UNICEF Logo.png እንታይ ንኽረኽቡ እዮም፣ ፍንፉንን ንኽትርእዮ ዘጽልእ ጥሜትን ዓጸቦን ኣፍሪቃውያን ዝገልጽ ስእልታት እንዳ ሓረዩ፣ ወግሐ ጸብሐ ከም ረክላም ኣብ ፈቐዶ ጎደናታትን መርበብ ሓበሬታትን ዝዝርግሑ ዘለው።

ባህርያዊ ጸጋ ሃገራት ኣፍሪቃ መን ጓሕጒሑ ይዘምቶ ከምዘሎስ ረክላም ክገብሩ ኣይካሉንዶ? ህዝቢ ኣፍሪቃ ድኣ ጽዮናውያን ሓራ እንተዝገድፍዎ፣ ንርእሱ ኮይኑ ነቶም ዝዘምትዎ ዘለው ጽዮናውያን ክዕንግል ምኽኣለ እንዶ ነይሩ። ዕድሉ ኮይኑ ግና ካብ መዋእለ ባርነት ጀሚሮም፣ ጽዮናውያን ንህዝቢ ኣፍሪቃ ኣትሕዛ ዕዉራት ሒዞሞ ኣለው።

እቲ ካብ ኩሉ ዘስደምም ድማ  UNICEF Logo.pngፍላይ እታ ሓንቲ ካብተን ዓበይቲ ትካላት ጽዮናውያን ዝኾነት፣ ይኣይ ሓንቲ ጨንፈር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዓለምግንከኣ ገጂፍ ትካል ጽዮናውያ ዝኾነ ኩባንያ፣

ይኣይ “ንህጻናት ኣፍሪቃ ንምሕጋዝ ዝቖመ” UNCF United Nations Children’s Fund ዝብሃል እዩ። እወ፣ ብፍላይ ንኣፍሪቃውያን ህጻናት ኣዝዮም ብጥሜት ከምዝተጠቕዑ ገራ ወግሐ ጸብሐ ፕሮፓጋንዳ እንዳነፍሐ፣ ማእለያ ዘይብሉ ሓገዝ ገንዘብ ዘኻዕብት ዓቢ ቍጠባዊ ትካል እዩ። ካብቲ ዘኻዕበቶ ገንዘብ ግና ሓደ ዕስሪት ከማን ንህጻናት ኣፍሪቃ ኣይጫንዎምን እዩ።

ከምኡውን እቲ The United Nations International Children’s Emergency Fund ዝብሃል ጨፈር ዩኒሰፍ እንተኾነውን፣ ፕሮፓጋንዳ እንተዘይኮይኑ፣ብህጹጽ ሓጊዙ ኣይፈልጥን። ብኣፍሪቃውያን ህጻናት ምሽቃጥ ግና ከም ወልፊ ጥራይ ዘይኮነስ ከምንጪ እቶት ወሲዱዎ።

እንታይ እዩ ጸገሞም ግና እዞም ተካላት ትካላት እዚኣቶም። ማእለያ ዘይብሉ  ወርቅን፣ ድያመንድን፣ ዘይትን፣ ጋዝን፣ ካልእ ካብ ሕርሻ ዝርከብ ማእቶትን ዘይተተንከፈ ሃብቲ ኣፍሪቃ ከምዝኾነስ ኣይፈልጡን ድዮም?

430 Eritrean in one day (430 ትንፋስ ኣብ ሓደ መዓልቲ)
https://youtu.be/kqakPGgY45I

ካብቲ ጽያፍ ዝኾነ ብዩኒሰፍ ዝተዘርግሐ፣ ኣፍሪቃውያን ብባህርያዊ ጸጋ ሃብታማት ከለውስ፣ ይኣይ ከም “ጥሙያት ኣፍሪቃውያን” ገሮም ብውዲት ክላገጹሎም ከለው ዘርኢ ስእሊ። እንታይ ክረኽቡ እዮም ከምዚ ጽያፍ እዚ ዝዝርግሑዎ ዘለው ንዝብል ሕቶ  ድማ፣ ጥሙያት ኣፍሪቃውያን ርድኡ እንዳበሉ፣ ካብ ገርሀኛታት ምዕራባውያን ገንዘብ ንምግፋጥ ጥራይ እዩ።

ክንድዚ ዝኣክል ሃብቲ ዘለዎ ህዝቢኸ ክጠሚ ከምዝይክእል ኣይፈልጡን ድዮም?  ቀንዲ ጠንቂ ጥሜት ህዝቢ ኣፍሪቃ ግና ጽዮናውያን ምኻኖምከ ኣይስቆሮምን ድዩ ? ዘይሓፍር ድሙስ ገረማርያም ስሙ!! ክሳብ ክንደይ ንዕቀት ድኣዩሞ እዚ ኣወንጣታት እዚ ወግሐ ጸብሐ ከይሓነኹ  ኣብ ልዖሊ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዝፍጽምዎ ዘለው?

ጽዮናውያንሲ ምዓስ ኮን ይኾኑ ኣከይ ጥራይ ከምዝኾነ ስርሖም፣ ግንከኣ ህዝቢ ኣፍሪቃ ፈሊጡዎም ከምዘሎ ዝፈልጡ ?  ንኽትበልዓ ዝደሌኽ ኣባጉምባሕስ ዛግራ ትብላ።

ኣብ ኤርትራ ዝኸይድ ዘሎ ኢሰብኣዊኸ ባይቶ ሕቡራት መንግስታት ተማጒቱሉዶ VIDOE
https://youtu.be/QRngj9Z1o-0

ABC News: Nearly 6,000 people – packed below deck by the 100s like cattle in miserable conditions

https://youtu.be/5QBLktbJNtg

እስከ ነዚ ቪድዮ እዚከኣ ተኸታተልዎ። እቲ መግለጺ ንገርሀኛታት ሓቂ  እዩ ዝመስል፣ ግንከኣ ብንቕሓት እንተድኣ ተኰታቲልካዮ፣ ኣዝዩ ረቂቕን ውዲታዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ጻዕዳ ፕሮፓጋንዳ ጥራይ እዩ።

ንህዝቢ ኣፍሪቃ ንምምዝማዝስ ክሳብ ክንድዚ ብዛዕባ ጥሜት ህጻናት እፍሪቃ እንታይ ኣድለዮም። ኣይ ንህጻናት ሊብያን በኒንን ቦምባታት እንዳ ኣዝነቡ ደይኮኑን ኮስቲሮሞም። ብዛዕብኦም ድኣ ስእልታት ዘየቕርቡ እንታይ ቀሪጹዎም እዩ?

ሎሚስ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ማእለያ ዘይብሎም መንእሰያት ዘይኮኑን ኣብ ቀላይ ባሕሪ ዝጥሕሉ ዘለው። ብዛዕባኦም ግና ክሕግዙ ኣይተራእዩን።  https://youtu.be/6cHVPg2gaRM እሕሕሕሕ በሉ!

እዚ ክታበት እዚኸ እንታይ ሳዕቤን ከምዘምጽእ ትፈልጡዎዶ?

ካብቲ ዘስካሕክሕ ስእልታት ህጻናት ኣፍሪቃ ዝዝርግሑዎ ዘለው እስከ ኣብ ታሕቲ ተኻታተሉ።


መምልእ ጁባ ቤት ጽሕፈት ዩኒሰፍ ዝኾነ ረክላም  ኣፍሪቃውያን ህጻናት።

ኣፍሪቃውያን ህጻናት ንኽሓሙ ስሚ ዝኾነ “ክታበት” እንዳኸተብካስ፣ ነዚ ጭርሖዚ ምጭራሕ ሃየንታዶ ኣይኮነ?

ጥታሪኽ ሰብኣዊ መሰል ብቪድዮ።

The Story of Human Rights  ጥታሪኽ ሰብኣዊ መሰል

ዝኣዝዩ ዝኸፍአ ሰብኣዊ መሰል ዘለወን  32 ሃገራት ዓለም