ካብቶም  ግረግ ሃንተር ፣ ዘጋልጾም ዘሎ ኣዝዮም ሕቡኣት ፖለቲካዊ ተዋስኦታት ግንከኣ ህዝቢ ኣሜሪካ ገና ዘይበጽሖም ምስጢራትን ውዲታትን ደፊሩ ከጋልጾምከሎ። President Trump’s first National Security Advisor Mike Flynn ምስ መንግስቲ ሩስያ ዝምድና ብምግባር ሰላም ንኽሰፍን እንዳጽዓረ ከሎ፣ካብ ስልጣኑ ንኽወርድ ዝገበሩ እቶም ስዉራት ሓይልታት እዮም።

ካብቶም ግረግ ሃንተር ስቲል ዘጋልጾም ዘሎ.

1. “ውዲታት ኣብ ምምሕዳር ክሊንቶን፣ ብዙሓት ጸለምቲ ማለት ካብቶም  ኣብ ኣሜሪካ ኣብ እዋን ባርነታዊ መግዛእቲ ዝሞቱ ጸለምቲ ኣጥፊኡን ኣሲሩን እዩ”። እዚ ውዲታዊ ምስጢር እዚ ክሳብ ሎሚ ብዘይካቶም ግዳይ ዝኾኑ ጸለምቲ ብህዝቢ ኣሜሪካ ከይተፈልጠ ዝጸንሐ እከይ ፍጻሜታት እዩ።

2. “ካብ ግዜ ምርጫ ጀሚሮም ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ካብ ስልጣኑ ንኽዓልውዎ ለይትን መዓልትን ህርድግ ዝብሉ ዘለው፣ እቶም ብዓል ጆርጅ ሶሮን፣ ሲኣይኤን እቶም ቀንዲ ወነንቲ ባጠራን በልዚንን እዮም”ይብል። ንመረዳእታ ነቲ ኣማኻሪ ጸጥታ ፕረሲደንት ዝነበረ ብውዲት ካብ ስልጣኑ መታን ክወርድ ዝገበሩ ንሳቶም እቶም ማሕበር ሰይጣን እዮም። እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ውሽጢ ኣሜሪካ ዘሎ ሽግራት ክፈትሕ እንዳተቋለሰ ከሎ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ኢራንን ሩስያን ከም ዓቢ ጉዳይ ኣልዒሎም ውሽጣዊ ጉዳይ ህዝቢ መታን ከይፍታሕ ከምቲ ኢሰያስ ኩርኩሮም ዝገብሮ ዕንክሊል ከብሉዎ ይጽዕሩ ኣለው።

ካብ ካልኣይ ኪናት ዓለምን ኩናት ቬትናም ጀሚሮም ክሳብ ኪናት ዒራቕን ኣፍጋኒስታንን ሊብያን ወዘተ…መንግስቲ ኣሜሪካ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገር ረሲዑ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ብቶም ማእከላይ ስላ መርበብ  ኣሜሪካ ኣዋፊሩ ናዕቢ ምግባር ጥራይ እዩ። ነዚ ተግባራትዚ ኣትኪሉ ዝተቋወመ ፕረሲደንት ጆን ኤፍ ኬነዲ ነበረ፣ ንሱ ድማ ቀንጺሎሞ። ሎሚ ድማ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም መደብ ዕዮ ፕረሲደንት ኬነዲ ሒዙ ምስተበገሰ እንሆ ከፍሽሉዎ ላዕልን ታሕትን ይብሉ ኣለው። እዚ ኩሉ ድማ ንህዝቢ ኣሜሪካ ብውዲት ንምትላልን ንምጭቅቋንን ጥራይ እዩ።

3. ኣብዚ  ቀረባ  እዋን፣ ጓል እቲ ወናኒ ባንክታት ዓለም ሮትሻይልድ ፣ ንፕረሲደንት ዶናልድ ትራም  20 ሚልዮን ዶላር ጕቦ ክንህበካ ካብ ስልጣንካ ውረድ ኢላ ከምዝሓበለቶ እዚ ሓርበኛ  ገርድ ሃንተር  ከጋልጾ ክኢሉ ።

ከማኡውን ገርድ ሃንተር ይብል፣ “እንተድኣ ፕረሲደንት ትራምፕ ኣንጻርዞም ንዮኮንን፣ ስለላ መርበብ ሲኣይኤን ጆርጅ ሶሮን ካልኦት ዲፕ ስቴት ኣባላትን ስጉምቲ እንተዘይወሲዱ፣ ካብ ስልጣኑ ክወርድ እዩ”።  “እቲ ካብ ኩሉ ዝገርም ድማ እቲ PENCE ዘተባህለ ምክትል ፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ድማ: እቲ ቀንዲ ኣባል ስለላ መርበብን፣ ኣባል ብዓል ጆርጅ ቡሽን ጆርጅ ሶሮን  ብስዉር ጸረ ትራምን ከምዝኾነን፣ ኣብሓጺር መጻኢ እዋን ብኢንፒችመንት ወዲት ተጠቒሙ ንፕረሲደንት ዶናልድ ትራም ክዓልዎ እማመን ምኽሪ ካብቶም ስዉራት ሓይልታትን ከምተዋህቦ ይሕብር።

ፕረሲደንት ትራንም ነዚ ኣብ እዋን ምርጫ ፕረሲደንትነት ንህዝቢ ዝተማባጽዖም መብጽዓታት ጸረ ረብሓ እቶም ስዉራት ወነንቲ ባህርያዊ ጸጋ ህዝቢ ዓለም ስለዝኾኑ፣ ክትግበሩ ትም ኢሎም ክርእዩ ባህርያቶም ስለዘየፍቅደሎም ገን ኣንጻር ፕረሲደንት ትራምፕ ናዕቢ ክገብሩ ገልዳሕ ክብሉ እዮም። መኽንያቱ ድማ ንሳቶም ረብሓኣoም ኩሉ ግዜ ካብ ህውከትን ውግእን ስለዝኾነ፣ ንዶናልድ ትራም ገልቢጦም፣ ሓደ ኩርኩሮም መሪጾም፣ ኣንጻር ሩስያን ኢራንን ኣቶማዊ ውግእ ብምግባር ንህዝቢ ዓለም ኣብ ናዕብን ጥፍኣትን ንምእታው እዩ እቲ መደቦም ዘሎ። ውሽጣዊ ጸገማት ሓደ ህዝቢ እንተተፈቲሑ ንሶም ክምዝምዙ ዕድል ስለዘይረኽቡ ግድነት ናዕቢ ክገብሩ ኣለዎም።

ኣስተብህል፤
ንመረዳእታ፣ እቲ ኩሉ ኢሰያስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጸገማት ኣብ ክንዲ ዝፈትሕ፣ ባርነታዊ ኣዋጅ ብምእዋጅ ንመንእሰያት ኣብ በረኻ ኣስፊሩ። ትርጉም ዘይብሉ ኲናት ምስ ወያኔ ብምውላዕ፣ ኣእላፋት መንእሰያት መንቁሱ። ሃገር ትሒት ባዶ ሰሪዑ። ህዝቢ “ማይ ጠፊእ መብራህቲ  ተቐልቂላ” ክብል እንዳውዓለ። ጽዮናውያን ድማ ወርቂ ቢሻን ሃይኮታን ብነጻ ጓሕጒሖም ክዘምትዎ ንዕዘብ ኣሎና። ዓንጃል ኢስያስ ከኣ ጽሩይ ተዛራቢ ኣቕሓ እቶም ንመንግስቲ ኣሜሪካ ዝዝውሩ ዘለው ስዉራት ጽዮናውያን ኮይኑን ብኣኦም ተገዚኡን እዩ ዕንክሊ ዝብል ዘሎ። ሓለውቲ ህይወቱን ዋሕስነቱን (ኢሹራን) ድማ ንሳቶም እዮም። እንተዘይከውን ነይሩ ነፋጥ ኢሰያስ ቅቀደም ምተቐንጸለ ነይሩ።መኽንያቱ ብነጻ ሃብቲ ሃገር ብነጻ ንኽዘምቱ ሓላው ሕዛእቲ ኮይኑ የገልግሎም ስለዘሎ ግንድነትዮም ብስለላ መርበባቶም ገሮም ክሕልዉዎ። መኽንያቱ እንተድኣ ሞይቱ ረብሓ ስለዘይብሎም። እዚ እዩ እቲ ሓቂ ። እወ፣ ጽሕፍቶ ህዝቢ ኤርትራ ግዲ ኮይኑ፣ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ጆግራፊካዊ ኣቀማምጣ ሃገሩ ኮይኑ፣ በዞም ውዲታውያን ሓይልታት ዝተላእኩ፣ ካብ ብኣእምርኦም ብሕምብርቶም ዝሓስቡ ጭፍራ ህግደፍ፣ ብፍላይ እኳድኣ ዕቡድ ኩብራረ ኩባንያ ህግደፍ ኢሰያስ ይሳቐ ኣሎ። ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ን5 ዓመታት ተዕቓሊሱን ጸላኢኡ ደምሲሱ ባሕሩን መሬቱን ንነጻ ኣውጺኡ ከብቅዕ ንሱ ግዳይ ጥሜትን ባርነትን ኮይኑ፣ ሃብቱን ንብረቱን ድማ ብጽዮናውያን ይዝመት ኣሎ። ብቲ መራሕ ኩባንያ ህግደፍ ዓንጀገዳይ ኢሰያስ ካብ ሜዳ ኤርትራ ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ምሁራትን ጀጋኑን ለባማትን ክቕንጽል ዝጸንሐን ዘሎን ንጽዮናውያን ንኽረብሑ ጥራዝይ እዩ። መኽንያቱ ንሜዳ ክወፍር ከሎ ንጽዮናውያን ከገልግል ስለዝተመልመለ

ብሓልዮት መርበብ ደቀባት፣ 23.02።217 ዓ.ም.ፈ

ምልክትል ፕረሲደንት ፔንስ ንፕረሲደንት ዶናልድ ትሩምፕ ንኽዓልዎ ጽንጽንታ  ከምዘሎ ይግለጽ።”PENCE IS PREDICTED TO OUST TRUMP ANY TIME SOON

Mongoose: DoD Leaked Video – Vaccine that Modifies Behavior – We Do Not Make This Stuff Up!  እቶም ካብ ዝብዙሕ ዓመታት ጀሚሮም ንዓለም ክገዝኡዋ ዝጸንሑን ገናውን ዝገዝኡዋ ዘለው ውዲታውያን ስዉራት ሓይልታት፣ ኣብ ልዓሊ ህዝቢ ዓለም ኩናትን ካልእ ኣዓናዊ ፍጻሜታትን ዝፍጽሙዎ ዝጸንሑን ዘለውን ከይኣኽሎም፣ ኣብዚ እዋንዚ ግና ንህዝቢ ዓለም ብክታበት ገሮም ብኸመይ  ከምዝጽንቱዎን ዘደንቁሩዎን ዝሕብር ቪድዮ።