ደንበ-ደቀባት ኣጋኣዝያን
እስከ ኣብ google.com googlemape eritrea ኢልኩም ጠውቑሞ ጉድ ክትርእዩ ኢኹም። ወግዓዊ ቋንቋና ዓረብኛን እንግልይን ድዩ? ወይስ ቋንቋ ኣጋኣዝያን ግእዝን ትግሪኛን እዩ። እታ ብርኵታ እምኒላታ!

እቲ ኣምሆ ዘመን መንግስቲ ኢትዮጵያ “ኤርትራ ለኣረብ ኣትሸጥም እትለወጥም እናበሉ ዝፍክሩዎ ዝነበሩስ፣ ሎሚ ዝግሃድ ዘሎዶ ኣይመስልን? ኦሪታዊ ዓውዲ ኣዋርሕና ብግእዝ ዝነበረ፣ኣብ ካላንደር ፈረንጂ ተቐይሩ፣ሓቂዶ ሓሶ? ካርታ ኤርትራ ብትግሪኛ ወይ ብግእይ ዝነበረ፣ ሎሚ ብእንግሊዝኛ ዓረብኛ ቋንቋን ኮይኑ። ኢሰያስ ንህዝቢ ከበሳ ኣጥፊኡ፣ ንህዝቢ መታሕት ኣስላም የማዕብል ኣሎ። እዚ ምልክታት እዚስ ምስ እዚ ቋንቋ ዓረብዶ ኣይዛመድን? እቱም ህዝቢ እስከ ቍሩብ ተማራመሩ፣ እወ እንታይሞ ክንገብር፣ እቶም ምሁራትና ክናባት ኮይኖም፣ ብዘይካ ግ¼

ጌጋታት ሰላዪ ኢሰያስ ምጽብጻብ ካልእ ውራይ ዘይብሎም። እወ፣ ኣብክንዲ ብሃገር ምምርማር፣ መምልእ ጅባኦም መጻሕፍቶም ክሸጡን፣ኣብ ፈቐዶ መዲያታት ሃጠቀጠው ክዛረቡን እንዳውዓሉ ድኣ ማይቤት ኢሰያስ እንታይ ገደሶም ከምድላዮም ዘይገብሩ።

ማይቤት ኢሰያስ እኳ ገና ኣብ ስሕል ከለዉ እዮም ንውርዙይን ንኡድን፣ እኳድኣ ጥንታዊን ኦሪታዊን ፊደላት ትግሪኛ፣ ንኽቕይሩዎ ጎይተቶም ድሮ መደብ እውጺኦምሎም ነይሮም። ግና ነቶም ሽዑ ዝቃወሙ ዝነበሩ ፈላስፋታትን ጀጋኑን ሊቃውንቲ ደቂ ምድረባሕርን (ኤርትራ) ክሳብ ዝጸንቱሎም፣ ክሳብ ሎሚ ተጸብዮም። እወ፣ንሶም ምኣስ ኮይኖም እቲ ሕንጻጽ ድኣ “ብዋናታት ኤርትራ”፣ ማለት ብጽዮናውያን፣በቶም መሃንድሳት ሰይጣን ዝኾኑ ጎይቶት ኢሰያስ ደይኮነን። እወ፣ እቲ ሕንጻጽ ድኣ እምሆ ዘመን ገና ልዋም ወሲዱና ከሎ፣ ፣ ብጽዮናውያን ነቲ ውርዙይ ጥንታዊን ኣሪታዊን ቋንቋ ትግሪኛስ፣ ይኣይ ምስ ብዓል ቋንቋ ሕንጉጉ ስዋሂልን ዙሉን ክኸውን ከምዝመደቡስ ንፈልጥ እኮ ኔርና ኢና። ግና ኣልፋስ ፈሊጥናዮ ኔርና፣ ነቲ ኦሜጋ ግና ገና ንጽበዮ ኣሎና። ነዚ ክትጥሕናዶ ትርህጻ። ብዓል ክናናን ምናናን ድኣሞ ነቶም ዝመራመሩ ደቃባት ኣጥፊኦም በቶም መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ተመርሚሩ ዝቐረበሎም “ፍልጠት” እዮም ዝጥቀሙ። እወ ፓፓጋሎ እኳ ከምኡ እዩ። ክንደይኳ ለቢሞም፣ ኣስተምህሮ ጽዮናውያን (በቶም ዕሱባት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓትን ወይ ጽዮናውያንን ሃጽያውያንን) ዝኾኑ ስለላ መርባት ሲ.ኣይ.ኤን ሞሳድን ኤም.ኣይ.6ን 50 ዓመታት እዃ እዩ ወሲዱ፣ ያጀማዕ ናይ ሞት ዘይኮነስ ናይ ሕልፈታት ንብከ። ዘረባ የብሉን። ዓደቦና ነፋጣት ህግደፍ ዘይኮኑስ መሃንድሳ ስለላ መርበብ ኣሜሪካን እስራኤልን እንግሊዝን እዮም ዝጻወቱላ ዘለው።ነዞም ነፋጣት ብዓል ኢሰያስ ቾፕላ!! ዝብሉልና ዘለው ድኣ ንሳቶም ዘይኮኑን። ሓውና ፎሮኰ እንታይ ትብለና ? ሓቂዶ ሓሶት? ሕደግ ኣይፋልካን ብዓል ነፋጥ ኢሰያስ ድኣ ዕንዱ ሲኣይኤን ሞሳድን ምኻኑ ኣይትፈልጦን ማለትካ ድዩ?። ንኢሰያስ ኩሉ ከምዝፈልጥ ከም መለኮታዊ ብዓል ዓቢ ሃይለስልጣን ገርካ ምርኣይስ ኣይግድን። ኣምሆ ዘመን ጽዮናውያን ንኮሎንያል ጣልያን ዘውጽኡሉ መደብ ዕዮ፣ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ንምግባት እዩ ነይሩ፣ግንከኣ እዋኑ ስለዘይኣኸል ብ1945 ፈሺሉ። ካብኡ ግና ክብ ኩርኩር ጽዮናውያን ሃይለስላሴ ልኢኾምልን፣ ንሱውን መድረኽ ኣብቂዑ። እምብኣትር ጽዮናውያን ዓላማኦም ንምውቃዕ፣መተካእታ   ኣብኡ ንምብጻሕን እንተድኣ ኮይኖም ኣብዝተናውሐ እዋን፣ እንደገና ፈረንጂ ደም ከፍስሱ ስለዘይደለዩ፣ ድማ ካብ ማይ ቤት ተንቤን ዝተወልዱ ህርፋን ገንዘብን ጉርሕን ጥራይ ዘለዎም ግንከኣ ነፋጣት ልኢኾም ሎሚ ቅያር ኮሎንያል ጣልያን ኮይኖም ትንፋስና የውጽኡና ኣለው።

ማይቤት ኢሰያስ እኳ ገና ኣብ ስሕል ከለዉ እዮም ንውርዙይን ንኡድን፣ እኳድኣ ጥንታዊን ኦሪታዊን ፊደላት ትግሪኛ፣ ንኽቕይሩዎ መደብ እውጺኦም ነይሮም። ግና ነቶም ሽዑ ዝቃወሙ ዝነበሩ ፈላስፋታትን ጀጋኑን ሊቃውንቲ ደቂ ምድረባሕርን (ኤርትራ) ክሳብ ዝጸንቱሎም፣ ክሳብ ሎሚ ተጸብዮም። እወ፣ንሶም ምኣስ ኮይኖም እቲ ሕንጻጽ ድኣ “ብዋናታት ኤርትራ”፣ ማለት ጽዮናውያን፣በቶም መሃንድሳት ሰይጣን ዝኾኑ ጎይቶት ኢሰያስ ደይኮነን። እወ፣ እቲ ሕንጻጽ ድኣ እምሆ ዘመን ገና ልዋም ወሲዱና ከሎ፣ እኮ እዩ ብጽዮናውያን ነቲ ውርዙይ ጥንታዊን ኣሪታዊን ቋንቋ ትግሪኛስ፣ ይኣይ ከም ብዓል ቋንቋ ሕንጉጉ ስዋሂልን ዙሉን፣ ክኸውን ከምዝመደቡስ ንፈልጥ ኔርና ኢና። ግና ኣልፋስ ፈሊጥናዮ ኔርና ነቲ ኦሜጋ ግና ገና ንጽበዮ ኣሎና። ነዚ ክትጥሕናዶ ትርህጻ። ብዓል ክናናን ምናናን ድኣሞ ነቶም ዝመራመሩ ደቃባት ኣጥፊኦም በቶም መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ተመርሚሩ ዝቐረበሎም “ፍልጠት” እዮም ዝጥቀሙ። እወ ፓፓጋሎ እኳ ከምኡ እዩ። ክንደይኳ ለቢሞም፣ 50 ዓመታት ዝወሰደ ኣስተምህሮ ጽዮናውያን (በቶም ዕሱባት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓትን ወይ ጽዮናውያንን ሃጽያውያንን) ዝዝኾኑ ስለላ መርባት ሲኣይኤን ሞሳድን ኤምኣይ ብ°aል ሲኣuኤን ሞሳድን። ዘረባ የብሉን።ስለላ መርበባት ብን መሃንድሳት