Eritrea, Djibouti, Ethiopia hosts top U.S. diplomat on East Africa tour

ስቴት ዲፓርትመንት መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ብቐዳም ዕለት 21 ሚያዝያ 2018 ዓ.ም.ፈ. ብወግዒ ከምዝገለጾ፣ ካብ ዕለት 22 ሚያዝያ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26 ሚያዝያ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሉኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ዶናልድ የ. ያማሞቶ ኣብ ሃገር ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብታ ንእሽቶ ቁሸት ጂቡቲ ዑደት ከምዝገብር  እዩ። እዘን ሃገራት እዚአ እዚየን ስትራተጂካውያን ሃገራት ስለዝኾና፣ ጽዮናውያንን ቻይናን ሩስያን ክሻመውለን ህርድግ ይብሉ ኣለው። ሰይቲ ዕዉር ብኾፉ  ይስዕምሉ፣ ሰይቲጸማም ከኣ ብኾፉ ይጽውዑሉ።

ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ
24.ሚያዝያ 2018 ዓ.ም.ፈ