እቲ መበል 45 ፕርሲደንትታት ኣሜሪካ፣ ፕረሲዳንት ዶናልድ ትራም፣ ኣብ ጽንብል ፕረሲደንትነቱ ዝሃቦ መደረን፣ ንመጻኢ ኣብ ግብሪ ክውዕሉ ዘለዎም ፕሮግራማትንም።

1ይ ክፋል ዓጀውጀው ኢሰያስ

ኢሰያስ ኣብቲ ግዝያዊ መንግስቲ ዝብሃል ስልጣን ከሎ ጥራይ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ  4 ፕረሲደንትታ ተቓያዪሮም። እዚ ማለት ድማ ፕረሲደንት ክሊንተን 2 ግዜ ተመሪጹ 8 ዓመታት ከኣ ንመንግስቲ ኣመሪካ መሪሑ ኣመሓዲሩ። ፕረሲደንት ጆርጅ ዳብልዩ ቡሽ ከኣ 2 ግዜ ተመሪጹ 8 ዓመታት ድማ ንመንግስቲ ኣመሪካ መሪሑ ኣመሓዲሩ። ድሕሪኦም ድማ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ክልተ ግዜ ተመሪጹ። ብጠቕላላ እዞም 3 ፕረሲደንትታት ኣሜሪካ፣ እንዳ ተቓያየሩ ብህዝቢ ኣሜሪካ ተመሪጾም ክመርሑ ከለው፣ ኢሰያስ ግና ከይሓነኸ ዓጀውጀው ጥራይ እናበለ ዕድመ ባርባራዊ ስልጣኑ እንዳኣናውሐ፣ ከይተቀየረ ከሎ ጥራይ 24 ዓመታት ኮይኑ። ክርሳዕ ዘይብሉ ነገር እንተሎ ድማ፣ እዞም 3 ፕትረሲደንትታት ኣሜሪካ ክምረጹ ከለው፣ ባዕሎም ዘይኮነስ ብህዝቢ እዮም ተመሪጾም። ሰብዚ ግንከኣ ተንቤናይእዚኸ  መን እዩ መሪጹዎ?

እስከ ነዚ መግለጺ እዚ ከኣ ኣወዳዲርኩም ገምጋምኩም ሃቡሉ መትሓዝን መጨበጥን ዘይብሉ ቃለ መሕታት ኢሰያስ። ብዘይካ ዕብዳን ብዘይካ ጽላለ ካልእ ዘይብሉ “ፕረሲደንት” ዓዲ ሃሎ። ነቲ ገጹ ኣተኲርኩም aንተድኣ ጠሚትኩሞ፣ ጥዕና ከምዘይብሉ ከተረጋግጹ ትኽእሉ ኢኹም።

ብቐደሙስ ካብ ዝብኢዶ ዓጽሚ፣
2ይ ክፋል ዓጀውጀው ኢሰያስ

ካብ 100 እቶት 100 ሓሶት!! ዘረባ ኣደይ ለቱ እየውፍር ኣየእቱ!!

ኤርትራ ካብዚ ጽሉል “ፕረሲደንት” ዓዲ ሃሎ ተጋላጊላ ገጂፍ ጽላል ሕጋዊን ፓርላሜንታዊን ፍትሕን ክፈጥረላ ንምነ!

እስከ ኣብቲ ዓጀውጀው ኢሰያስ ኣቲና፣ ነቲ ዝልፍልፎ ዝነበረ እስከ በጃኹም ነስተብህለሉ።

“ኣብ 2016 ዘይተሳለጠ ፕሮጀክ ከምኡውን ዘይተጸንቀቑ ተጻብኦታት ነይሮም እዮ። ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ. ግና ንኽሳለጡ፣ ኣርባዕተ ኩባንያታት ፕሮጀክተን ሒዘን ህንጻታት ንኽሃንጻ ኣብ ሃገር ኣትየን ኣለዋ”። “ኣብ ዞባና ጎይቶትና ከደምቲ ኣጥርዮም እዮም፣ ንሶም ከኣ ወያነ እዮም “

ሃናጺ ርእይቶ

ጎጉዲ ንቐሺ! እቲ ቀንዲ ከዳሚ ልኡኽ ኣሜሪካን እስራኤልን እንግሊዝን ድኣ ንስኻ ባዕልኻ ከይትኸውን!! ከይሓነኽካ፣ ጎይቶትካ ግበር ዝበሉኻ፣ ንገርሀኛ ህዝቢ ከተሃምልን ከተታልልን ከተደናግርን ጥራይ ዘይምሱል መሲልካ!! ወያኔ እንተኾኑ መሻርኽትኻን ክልተ ገጽ ሓደ ቅርሺ ናትካን ምዃኖም ካብ ኣምሆ ዘመን ጀሚርና ኢና ንፈልጦም። ብእኦም ግና ኣይትሸቅጥ!ናትካ ግበር!

“ገምጋም 25 ዓመት ኣብ ሰነድ ተዳልዩ ኣሎ። ከም ዕላማ ተጻብኦ ክውቃዕ ዝጸንሐ እዩ። ድሕነት ጸጥታ ንጉዕዞ መልክዕ ዘትሕዙ ኣብ መርሃ ጎደና ተነዲፎም ኣለው”።

“ኣብ 2017 ኣበይ ከም ንኸይድ መርሃ ጎደና ተዳልዩና እሎ። ኣርእስቲ በርእስቲ ተዳልዮም ኣሎው።እዚ ከኣ ተዳልዩ ድሮ ክስራሓሉ ጀሚሩ ኣሎ።  መኸተ ዞባታት ግንባራት፣ መኸተ ግንባር ምብራቕ፣ ክሳብ ማእከላይ ግንባር ደቡባዊን ሰሜናዊን ዘጠቓለለ ዞባታት፣ ቁጠባዊ መርሃ ግንባር ፣ መርሃ ጎደና፣ ፖሊስ ጸጥታ ዘጠቓለለ ንኹሉ ንጥፈታት ዘጠቓለላ…… ግንባር ኣብ ወጻኢ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ውደባታት ኣይፍለን” ።።

ኣብ ዘመን ህግደፍ ኣብ ወጻእን ውሽጥን ስለላን ኮለላን ጥራይ እዩ  ክስፋሕፋሕ ።።ዓጀውጀው።።።

“ምሽናት ድየን ኢምባስታት ድዩ፣ ኩሉ ኤርትራዊ ዝሳተፈሉ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ኣወሃሃዲ ተመስሪቱ ኣሎ።  ብኸምዚ ከይተወደብካ ከተድምዕ ኣይትኽእል ኣኻ”።

ብርእይቶና እቲ •ሓቂ፤   ዓጀውጀው እዩ ጥራይ ኢና ንብሎ ! ወይከኣ ዘረባ ኣደይ ለቱ ኣየውፍር ኣየእቱ”!ኢልና ንሓልፎ!

“እቶም ጉዳያት ንጹራት እዮም ። እቲ ሱታፌታት ብብዙሕ ተመኲርና  መደብ ኣዳሊናሉ ኣሎና። ናህሩ ከምዝቕጽል ጥርጥር የብለይን። ዝሓሸ ኣማራጺ ኣብ 2017 ተዳልዩ ኣሎ። 25 ዓመታት ስለምታይ ዲፕሎማስያዊ ተጻብኦታት ኣጋጢሙዎ ክንፍትሾ ኢና?

ኣብዚ ዞባ እዚ፣ ንሕና ከደምቲ ኣይኮናን ወያምኔ ትራይ እዮም፣ “።

እንታይ ድኣሞ ክንብል፣ ነዚ ዓጀውጀውዚስ፣ ምስ ደገዝማቲ መን ተማጓቲ! ኢልና ጥራይ ኢና ክንሓልፎ!!!

እቲ ሓቂ፣ብርእይቶና፣

ቀንዲ ከደምቲ ጽዮናውያንን ሓዲሽ ዓለማውዊ ስርዕት ህግደፍ እዩ።

“እቶም መደባት ዓበይቲ እዮም ።  ኩሉ ግዜ ምውዳብ ኣገዳሲ እዩ። ንቕሓት ውዳቤ ዕትቂ መሰረታውያን ክድፍኣሎም እዩ”።

እቲ ሓቂ፣ብርእይቶና፣

እየ መብጽዓ!  ኣየ ሓሶት! ብቐደሙ እኮ ኣቦታትና፣ በይኑ ዝዛረብ ዝረትዖ የብሉን እክብሉ መሊሶሞ እዮም!!!

እቲ ሓቂ፣ብርእይቶና፣

ኤርትራ መደበር ላቦራቶሪ ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት ምኻናስ፣ እቶም ካብ ብኣፍብንጭኦም ኣርሒቖም ዝሓስቡ ሰባት በጺሖሞ እዮም። ብኢሰያስን ስለላን ኮለላን ዝቕለስ ጋንታ ህግደፍ፣ ከዳሚን መቀላጠፍን ጽሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓትምዃኑስ ብውሑዳት ግዱሳት ድሮ ፈሊጦሞ እዮም።።ህግደፍ ከዳሚ ኣጁንዳ ባዕዳውያን እዩ።

ዓጀውጀው፣ “መልሕቕ እንኮ ኣገልጋሊ ኣብ ዞባና ወያነ እዩ። ኤርትራ እየርዓመትን፣ ፖሊሲ ምውዳብ ከመይ ገርካ ኣብ ቀጻሊ ሻቕሎት ተእትዎ። ዶባው  ሽግራት ብግስ ምስበልና መጺኡ።።። ስለምንታይ ናይ ሕነ ሽግር ተላዒሉ??።

እንድዒ!! ንስኻን ሒዳሪናይ መለስ ዜናዊን

ሄርማን ኮሀን ደይኮንኩምን ብ1991 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ከተማ ለንደን ውዕል ጥፍኣት ኤርትራ ዝተፈራረምኩም !ንምርን ክንምትላል እዩ እዚ ኩሉ ሃጠውቀጠው!!

እቲ ሓቂ፣ብርእይቶና፣

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሻቕሎት መታን ክነብር” ኣየ ጉዳም !!! መሃንድስ ሻቕሎት ህዝቢ ኤርትራ ዳኣ ልኡኽ ባዕዳውያን ኢስያስ ከትይከው??

ዓሎቕ እዩ።። ባድመ ስለምንታይ።።።መተሓላለኺ ገርካ  ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሕልኽልኽ ፈጢሮም።።።።ብዪንተገሩ ከብቅዕ ግንከእ ክትግበር የብሉን።።ጽውጽዋ።።።ንአርትራ ጅሆ ምግንባር እዩ እቲ ዓላማ።።እብ ቀጻሊ ሻቕሎት ክእትዉዎ ንህዝቢ ኤርትራ። ህግደፍን ንስኻን ኢኹም ንህዝቢ ኣብ ሻቕሎት ኣእቲኹሞ።።።እዚ ስለዘይ ኣዕገቦም እገዳ መጺኡ።። ቁጠባዊ ጸቕቲ ተገሩልና።።።መንዩ መርበብ ምውቕቓዕ ዝገብ ፍልሰት መንእሰያት።።። ሃገራዊ ኣገልግሎት ባርነት ተባሂሉ።።።ማእለያ ዘይብሎም ናይ ሰብ መስል ጉዳይ ኣልዒልካ።። እገዳ 2009 ዝስለዘይዓገቡ ኣብ 2016 ከኣ ፈቲኖም።።። ኩሎም ደማሚርክቃ ምንጻል ምክፋእ ኩሎም ነዚaoም ኣኪብካ እንተድኣ ርኢኻዮ። ናይ ምስይጣን።። ብዕልኻ ሰይጣን።ቃና እንኮ ቁጽራዊ ዓለማዊ ስርዓት ተባሂሉ ዝተማህዘ ኣይሰለጠን።።። ኣብ ኤርትራ ግና ይሰርሕ ኣሎ።

 

ዓጀውጀው፣ ግና ዘይተጸንቀቑ ተጻብኦታት ግና ገና ኣብ ቦታኦም ኣለው

ካብቲ ዓጀውጀዋት ብኸፊል።

ሕቶ፣ ፈኛቱራ ኣስመራ ትርዓጽዩ!  ከሎስ እቶም ኣገልግሎት ሃገር ዝወፈሩ መንእሰያት ድኣ ኣበይ ይሰርሑ ኣለው?

ባዕልኻ ገዛ ክትሰርሕ ስፔክለሽን ጥራይ እዩ እይክኣልን እዩ። እትገብሮ እረጋጊጽካ ፈሊጥካ ክስራሕ ኣለዎ።ዘይኮነ ተስፋ ምሃብ ኮይኑ ስለዝርኤ ቅድም ቀዳድም ምስትዘሎ ምቅቕቓዕ ዕዳጋታት።።።ትሕተ ቅርጺ ህንጻ ኣባይቲ ክተኣታቶ ክክኣል ኣለዎ።።።።።2017 ንዓና ንገዛእ ርእስና ናይ ፈተነ ዓመት እዩ።

“መጋውሒ ኣይኮነን ዕድል ወፍሪ ተጻባኢ ዝኾነ ኣሉታዊ ዘመተ ን2017ን ኩኒኡን ክኸይድ እዩ።  ሎቢኢስት ኣየድልየናን እዩ።።ጎበጣ ልዑላውነት ሃገር፣ብሓቂ ስእሊ ከነቃልሖ ኢና”።

“ሰብኣዊ መሰላት ንሳቶም ሰሪዖም ዝሰርሑሉ ኣጀንዳ ዝሰርሑሉ ጉልባብ እዩ”።

ኣገዳ ድኣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ህግደፍ ከይከውን ብስዉር ኣዋጅ ዘተግብሮ ዘሎ?

“ርግጸት ፍትሒ ምድምሳስ ሄጎመኒ ፣ ሰብኣዊ መሰላት ላቐባ እዩ።።ንኤርትራ ጅሆ ምሓዝ እዩ ናይ ዶብ ጉዳይ ከምዝሃስስ።ምግባርንብፍላይ ግን ኣብ ኮንትክጽ ኣትዩ ከብል ኣለዎ ሰብእዊ መሰላት ኢልልልካ ዝተኻየደ ጽዑቕ መኸተ።።።።።።።።።።።። “

ሓቂ