ በጺሕናዮ ዘሎና ዘመን ዘደናግሩ ዘለው: ጽዮናውያን እዮም። ኣዘም መሃንድሳት ባህርያዊ ጸጋ ዓለምን፣ ኣጽዋርን ባጤራን ዝውንኑ መሃንድሳት እከይ፣ ካብ 16 ክፍለ-ዘመን (ካብ መዋእለ ባርነት) ጀሚሮም ክሳብ እዚ በጺሕናዮ ዘሎና ዘመነ – “ኮሮና ቫይረስ” “ተላባዒ ሕማም ቫይረስ ኮቪክ ኣይዲ” COVIC-ID19 = CERTIFICATE OF VACCINATION ID-19 መበል 21 ክፍለ-ዘምን፣ ብሃንደበት ዘይኮነስ ብመድብ እዮም መዲቦሞ፣ ካብ መዋእለ ባርነት ጀሚሮም ክሳብ ሎም:ኣብ ኩሉ ኲርናዓት ዓለም፣ ውግእን፣ ጥሜትን፣ ተላባዒ ሕማምን እናነዝሑ ሃብቶም ከኻዕብቱ ጸኒሖም። እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ማሕበር ጸልማት፣ ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ ዓመታት፣ ብ”ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት” ዝጽዋዕ፣ ብእንኮ መንግስቲ ዝምራሕ ዓለምለኽ መንግስቲ ግንከኣ ብረቂቕ ቴክኖሎጂ ዝምራሕ፣ እንኮ ወተሃደራዊ ሓይሊ፣ እንኮ ቁጠባዊ ሓይሊ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተኺሎም፣ ንህዝቢ ዓለም ካብቲ ዘሎዎ 8 ቢሊዮን ቁጽሩ ኣውሒዶም፣ ነቲ ዝተረፈ ዓይነትዊ ህዝቢ ጥራይ እትኸውን ዓለም ክምስርቱ ድሮ በደብ ኣውጺኦም እዮም።
ነዚ መዲቦሞ ዘለው እከይ ወፍሪ: ብዙሓት ሊቃውንቲ ዓለም ክነቕሑሉ ምስጀመሩ ድማ፣ ዛጊት “ኮሮና ቫይረስ” “ተላባዒ ሕማም ቫይረስ ኮቪክ ኣይዲ”COVIC-ID19 = CERTIFICATE OF VACCINATION ID-19 ዝብሃል ምሂዞም ንህዝቢ ዓለም ኣብ ራዕድን ፍርሕን ኣውዲቖሞፕ ይርከቡ። ኣብ ሃገራት ኣሜሪካ ብዙሓት ሰባት ኮሮና ቫይረስ ውዲታዊ ወፍሪ ምዃኑ ስለዝተረድእም፣ ክቃወሙ ምስጀመሩ፣ ሓዲሽ ወፍሪ ዓሌትነት ምሂዞም ነቲ ህዝቢ ብሓባር ከይምክቶም ኣጻዊዶምሉ ይርከብ። “በቲቲኣ እንተኼትድክን ሰብኣይ ጓልክን፣ በቲእ እንተኣላጊስክን ድማ ሰይቲ ውድኽን”፣ ከምዝብሃል፣ እንሆ እቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝርአ ዘሎ ናዕቢ ይምስክሮ ኣሎ።
ህዝቢ ኣፍሪቃ ድማ: ካብ መዋእለ ባርነት ጀሚሮም ብፍልይ ዝበለ ወፍሪ ክሳቐ ጸኒሑ ከይእኽሎ፣ ሎሚ ድማ ሓዲሽ ውዲታዊ ምህዞ ምሂዞምሉ ኣለው። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሃገራት ኣፍሪቃ መቐጸልታ መዋእለ ባርነት ኮሎንያሊዝም ምሂዞምሉ፣:: መቐጸልታኡ ድማ ኒዮ-ኮሎንያሊዝም ዝብሃል ስርዓት መስሪቶም፣ ነቶም ካብ ብኣእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ ኣፍሪቃውያን ደቂ ሃገር ዓስኪሮም::
እዞም ካብ ብኣእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ ኣፍሪቃውያን ወከልቶም ድማ ንህዝቢ ኣፍሪቃ ካብቲ ፈረንጂ ዝበደሉዎ በደል ዝገደደ ይብድሉዎ ኣለው። እዞም ወከልቶም መለኽት ግንከኣ ሰለይቲ፣ ከም ልኡኽ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኤርትርራ፣ ከም መንእሰይ ሰላዪ ኣቢዪ ኣሕመድ ዓሊ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም ወተሃደራዊ መላኺ ግብጺ ኣልሲሲ፣ ከም ልኡኽ ፔንታጎን፣ መላኺ ሩዋንዳ፣ፓወል ካገመ፣ ከም ዑመር ኣልበሽር መላኺ ሃገር ሱዳን ወዘተ . . . ውኪሎም ባህርያዊ ጸጋ ህዝቢ ኣፍሪቃ ክሳብ ሎሚ ክዘምቱ ጸኒሖም። እወ! መስኪን ህዝቢ ኣፍሪቃ፣ እቶም ሓርበኛታትን፣ ሙሁራት ኣፍሪቃውያን፣ ብስለላን ኮሎላን መራሕቲ ኣፍሪቃውያን እንዳቀንጸሉ፣ ነቲ ዝተረፈ ድማ ሃገር ገዲፉ ክምዝስደድ እንዳገበሩ፣ ነቲ ህዝቢ ዋርሳይ ዘይብሉ ደንቊሩ ንኽጸንት ክገብሩ ድሕሪ ምጽናሕ፣ “ኣብ ክንዲ ሓናትስ ጽግዕ” ከምዝብሃል፣ ሎሚ ከኣ እንሆ “ኮሮና ቫይረስ” “ተላባዒ ሕማም ቫይረስ ኮቪክ ኣይዲ” COVIC-ID19 = CERTIFICATE OF VACCINATION ID-19 ዝብሃል ምሂዞም፣ ብሕማም ኣምሲሎም ብመርዛም ክታበት ከቲቦም ብጃምላ ክምንቁሱዎ መደብ ኣውጺኦም ኣለው።
ሓፈሻዊ ታሪኻዊ ትንተናገዛእቲ ዓለም ካበይ ተበጊሶም ኣበይክበጽሑ ከምዝደልዩ ንምፍላጥ ነዛ ዓንቀጽ እይዝኣ እስከ ኣንብቡዋ።
ነቲ ብሰንኪ እቲ ብመደብን ግንከኣ ንህዝቢ ዓለም ኣብ ራዕድን ፍርሕን ንምእታው እንተዘይኮይኑ፣ ብግብሪ ክምዝተኻታተልናዮ ግና፣ ክሳብ ሎሚ ሳዕቤኑ ዘይተራእየ፣ እሞ ብግጂፍ ፕሮፓጋንዳ ዝተሰነየ ዓለምለኻዊ ውዲታዊ ወፍሪ፣ “ብተላባዒ ሕማም ቫይረስ ኮቪክ ኣይዲ” COVIC-ID19 = CERTIFICATE OF VACCINATION ID-19 ዝኣክል፣ ኩሉ ኣብያተ-ስርሓን፣ ኣብያ-ትምህርትን፣ ማሕበራዊ-ትካላትን ሃገራት ዓለም፣ ተለኲትሉን ትዓጽዩሉ ዘሎ ፖሊሲ፣ ደው ከብሎኦ ዝኽእላ 8 ቀለልቲ፣ ብእወ! ወይ ብኣይፋሉን! ዝምለሳ፣ ካብ እንግሊዝኛ ቋንቋ ዝተተርጎማ ትሕት ኢለን ትዘርዚረን ዘለዋ ኣገድስቲ ሕቶትታት፣ ኣናፍራ ቆቛሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን!! እስከ ብኣድህቦ ነዘን ሕቶታት ርኢና ንመልሰን
Kevin Smith & Lesley Buckley
Source
Recent Comments