ኢሰያስ ኣፈወርቂ ሰልዪ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኣባል እቶም ዝልዓሉ መሃንድሳት ጸልማት ምዕራባውያን ምኻኑ ተፈልጡዶ?
ልባ ምሳይ ዓይና ምስ ደበሳይ! ሎሚከ ህዝቢ ኤርትራ ተሰቊሩዎዶ ኢሰያስ እሜሪካዊ ምዃኑ?

ውዕል ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ምስ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከመይ ነበረ? ኣብቲ ውዕል ዝተረኽቡ ሰባት መነመን ነበሩ?

1ይ] ወኪል ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሪቻርድ ኮፖላንድ

2ይ] ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኣማሓዳሪ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ

3ይ]ተጋዳላይ ኢሰያስ እፈወርቂ

4ይ]ተጋዳላዝ ሃብተስላሴ ገብረሚካኤል፣ ከም ተርጓማይ

እቲ ብመሃንድሳት ሃጸያውያንን ጽዮናውያንን ዝተሓንጸጸ ጸረ ሰውራ ዝኾነ “ፕሮጀክ ፈልሲ” Nurcery] ይብሃል።

እዛ “ፕሮጀክ ፈልሲ” Nurcery] ትብሃል ረቃቕ መድብ ዕዮ ጽዮናውያን፣ ካብ 1969 ዓ.ም.ፈ. ጀሚራ ብዝማዕበለን ዝረቐቐን ውዲት ደፋእ እንዳበለት ትትግበር ኣላ።

ነዚ ፈልሲዚ ኣዳልዮም ምስ ውድኡዎ፣ ንምትግባሩ ሓደ ወኪል ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሪቻርድ ኮፖላንድ ብ1969 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ሳንጥኡን ኮምፕዪቶሩን ሒዙዎ ኣብ ራድዮ-ማሪናዮ ኣስመራ ይነብር ነበረ። ካበስመር ንዓላ እንዳተመላለሰ ድማ ከም ብዓል ሓቂ ኣግራብ ይተክል ነበረ። እቲ ትርጉሙ ከኣ “ፕሮጀክ ፈልሲ” Nurcery] እዩ።

ነቲ ኣብ ፈለማ እዋን ብስለላ መርበብ ኢትዮጵያን፣ ብኣስራት ካሳ ወኪ ንጉስ ሃይለስላሴ ኣብ ኤርትራን፣ ብድጃዝማች ኣብርሃ ኣባሓጎኡ ንኢሰያስ ወኪል ንጉስ ሃይለስላሴ ኮይኑ ወሎ ክፍለ-ሃገር ዝገዝእ ዝነበረ ተመልሚሉ ንሜዳ ዝተላእከ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ብስለላ መርበብ ኣሜሪካ ካብ ኢትዮጵያ መንጢልካ ንረብሓ ኣሜሪካ ከምየገልግል ተባሂሉ ውጥን ምስ ወጸ፣ ሪቻርድ ኮፖላንድ ንተስፋሚካኤል ጆርጆ ንዓል ልኢኹ ንኢሰያስ ነስመር ካምይእትዎ ኣየዮሞ ውዲ ጆርጆ ድማ ከምታ ውዕሉ ንኢሰያስ ካብ ሜዳ ኣጽሊቑ ንራድዮ መሪናዮ ኣተዎ። ድሕሪዪ እዮም ኣብ ላዕል ተጠቒሶም ዘለው ስባት ይተርኽቡሉ ውዕል ምስ ኣይተ ኢሰያስ ተገብር። ካብተ እገደሲ ውዕል ድማ፣

“ጥራይ ሕራይ በልና እምበር ኩሉ ባዕልና ኣለናዮ”። ነዚኣ ምሉእ ሓሳብት እዪእ ንኢሰያስ፣
ተጋዳላይ ሃብተስላሴ ገብረሚካኤል፣ ከም ተርጓማይ ኮይኑ ንኢሰያስ ሰለስተ  ግዜ “ሐርይዶ”?  ኢሉ ሓተቶሞ ኢሰያስ ድማ ሰለስተ “ሐርይ”! “ሐራይዶ”!  “ሐራይ”! ክብል መለሰ። ካብያ ስዓት እዚ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ ትሕቲ ሓለዋ ስለላ መርበ ኣሜሪካ ኣተወ። ካብኡ ኣብ መደምደምታ፣ሪቻርድ ኮፖላንድ፣ ኢሰያስ ክቕትልን ከእስርን እምበር፣ ክእሰርን ክቕተልን ከምዘይክእል  ብሲኣይኤ ምሉእ ሓለው ከምይዝግበረሉ መብጽዓ ኣተዎሉ። እታ ለቖታ ካብ ምንፍሓ ድያ ካብ ምጥብሓ ከምይብሃል ኣብዪኣ እያ እታ ጠንቂ ኩሉ ስቓይ ኤርትራ ተመስሪታ።

እስከ እምብኣር ውዕል ኢሰያስን ወኪል ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሪቻርድ ኮፖላንድን ክሳብ ሎሚ ብኸምይ ይትግበር ከምዘሎ ነስተብህለሉ።

ክሮኖሎጂካዊ ገዕዞ ሻዕብያ በመደብ ሰለላ መርበብ ምዕራባውያን አብ ምደምሳስ ተቓወምቲ ኤርትራ ቀዳምይ ዓላምኡ ነብረ። ብኸምዚ ይስዕብ ወፍርታት ድማ ካብ ኣምሆ ዘመን ጀሚሩ ገና ንሕይቢ ኤርትራ እንዳሳቐየ የረባርቦ ኣሎ።

[1] ብስለላ መርበብ ኣሜሪካ ዝረቐቐ “ንሕና ዓላማናን” ዝብል መደብ ዕዮ ወጸ። ንሱ  ድማ “ፈላሊኻ ንኣስላምን ክርስትያንን ኤርትራ ስዓር”!! ዝዓላማኡ ነበረ። ብድሕሪኡ ኩናት ሓድሕድ ጀብሃን ሻዕብያን ስዓበ። ብመደብ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ከኣ ስዉርቲ ሰልፊ  ጨንፈር ስለላ መርበብ ኣሜሪካ [C.I.A] ይኾነት ተመስረተት። ኢሰያስ ከኣ ስኮላርሺፕ ቋንቋ ዓረብ ተማህረ። እታ ሰልፊ ኢሰያስ ዝኣቦ መንበራ ምክትሉ መስፍን ሓጎስ ኮይና ተመስረተት። “ሓለዋ ሰውራ” ዝብሃል ብግብሪ ግና ጸረ ሰውራ ቤት ማእሰርቲ፣ ንደቀባት ምሕቀቒ ተመስረት።

[2] ኣብ ውሽጢ ሻዕብያ ብስም “መንካዕ” አጸሊምካ ፈላስፋታትን ደሊኻ ዘይርከቡን ደቀባት ምቕንጻል ቀጸለ!

[3] እታ ሕብእቲ ሰልፊ አብ ውሽጢ ሓይልታት ኣናሰሎኸት፣ ብስውር ለለሊያ ንፍሉይ ክእለት ዘለዎም ደቀባት “ጸረ ሰውራ እዮም፣ ኣዕነውቲ እዮም”! ብyብል ጸለመ መዓልታዊ ትኣርዮምን ትቕንጽሎምን ነበረት።

 [4] አብ ውሽጢ ጀብሃ አቲኻ ጀጋኑን ንመጻኢ ዘስግኡ ደቀባት ምቕንጻል ስርሐይ ኢላ ወሰደቶ።

 [5] አብ ወጻኢ ሃገራት ብፍላይ ሱዳን ኢትዮጵያን፣ ብኣማእታት ዝቑጸሩ በላሕቲ ደቀባ ብጽልማትን ብቐትርን ተቐንጸሉ።

 [6] ብ1981 ድማ ብዓቢኡ ምሰታ ማንታ ሻዕብያ ይኾነት፣ ብስለላ መርበብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተመስረተት ሕውሓት [ወያኔ]ን፣
ምስ መራሕቲ ጀብሃን ተዘራርዮም ነት ብተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ [ጀብሃ] ይፍለጥ ኤርትራዊ ግንባር፣ ምስ 40 ሽሕ ሰራዊቱ ካብ ገጽ መሬት ኤርትራ ሓግሒጎም ንዶብ ሱዳን ኣሳጊሮም ጉሓፉዎ!

እዚ ትእዛዝ እዚ፣ ብትእዛዝ ዳይረክተር ማእከላይ ስለላ መርበብ አሜሪካ ጆርጅ ቡሽ ሲንዮር ነበር።

እቲ ፕሮጀክት ስዕረት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ [ጀብሃ] ንምትግባር፣ ባዕሉ ጆርጅ ቡሽ ሲንዮር ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን ዳይረክተር
ማእከላይ ስለላ መርበብ እሜኢካ ይነበረ ሽዑ እዋን፣ 1980 ዓ.ም.ፈ. ክሳብ ከሰላን ገዳርፍን ዑደት ብምግባር፣ ምስ መራሕቲ ሻዕብያን ወያኔን ዝገበሮ ስምምዕ ነበረ። ድሕሪ ምስንባት ሰራዊት ጀብሃ፣ ብመንግስቲ ኣሜሪካ ብኸመይ ወተሃደራዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝስዓርን፣ ሓይሊ ሶቭየት ሕብረት ካብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝውጽእን ድማ ሓዲሽ መድብ ዕዮ ወጸ። ስለዚ ብ1984 ዓ.ም.ፈ. ጂሚ ካርተር ፕረሲደንት ኣሜሪካ ነበር፣ ንካርቱም ሱዳን ዑደት ብምግባር ንመራሕቲ ሻዕብይን ወያኔን ብሳተላይት ስትራትጂ ሶቭየት ሕብረት ኣብ ኤርትራ ቀዲሕናዮ ስለዝሎና፣ ኩሉ ስለላዊን ወትሃደራዊን ሓበሬታ ከነስንቐኩም ኢና፣ ካብኡ ነዚ ንዓኹም ንምጥፋእ ተዳልዩ ኣሎ፣
“3 ግንባራት ኢትዮጵያ ከምዝፈሽል ክንሕግዘኩም ኢና፣ ጥራይ ሐራይ በሉና”! በሎም። ሐራይ ድማ በሉዎ ካብኡ ወፍሪ ተጀመረ።ኣብቲ ቀዳማይ ብ2 ወከልቲ ሻዕብይ ኢሰያስ ኣፈወርቅን ጴጥሮስ ሰለሙንን ተፈራረሙ። ብድሕሪኡ ግን ካርተር ምስ ኢሰያስ ጥራይ ሕቡእ ኣጀንዳ ገሩ ተመልሰ።

[ሀ] ግንባር ናደው ካብ ከረን ተበጊሱ ንኣፍዓበት ዝወርር ብሻዕብያ ክውቃዕ

[ለ] ግንባር ውቃው ካብ ባጽዕ ተበጊሱ ብማርሳ ጉልቡብ ኣቢሉ ኣፍዓበት ዝኣቱ ብሻዕብያ ክዕገት ወይ ክስዓር፣ ንጴጥሮስ ሰሎሙን ምስ ሳታላይት ስለላ ኣሜሪካ ተራኽብ ላብቶፕ ኮምፕዩተር ተዋህቦ።

[ሐ] ካብ ሑሞራ ተበጊስ ብቃሮራ ኣቢሉ ኣብ ኣፍዓበት ዝኣቱ ብሓይሊ ወያኔ ክውቃዕ። በዚ ክልቲኦም ወያኔ፣ ብውኪሎም መለስ ዜናውን ሲየ ኣብርሃን፣ ስዩም መስፍንን ተፈራረሙ። ብኸምዚ ስትራተጂካዊ ሜላ ድማ ሶቭየት ሕብረት ካብ ሜዳ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን ተጓሕፈት። ወያኔ ንኣራት ኪሎ ኣተወ፣ ሻዕብያ ከኣ ንኣስመራ ተቖጻጸረ። ድሕሪዚ ግና ሓዲሽ ቅዲ መድብ ዕዮ ብወኪል ሲኣይኤ ሔርማን ኮሀን ነጻነት ኤርትራ ኣሜሪካ ከምዘይትድግፍ ዝብል ሕቡእ ኣጀንዳ ኣብ ለንዶን ብ1991 ዓ.ም.ፈ.ብመለስ ዜናዊን፣  ኢሰያስን ኣፈወርቅን፣ ተስፋዬ ድንቃን ተፈረመ። እዪ ውዕል እከይዚ ግን ካብ ማእከላይ ሽማግለ ሻዕብያን ወያኔን ዝተኸወለ ነበረ። ድሕር ክግሃድ ምስ ጀመረ ግን ን15 መሪሕነት ሻዕብያን ን15 መራሕቲ ወያኔን ብትእዛዝን ስለላን ኮለላን ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ተኣስሩ።
መራሕቲ ወያኔ ብዓል ስያ ኣብርሃን ገብሩ ኣስራትን የለውዎም ፎርም ጣዕሳ መሊኦም ካብ ቤት ማእሰርቲ ብሓገስ ስለላ መርበባ ኣሜሪካ ንኣሜሪካ ንስልጠና ስለላን ኮለላን ሲኣይኤይ ምስ ስድራቤቶም ወጹ። እቶም 15 ይተኣስሩ መራሕቲ ሻዕብያ ግን ጣዕሳ ፎርም ምልኡ ነጻነት ኤርትራ ክሓዱ ተባሂሎም እምቢ ስለዝበሉ፣ ክሳብ ሕጂ ኣብቲ ብኢንጂነራት ኣሜሪካ ይተሃንጽ ቤት ማእሰርቲ ዒራዒሮ ተዳጒኖም ንሕልፈታት ይሓልፉ ኣለው።

[7] ብ1991 ዓ.ም.ፈ. ሄርማን ኮሆን ሓላፍነት ጂሚ ካርተር ፕረሲደንት ኣሜሪካ ተርኪቡ ሓዲሽ ቅዲ ሒዙ ተበገሰ።

[8] ንስሙ “ነጻነት” ምስ ኮነ: ሻዕብያ ካብ ሽፍታ በረኻ አብ ማፍያ ከተማ ምስተቐየረት ካልእ ፕሮጀክት ብሄርማን ኮሀን ይተዋህቦም ከተግብሩ ተዋፈሩ! ብአሽሓት ዝቑጸሩ ደቀባት አብ ከተማታትን ገጠር ዓድታትን:  እወ ንፍትሒ! እወ ንዲሞክራሲ! አወ ንሓርነት! አይፋሉን! ዝበሉ! ክሳብ ሐደ ሚልዮን ዝኾኑ አሱራትን ምውታትን፣ 2 ሚልዮን ይኾኑ ስደተኛታትን ኮኑ።

[9]  ነቶም 15 ገዳይም አባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኣረኪሶም ንውጻኢ ተላኢኾም ኣብ ወጻኢ የሎ ቃልሲ ንኽቕህሙ ድማ ፣ መስፍን ሓጎስን፣ ዓብብደላ ኣደምን፣ ኣድሓኖም ገብረማርያምን፣ ዶር። ዓንደብርሃንን፣ ወዲ መንቆርዮስን፣ መሓመድ ብላታን፣ ሸንገብን፣ ካልኦት ከም ብዓል ዶር። እሰፋውን፣ ፕሮፌሶር በረኸት ሃብተስላሴን ተዋፈሩ። እዪኦም እናፈለጡ ኣባላት እቲ ሲስተም ኮይኖም ብያዕባ ጠንቂ ከይዛረቡ ብዛዕባ ሳዕቤን ጥራይ እንዳጸወዩ ክሳብ ከምዝ ኣድሓኖኖም ንኾንቱ ዝሞታ ክሞቱ እዮምንም።

[10] ብመደብን ትእዛዝን ምዕራባውያን፣ ብዶብ አመኽኒኻ ዶባዊ ኩናት ወሊዕካ አሽሓት መንእሰያት ተቐዚፎም! ጉዳይ ምዕባሌ ሃገር ድማ ተረሲዑ። ሓቂዶ ሓሶት!?

[11] አብያተ ትምህርቲ ዓጺኻ ነሓድሽ ወለዶ ንወፍሪ ባርነት ጉሒፍከካ ብኡ ጌሩ ከም ዝስደዱ ምግባር

 [12] ብዲያስፖራ ዘሎ ንኸይቃወም ንምዕጋተ ዘይተአደነ ባጀት ሠሊዕካ ንኸይቃለስ ምቅላስ ምስ ወያኔ ተላፊንካ ገን ይካየድ ኣሎ።

 [13] አብቲ ጽዮናውያን ዝቆጻጸሩዎ በልክዕካን ድምጽኻን ቀዲሑ ኣብ ዳታ ባንክ ይምዝግበካ ሰራቒን መሳርሒ ስለላ መርበብ ኣሜሪካን ካልኦትን ይኾነ ሜድያ፣ ከም ፓልቶክን ዩቲዩብን፣ ሰለልቲ ምውፋረ: ከም ብዓል “ፓይሎት” “ዊልያም” “ፎሮ” “ወኢ ጣባ” “አሰና”  “አለና” ወዘተ… አዋፊርካ፣ ነቶም ኣብ ድያስፖራ ዝነብሩ ደቀባት ብስነኣእምራዊ ኦፐረሽን ዝተሰነየ ወፍሪ ብምዝርጋሕ  አላሽ ንኸብሉዎ ተጌሩ!!!

ምስጢር  ሰውራ ኤርትራን ብድሕሪ መጋረጃ የሎ ግዳማዊ ሓይሊን ከየለሌኻ ብያዕባ ጉዳይ ኤርትራ ላልማየላሎ ጥራይ እዩ።

እነ ዝፈልጥ ስለዘይፈልጥ ስለዝፈልጥ እየ።

ይቕጽልብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት፣ 20.07.2021 ዓ.ም.ፈ.