ሞርጋን ጽቫንጊራ እቲ ንነዊሕ ዓመታት ንልኡኽ ጽዮናውያን ሮበርት ሞጋበ (ሰላዪ ሮበርት ሞጋበ ኣባል ውዲታውያን ማሕበር Jesuit እዩ።) ዝቃወም ዝነበረ ሓርበኛ ሃገራዊ እዩ ዝነበረ። ንሱ ኣቦመንበር ሰልፊ ዲሞክራስያዊ ለውጢ  ዚንባቨ (MDC) ኮይኑ፣ ንብዙሕ ዓመታት ብትብዓት ንሰልፉ ዘገልገለ ዚምባቨያዊ ሓርበኛ ነበረ። በቲ ዝተሰምዐ ወረ ብሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ደቡብ ኣፍሪቃ ዓሪፉ እዩ ዝብሃል። እዚግን ፍዱሕ ምስጢር እዩ። መኽንያቱ ብውዲት ተሰሚሙ ከምዝሞተ ብዙሕ ምልክታትን መርትዖታትን ስለዘሎ። መኽንያት እዚ ጅግናን ሃገራዊን መራሒ እዚ፣ ኣብቲ ብ2009 ዓ.ም.ፈ. ዝተገብረ ውድድር ፕረሲደንት ሃገር ዚምባቨ፣ ብዝልዓለ ቁጽሪ ብህዝቢ ተመሪጹ ከብቅዕ፣ እቲ ሰላዪ ፕረሲደንት ሞጋበ ግና፣ ሰለቲ ልኢኹ፣ ንሞርጋን ጽቫንጊራ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ብማኪና እንዳተጓዕዘ ከሎ፣ ብዓባይ መኪና ከምዘጋጭዉዎ ገሩ። ሽዑ ንሽዑ ከኣ ንሞርጋን ጽቫንጊራ በቲ ዝተወስደ ሃንደበታዊን ግንከኣ ብደብ ስለላ ዝተመደበን ሓደጋ ብዓልቲ ቤቱ ሞይታ። ንሱ ግና ቆሲሉ ድሒኑ።

HARARE, Zimbabwe — Morgan Tsvangirai, a former labor leader and prime minister of Zimbabwe who once seemed on the cusp of defeating the country’s longtime president, Robert G. Mugabe, only to face bloody intimidation that thwarted his ambitions, died on Wednesday night. He was 65.[/button

Elias Mudzuri, the vice president of Mr. Tsvangirai’s Movement for Democratic Change, confirmed the death. The cause was colon cancer, for which Mr. Tsvangirai had been hospitalized in South Africa for months.He died less than three months after his longtime nemesis, Mr. Mugabe, was ousted by the military last November as part of a struggle within the governing party, ZANU-PF.

ምንጪ ሓበሬታ፤

Mr. Tsvangirai at a rally in Harare in October 2008. He won more votes than President Robert G. Mugabe in the first round of the presidential election, but withdrew from a runoff. ብ2008 ዓ.ም.ፈ. ኣብቲ ቀዳማይ ዙርያ ውድድር ፕረሲደንትነት ጽቫንገርያ  ካብ መጓበ ንላዕሊ ድምጺ ህዝቢ ረኺቡ ነበረ። ህዝቢ ዚንባቬ እንዳብሃጉዎ ከለው ግና፣ጎይቶት ሞጋበ ስለዘይደለዩዎ ተጓሒፉ።

Mr. Tsvangirai arriving at Harare International Airport in January 2009 for power-sharing talks with Mr. Mugabe. He had been out of the country since the previous November.  ጽቫንጋርያ ኣብ ዓለምለኻዊ ኤርፖርት ሃራረ ቃለ ምሕታት ብዛዕባ ስልጣን ምክፍፋል ምስ ፕረሲደንት ሞጋበ ብጋዜጠኛታት  ክገብር ከሎ።

Mr. Tsvangirai, then prime minister, with Mr. Mugabe after signing a new constitution in Harare in May 2013.

“In 2013, we don’t know what hit us,” Mr. Tsvangirai said last year, finally conceding that he had been beaten in the polls that year. “We were defeated. But this time, we will refuse to be defeated.” እቲ ውዲት ባዕዳውያን ብምስጢር ዝኣለምዎ ምዃኑ ግና ግሉጽ እዩ።

In June 2009, as prime minister of Zimbabwe, Mr. Tsvangirai met with President Barack Obama in the Oval Office. ብ2009 ዓ.ም.ፈ. ከም 1ይ ሚንስተር ዚንባቬ መጠን፣ ኣብ ኦቫል ኦፊስ መንግስቲ ኣሜሪካ ምስ ፕረሲደንት ኦባማ ተራኺቡ ነይሩ። ኣብቲ እዋንቲ መሳርሒ ኣሜሪካ ክኸውን ከምዘይክእል ስለዘረጋገጹ ደፋእ እንዳበለ፣ ትማሊ ተሰሚሙ ሞይቱ ተባሂሉ።

 Mr. Tsvangirai, left, at his home in Harare on Jan. 5, meeting with Emmerson Mnangagwa, Mr. Mugabe’s successor as president. Mr. Tsvangirai was being treated for cancer at the

ብድሕሪኡ እቲ ኣረጊት ፕረሲደንት ወዲ 92 ዓመታት ሮበርት ሞጋበ፣ ኣብ ፓርላማ ትኽስ እንዳበለ ስልጣኑ ከም ቀደሙ ቀጸለ። እወ፣ ከምቲ ልሙድ ወዲ 90 ዓመት ኣረጊት ኣእምርኡ ዝስሓተ ምዃኑ ሓካይም ዝምስክሩዎ ጭብጢ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ንማንም ሰብ ፍሉጥ እዩ። እቲ ብመደብን ውዲትን ጽዮናውያን ዝግዛእ ዘሎ፣ ግንከኣ መራሕቲ ደቂ መሬቱ ዝኽሓዱዎ ህዝቢ ኣፍሪቃ፣ ብኣዛብእ ይኹኑ ብኣረገውቲ ኣህባይ እንተተገዝአ ንጽዮናውያን ጸገም የብሎምን። መኽንያቱ ቀንዲ ዓላምን ወፍሮምን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣፍሪቃ ከምኡ ስለዝኾነ።

ሞርጋን ጽቫንጊራ ግና ከም ምክትል ፕረሲደንት ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ። ክሳብ ዝመውት ድማ ብርቱዕ ኦፖዚሽን ሰልፊ ሞጋበ ኮይኑ ክምክት ጸኒሑ እዩ። ኣብዚ ትማል እቲ ገዲምን ኣረጊት ሰላዪ ጽዮናውያን ሮበርት ሞጋበ ብውዲት ካብቲ እንዳደቀሰ ዝገዝኦ ዝነበረ ስልጣን ክወርድ ከሎ፣ሞርጋን ጽቫንጊራ ኣብ ክንዲ ዝትክኦ እቲ ንመዋእል ምክትል ሞጋበ ዝነበረ ኤመርሶን ምናጋግዋ Emmerson Mnagagwa ብዕለት 24 ኖቨምበር 2017 ዓ.ም.ፈ. ተኪኡዎ። ብዙሓት ተመራመርቲ  ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገር ዚንባቨ ርእይትኦም ክህቡ ከለው ፣ “እዚ ድማ ብመሃንድሳት ስለላ መርበብ ጽዮናውያን ዝተኣልመ ግሉጽ ዝኾነ ውዲት እዩ”፣ ይብሉ።

ሞርጋን ጽቫንጊራ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ወይዘሮ ኤሊዛቤት ሜካካ።ኣብ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ ሃራረ፣ ኣብ ሃገራዊ ሕርያ መንግስቲ ብግንቦት 2013 ዕ.ም.ፈ.። ብዓልቲ ቤቱ ብውዲት ሞጋቤ ብሓደጋ ማኪና ክትመውት ከላ፣ ሞርጋን ጽቫንጊራ ግና ድሒኑ። ሎሚ ከኣ ተሰሚሙ ሞይቱ።  ኣብቲ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ሞጋበ ብውዲትን ብስርቅን ብ61% ኣምጺኡ ተመሪጹ ክብሃል ከሎ፣ ሞርጋን ጽቫንጊርያ ግና ብውዲታዊ ሜላ 34% ስለዘምጽአ ተሳዒሩ ተባሂሉ።

እቲ ሃገራውን ዲሞክራስያውን ዚንባቭያዊ ዝነበረ ሞርጋን ጽቫንጊራ፣ግና ከምቲ ብስለላ መርበ ዓባይ ብሪጣንያን፣ ሲ.ኣይ.ኤ.ን፣ ሞሳድን ከም ኣጽዋር ውግእ ዝጥቀሙሉ ስሚ፣ብውዲታዊ ሜላ ተሰሚሙ ሞይቱ። እወ፣እዚ ስልቲ እዚ ዳርጋ ሎምስ ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ኣዝዩ ዝውቱር እዩ። ንመረዳእታ፣ ንጅግናን ገስጋስን ሁጎ ቻቬስ፣ ፕረሲደንት ሃገር ቨኑዝዌላን፣ንቀዳመይ ሚንስተር ኢትዮጵያ መለስ ዜናዊን ዘጋጠሞም ምስማም፣(በቲ ሰብ ኣቃሚሙ ዝምሃዞ ቫይረስ መንሽሮ)፣ ተሰሚሞም ሞይቶም ከለዉ፣ ብሃንደበታዊ ሞት ሞይቶም ተባሂሉ መርድእ ዝትነግረሎም፣

እዚ ሓርበኛ ሞርጋን ጽቫንጊራ ዚንባቭያዊ ድማ፣ተሰሚሙ ሞይቱ ከሎ፣ ብሃንደበታዊ ሕማም ሞይቱ ተባሂሉ። እወ፣ እቶም ነቲ ውዲት ጽዮናውያን ዝከታተሉ ተመራመርቲ ግና ከምዚ ኢሎም እዮም ነቲ ሕቡእ ምስጢር ዝጋልጹዎ፣በቶም መሃንድሳት ድያብሎስ ዝተማህዘ ረቂቕ ሜላ እዩ እዚ ዚንባቭያዊ ጅግና በጃ ሃገሩን ህዝቡን ተሰሚሙ ሓሊፉ።

ኣስተብህል፣ እኳድኣ ኣብ ኤርትራስ፣ እዚ ውዲት እዚ፣ ንብዙሓት ተቓወምቲ ኢሰያስ ዝቐንጸለ ስለላዊ ወፍሪ ኮይኑ እዩ ዝስርሓሉ ዘሎ። ንመረዳእታ ክሳብ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ተሰሚሞ ዝሓለፉ ከም ብዓል ዓሊ ሰይድ፣ ጀነራል ገርዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ)፣ ወዲ ባረን: ካልኦት ብዙሓት ሰበ ስልጣናት ህግደፍን፣ ግንከኣ እቶም ንውዲት ኢሰያስ ዘለለዩ እዮም። ገርሀኛ ህዝቢ ኤርትራ ግና ክምዚ ኢልካ ክትነግሮ ከሎኻ፣ ከም ጽሉል እዩ ዝቖጽረካ።

Zimbabwe opposition leader Morgan Tsvangirai

The eldest of nine children, Tsvangirai first sought work at a textile mill before joining a nickel mine [File: AFP]

The 65-year-old opposition leader passed away on Wednesday after a long battle with colon cancer, officials from within his Movement for Democratic Change (MDC) party said.

“We mourn the sad passing on of an indefatigable fighter for peaceful democratic change in Zimbabwe,” said Obert Gutu, MDC’s national spokesperson.

ብሓልዮ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ

20 የካቲ 2018 ዓ.ም.ፈ.