ሜዲተሽን ምሳጠ፣ ዓሚቚ ኣስተንትኖ ወይ ሓሳብ ማለት ክኸውን ከሎ ብቋንቋ ላቲን  ከኣ ሜድያቲዮ መዲታሪ። ብህዋሳትካ ዓሚቚ ምስትንታን። ብጥንታዊ ግሪኽ ድማ ሜዶማይ ምሕሳብ ህዋሳት… ምስቲ ሃይማኖታውያን መንፈሳዊ ምሳጠ ዝገብሩዎ ዝወዳደር እዩ። ……Awerness (እዌርነስ) = ንቕሓተ ሕልና፣ ንቕሓት ኩሉ ግዜ ኣብ ውሽጥና ኣሎ። ኩሉ ወዲሰብ ኩሉ ግዜ ንቝሓት ኣለዎ።  ስለምንታይ ግና ወዲ ሰብ ሜዲተሽን ይገብር? እንተድኣ ሕልናዊ ንቕሓት ኩሉ ግዜ ሃሊዩኒ ኮይኑ፣ ስለምንታይ ድኣ መዲተሽን እገብርሞ? Meditation is the art of attention. ኣድህቦ ኣቕልቦ ማለት እዩ።