Eritrea is located in northeast Africa, between Sudan and Ethiopia.
ኤሪትራ እብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን እትርከብ ንእሽቶን፣ ግንከኣ ብባህርያዊ ጸጋ ዝበልጸገት ሃገር እያ። እዛ ሃገር እዚኣ፣ (121,000 km 47,000 miles) ሚእትን ዕስራን ሓደን ሽሕ ትርብዒት ሜተር ወይከኣ 47 ሽሕ ትርብዒት ማይልስ ዝግፍሓታ፣ ክንዲ ኣውራጃ ኒውዮርክ እትኸውን ሃገር እያ። ኤርትራ (1,150 km) ሓደ ሽሕን ሚእትን ሓምሳን ኪሎ ሜተር ዝንውሓቱ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝወነነት ሃገር ኮይና፣ እቲ ካብ ዓለም ዝነውሐ ዓለምለኻዊ ንግዲ ዝመሓላለፈሉ ባሕሪ ኣለዋ። ኤርትራ ብዘይካ ጥንታዊት ኣዱሊስን ማርሳ ጉልቡብን፣ ክልተ ዓበይቲ ወደባት፣ ምጽዋዕን ዓሰብን ዝወነነት ሃገር እያ። ሎሚ ግና እዘን ወደባት እዚኤን፣ መተሓላለፊ ንብረት ጽዮናውያን ወርቕቅን፣ ሃብቲ ቀይሕ ባሕርን፣ ካብ ማእከል መሬት ደቀባት ብጽዮናውያን ይዝመትን ኣሎ። ብዛይካ ዕደና ወርቂን ሃብቲ ባሕርን፣ብዙሓት ካልኦት ክቡራት ሚነራላት ከም ብዓል ሊስዩም፣ ኡራንዩም ወዘተረፈ…ለይትን ምዓልትን ንባዕዲ ሃገር ዝግዕዘዙለን ዘሎው ውደባት እየን። ወደባት ኤርትራስ ብሰንኪ፣ ልኡኻት ወይጦታትን ከድዓትን ደቂ ሃገር፣ ንህዝቢ ኤርትራ ኣየገልግላን እየን ዘለዋ። እቲ ዘስተንክር ቅያ ሰውራ ህዝቢ ኤርትራ ግንከኣ ን30 ዓመታት ዝወሰደ ግና፣ ሎሚ ንረብሓ ጽዮናውያን ውዒሉ፣ ነዚ ክትጥሕና ዲኽን ትርህጻ ኮይኑ ተሪፉ ኣሎ።
ትሕተ ቅርጻ ኤርትራ፣Infrastructure
Eritrea enjoys excellent infrastructure as related to the Bisha mine.
Recent HistoryIn 1900, Asmara became the capital of the Italian colony of Eritrea. ብኮሎንያል ጣልያን ኤርትራ ተጠሚቓ፣ ብህግደፍ ከኣ ሓዳስ ኤርትራ ተባሂላ፣ እዚ መቐጸልታ ፍልስፍናን ስትራተጂን ኮሎንያል ጣልያን እዩ እምበር፣ምድረ ባሕሪ ክትጽዋዕ እዩ ነይሩዋ። ብሰንኪ ዋርድያ ጽዮናውያን ኩባንያ ህግደፍ ግና ሓዳስ ኤርትራ ተባሂላ።In the late 1930s Italy invested heavily in Eritrea building infrastructure, factories and buildings; Asmara was called “Piccola Roma” (Little Rome). Today, many major buildings are of Italian origin, and shops still have Italian names (Bar Vittoria, Pasticceria Moderna, Casa del Formaggio, Ferramenta, etc.). ሎሚ እውን እንተኾነ ኩባንያ ህግደፍ መቐጸልታ ኮሎንያል ጣልያን ኮይኑ እዩ ዝኽድም ዘሎ።In 1941, British forces drove out the Italians and after World War II administered the territory under a UN mandate. In the year 1951, Eritrea was federated with Ethiopia as per UN resolution 390(A) that was adopted in December 1950. Ethiopia annexed Eritrea militarily in 1962. መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ በቶም ስለላ መርበብ ዓሳኽራ ኣዋፊራ፣ ካብታ ኮሎንያል ጣልያን ካብ መሬት ኤርትራ ዝወጸላ እዋን ጀሚራ፣ ብረቂቕ ሜላ ንኤርትራ ትገዝኣ ኣላ። እቲ ኩሉ ውዕላት ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ይኹን ካልኦት ትካላት፣ መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ከይፈረመትሉን ተሰማማዓትሉን ኣይፍረምን እዩ። እዚ ሓደ ረቂዕ ኮንስፒራሲ ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ተኸዊሉዎ ዘሎ ግንከኣ መርትዖ ዘለዎ ሓቂ እዩ።Eritrea gained independence in 1993, after fighting for its freedom for over 30 years. ሎሚ ድሕሪ ነጻነት ግና ህዝባ ኣብ ባርነት ተቐዪሩ ኣሎ።EconomyEritrea is largely an agriculture based economy and one of the poorest nations in the world. The country’s economy predominantly consists of: ማእለያ ዘይብሉ ወርቂ እንዳተሓፍሰላ ግና፣ ብሰንኪ ከድዓት ኮራኹር ጽዮናውያን፣ ጭፍራ ህግደፍ፣ ከም ድኻ ሃገር ተቖጺራ መላገጺ ጽዮናውያን ኮይና ኣላ። በትሪ ሓቂ (በትሪ ሙሴ) ግና ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን እያ። ጽዮናውያን ግና ዘሚቶም ከለው፣ ወሲድናምበር ስዘሚትና ኣይብሉን እዮም። ባህሎም ስርቅን ዝምታን ስለዝኾነ ከኣ እዩ።
People and CustomsThe people are known for their friendly nature and are proud about their Eritrean heritage. ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ብሰንኪ ልኡኻት ሳጥናአል ጭፍራ ህግደፍ፣ ኩርዕቱን ሃይማኖቱን፣ ባህሉን ተዘሚቱን፣ ኣብ ነውራም ዝኾነ ግዕዙይ ባህሊ ወዲቍu ኣሎ። Christian and Muslim are the prevalent religions, split relatively evenly across the society and in government. ኣስላምና ክርስትያና፣ ካብ ጥንቲ ጀሚርና፣ ሰላም ነይሩና። ካብ ኮሎንያል እንግሊዝ፣ መሃንድስ ፈላሊኻ ግዛእ ግና ፣ ንፋስ ኣትዩና ስጸኒሑ። ሎሚ ከኣ ብኮራኹር እንግሊዝን ጽዮናውያንን ዝኾኑ ኣብ ሳሕልን ዓላን ዝዓበዩ ወኻሩ ሳሕል ይግዛ ኣሎ።
|
Recent Comments