ሕማማት ኢሰያስ. ዝንቡል፣ዕብዳን፣ ጽላለ

ሹ ሰ ፓ ት  ፓ ራ ኖ ይ ድ –  ሹ ሴ ፍ ሬ ን ያ

Pschopath – Paranoid – Schizophrenia

  •  Schizophrenia is a mental disorder characterized by abnormal behavior and a decreased ability to understand reality. 

  • Common symptoms include delusions, Hallucinations ምህትፍታፍ፣ ግጉይ እምነት  ምናፍስቲ ምእማን፣ ዝተዋቕዐ እምነታት፣ false beliefs, unclear or confused thinking, ጸገማት ኣብ እተሓሳስባን ምንቕቋሕ. ኖርማል ሰብ ዘይሰምዖ ድምጺ ምስማዕ፣

    Paranoid

  • Feeling extremely nervous and worried because you believe that other people do not like you or are trying to harm you: እዝዩ ህዉኽ ሰብ: ሰባት ከምዝጸልኡዎን: ክጎድኡዎ ከምዝሓስቡ: ብዛዕብኡ ጥራይ ከምዝዛረቡን፣ ከምዝሓምዩዎን፣ ገሩ ንነብሱ ዘጨንቓ ሰብ ብስነኣእምራዊ ኣገላልጻ ፓራኖይድ ይብሃል።

  • ኢሰያስ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ብነብስኻ ዘይምትእምማን (Inferiority Complex፤ነብሰ ምትእምማን ዝጎደሎ)  ሕማም ዘጥቅዖን ዝሰረጾን፣ ግንከኣ ኩሉ ሰብ ዘይፈልጦ ስንዕብዳን ዘምርሑ ምልክታት ካብ ንእስነቱ ዝነበሮ ሰብ እዩ ነይሩ። “ኢሰያስ  ገና ኣብ ሜዳ ከሎ ጀሚሩውን  “ድሓን ንኤርትራውያን ከርእዮም እየ“፣ እዞም ዓጋመ ዝብሉኒ ከኣ ከርእዮም እየ እንዳበለ ይፍክር ከምዝነበረ እቶም ብቐረባ ምስኡ ዝቐርቡ ዝነበሩ፣ ከም ናይዝጊ ክፍሉን ዶር. ታደሰን ወዘተ…. ይምስክሩሉ ነይሮምዮም። እወ፣ ብርግጽ ኣብ ቅድሚ ደቀባት ቀሪቡ እኳ በየናይ ምዓንጥኡ ደፊሩ ክዛረብ።  ብስ ብዓል ሕዳሪናይ ናይዝጊ ክፍሉ ግና፣ እንዳስዋ ዝዓበየ፣ ኣቡኡ ዘይፈልጥ፣ ትግራወይቲ ኣዲኡ ድማ “ናይዝጊ” “ገንዘብ እዝጊ “ማለትዩ፣ ከምኡውን ምስ ዶር. ታደሰ ፣ ኣስመራ ተወሊዱ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ፣ ግንከኣ ኣቡኡ ወሎየ ስለዝኾነ ምስኡውን ምስጢር ከውጽእ ይኽእል እዩ።

Suffering from a mental illness in which you believe that other people are trying to harm you:  ብሕማም ኣእምሮ ምስቓይ፣ “ሰባት ክጎድኡኒ ይሓስቡ ኣለው” እንዳበልካ ኣብ ፍርሕን ራዕድን ምጥሓል። ኢሰያስ ኣብ ፍርሕን ኣብ ራዕድን ስለዝነብር፣ ንማንም ሰብ ኣይኣምንን እዩ። መኽንያት ህይወት ብዙሓት ንጹሃት ሰባት ስለዘጥፍኤ ኣብ ውሽጡ ሰላም የብልን። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕዝን ግና፣ ንባዕሉ ብሺሶፍረንያ ዝሳቐ ሰብ ዘሎ ሰብ፣ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ሺሶፍረንያ ከልግበሉ ከሎ እዩ። Hearing voices that others do not, reduced social engagement and emotional expression, and a lack of motivation ኢሰያስ ለይቲ ደቂ ከሎ ክእውዪን ክውጭጭን ክብህርርን ከምዝሓድር እቶም ዋርድያታቱ ይምስክሩ።

  • A person with an antisocial personality disorder, manifested in aggressive, perverted, criminal, or amoral behavior without empathy or remorse.

    A person afflicted with a personality disorder characterized by a tendency to commit antisocial and sometimes violent acts and a failure to feel guilt for such acts. Lack of ability to love or establish meaningful personal relationships, extreme egocentricity, failure to learn from experience, etc. ኢሰያስ ገበነኛ ስለዝኾነ፣ ኣግረሲቭን፣ ፍቕሪ ዘይፈልጥ፣ ጸረ ሕብረተሰብ ዝኾነ ውጹዕ ሰብዩኣዝዩ ስሱዕ፣ ስነኣእምራዊ  ጸገም ዘለዎ ሰብ። ጸረ  ማሕበራዊ ሕይወት ዝኾነን፣ ፍቕሪ ዘይብሉ ሰብ። ካብ ተመክሮኡ ዘይምሃር ስሱዕን ጨካንን ሰብ።

Psychopathy

Psychopathy is traditionally a personality disorder

ብስነ ኣምራዊ መጽናዕቲ መሰረት፣ በዘልማድ ሰብኣዊ ጉድለታት  ዘለዎ ሰብ ወይከኣ ጸረ ማሕበራዊ ሕይወት ዝኾነ ዝንባለን ጠባይን ዘለዎ ሰብ Sociopath ይብሃል።

characterized by persistent antisocial behavior, impaired empathy and remorse, and bold, disinhibited, and egotistical traits.  It is sometimes considered synonymous with sociopathy. Different conceptions of psychopathy have been used throughout history that are only partly overlapping and may sometimes be contradictory.

Sociopathy

Sociopathy is an informal term that refers to a pattern of antisocial behavior and attitudes
ጸረ ምሕበራዊ ሕይወት ዝኾነ ዝንባለን ጠባይን ዝሰረጾ ሰብ።

Eritrea warnt Deutschland vor Einmischung in regionale Angelegenheiten

ኣስተብህል፣  ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መግዝእቲ ህግደፍ ካብ ትወድቕ ጀሚራ፣ ኣብ ገሃነበ እሳት እያ ተቐይራ። ነዚ ህሉው ኩነታትዚ ድማ ሎሚ ብፍላይ እተን ን360 ሽሕ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣዕቊበን ዘለዋ ሃገራት ኤውሮጳ ሓደ ብሓደ እየን ዝፈልጥኦ። እዚ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ማፍያው መግዛእቲ ካብ ማዕከናት ዓለም እንተኾነውን ሕቡእ ኣይኮነን። እዚ እንዳኮነ ከሎ ግና፣ እቲ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዓለምለኻዊ ቕጥዒ ዘይብሉ ውዕላት  ይፍጽም ከምዘሎ ንኹሉ ኤርትራዊ ገሪሙዎ ኣሎ። ኣብ ሓደ ወርሒ 5000 ስደተኛታት ካብ ኤርትራ ዝስደዱ እንተድኣ ኮይኖም፣ ኣብ ሓደ ዓመት  ከኣ (12 X 5000) = 60000  ዝብዝሕ°ም ይስደዱ ኣለው ማለትዩ። ኣብ 10 ዓመትከ  ካብ ርትራ ክንደይ ኤርትራውያን ተሰዲዶም  ንምፍላጥ ድማ፣

  60000 X 10 = 600.000 ዝብዝሖም  ኤርትራውያን ይስደዱ ኣለው ማለትዩ።

እምብኣር ካብ ኲናት ባዱመ ጀሚሩ ማለት ካ 2001 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ  ክሳብ 2018 ዓ.ም.ፈ.እንተድኣ ክንደይ ዝኣኽሉ ኤርትራውያን ኣብ ስደት ከምዘምርሑ ክንፈልጥ ደሊና ድማ ብኰምዚ ዝስዕብ ክንግምቶ ንኽእል፣-

2018 -2001 =  18  ዓመታት  X  60.000  =  1.080.000

ስለዚ ካብቲ ኲናት ባዱመ ዝተወላዓሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ 1.080.000 ዝብዝሖም ኤርትራውይን ሃገሮም ገዲፎም ኣብ መላዕ ዓለም ፋሕ ኢሎም ኣለው ማለትዩ። ካብዚኣቶም ከኣ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ጥራይ 360.000 ክህሉዉ ከሎው፣ ኣብ ሃገር ሱዳን ከኣ ብውሑድ ካብ 1.500.000 ዘይውሕዱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለው ክግመት ይከኣልዩ። እዚ ግምት እዚ ግና፣ ሓዲሽ እዩ። መኽንያቱ ቅድሚ እዞም ኤርትራውያን ስደተኛታት እዚኦም፣ ኣብ ሃገር ሱዳን ጥራይ ተሰዲዶም ዝጸንሑ ካብ 1.500.000 ዘይውሕዱ ከምዝኾኑ ክግመት ይከኣልዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ክሳብ ክሳብ 700.000.000 ዝኣኽሉ ኤርትራውያን ከምዘለው ክግመት ይከኣልዩ። ኣብ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ኣሜሪካን ተዘሪኦም ዘለው ድማ ብውሑድ ክሳብ ርብዒ ሚልዮን ክግመት ይከኣልዩ። ስለዚ ስደተኛታ ኤርትራውያን ኣብ መላእ ዓለም ክሳብ 2.5080.000 ተዘሪኦም ኣሎው ኢልካ ክግመት ይከኣልዩ። እዚ ቍጽሪዚ ድማ ካብቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ዝበዝሐ ክኸውን ይኽእልዩ። መኽንያቱ ኣብ ኤርትራ ብባህርያዊ ሞት ውይ ብእርጋን  ከምኡውን ብሕማም ዝሞቱውን ብዙሓትዮም። ብፍላይ እኳድኣ ብሰንኪ መግዛእቲ ህግደፍ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ብምቕጥቃጥን ብዓመጽን፣ ኣብዘይ መዓልቶም ዝሞቱን፣ ከምኡውን ኣብ ማእከላይ ባሕርን፣ ኣብ ምድረበዳ ሳሃራን ዝጠፍኡ እንተድኣ ኣጊዲልካሉ፣ ብድምር ኣብ ኤርትራ እንተ በዝሐ 1.500.000 ዝኣክል ህዝቢ ጥራይ እዩ እንተሃለው። ነዚ ኣብ ግምት ኣትዩ ከኣ እዩ እቲ ሹሰፓት-ፓራኖድ-ሹሴፍሬን ኢሰያስ ክላገጽ ዝርአ ዘሎ።