Vertigo Politix — Oct 25, 2018

ዋሕዚ ስደተኛታት ብፍላይ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃን ካልኦት ብ3ይ ዓለም ዝጽውዓ ብመደብ ብምዕርታባውያን  ዝተመወለ ፕሮጀክት እዩ። ንመረዳእታ ጆርጅ ሶሮ ዝተባህለ ሃብታም እዩ እቲ ቀንዲ ነቲ ፕሮጀክት ብንሱ ዝዓሰቦም “ማሕበራት ረዲኤት” ዝብሃላ እየን ተዋፊሮናሉ ዘለዋ።