ብቋንቋ ራሽያ ብሓደ ጀነራል ዝቐረበ፣ ሓበሬታ፣ ትርጉሙ ድማ ቭብቋንቋ እንግሊዝኛ ኣብ ትሕቲኡ ከመ ኣርእስቲ ቀሪቡ ኣሎ።

ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም፣ 6 ቢልዮን ተቈማጦ ኣዛብ ኣሎዋ። እቶም ፈሊጣውያን (Elit) ከምዝብልዎ ግና ፣ እዛ ንነብረላ ዘሎና ፕላነት መሬት፣ ካብ 2 ክሳብ 3 ቢልዮን ጥራይ ክትጸውር ስለ እትኽእል፣ እቶም ካልኦት፣ ብጥሜትን፣ ብውግእን፣ ብሕማምን፣ ክምንቆሱ ኣለዎም ይብሉ።