Eritrea favored in Trumps Immigration war as he signs a Visa free travel Policy The United States of America President, Donald Trump has signed an executive order to allow all Eritrea nationaöls to travel to USA without Visa. Why????? Eritrea favored in Trump’s immigration war as he signs a visa-free travel policy 1 Comment ማህየዊ on June 9, 2017 at 11:20 am እብ ዝሓለፈ ጽሑፍኩም ሓደ ዮሃንስ ወዲ ሺሕ ዋልኻ ወዲ ሚእቲ ገደና ዝበሃል ” እሕሕ እንተዘይበልና ካብ ድቃስና እንተዘይተባራቢርና አዕራብን ኢትዮጥያን ጽዮናውያን እቲ ውቅያኖስ አፎም ሃህ አቢሎም ክውሕጡና ኢዮም፡ ታሪኽና ከአ ክምቲ ብማይ ጨሎት ዝዓበየ ቈልዓስ ውሕጅ ወዲ ሓፍተይ ኢላ ትወስዶ ክኸውንዩ” እንክብል መልእኽቲ አማሓላሊፉልና ነይሩ፡ ጽዮናውያን ንሃገርና ሕዛእቶም ክገብሩዋ ኢዮም። እቲ ደንቆሮ ዓዋን ፈዛዝ እብ ውሽጥን ደገን ዝነብር ኤርትራዊ ክየስተውዕል አእምሮኡ ተደፊኑ። አቦታትና ክምስሉ እንከሎዉ “ሰበይቲ ጸማም ብኮፉ ይጽውዕሉ ሰበይቲ ዕዉር ከአ ብኮፉ ይስዕምሉ” ኢሎም መሲሎም። አመሪካ ብነጻ ቪዛ ክህቡ ህዝብና ሰሚዑ ፡ ስደት አርትራውያን ከም ፈለግ አየቋርጽንዩ።
ማህየዊ on June 9, 2017 at 11:20 am እብ ዝሓለፈ ጽሑፍኩም ሓደ ዮሃንስ ወዲ ሺሕ ዋልኻ ወዲ ሚእቲ ገደና ዝበሃል ” እሕሕ እንተዘይበልና ካብ ድቃስና እንተዘይተባራቢርና አዕራብን ኢትዮጥያን ጽዮናውያን እቲ ውቅያኖስ አፎም ሃህ አቢሎም ክውሕጡና ኢዮም፡ ታሪኽና ከአ ክምቲ ብማይ ጨሎት ዝዓበየ ቈልዓስ ውሕጅ ወዲ ሓፍተይ ኢላ ትወስዶ ክኸውንዩ” እንክብል መልእኽቲ አማሓላሊፉልና ነይሩ፡ ጽዮናውያን ንሃገርና ሕዛእቶም ክገብሩዋ ኢዮም። እቲ ደንቆሮ ዓዋን ፈዛዝ እብ ውሽጥን ደገን ዝነብር ኤርትራዊ ክየስተውዕል አእምሮኡ ተደፊኑ። አቦታትና ክምስሉ እንከሎዉ “ሰበይቲ ጸማም ብኮፉ ይጽውዕሉ ሰበይቲ ዕዉር ከአ ብኮፉ ይስዕምሉ” ኢሎም መሲሎም። አመሪካ ብነጻ ቪዛ ክህቡ ህዝብና ሰሚዑ ፡ ስደት አርትራውያን ከም ፈለግ አየቋርጽንዩ።
እብ ዝሓለፈ ጽሑፍኩም ሓደ ዮሃንስ ወዲ ሺሕ ዋልኻ ወዲ ሚእቲ ገደና ዝበሃል ” እሕሕ እንተዘይበልና ካብ ድቃስና እንተዘይተባራቢርና አዕራብን ኢትዮጥያን ጽዮናውያን እቲ ውቅያኖስ አፎም ሃህ አቢሎም ክውሕጡና ኢዮም፡ ታሪኽና ከአ ክምቲ ብማይ ጨሎት ዝዓበየ ቈልዓስ ውሕጅ ወዲ ሓፍተይ ኢላ ትወስዶ ክኸውንዩ” እንክብል መልእኽቲ አማሓላሊፉልና ነይሩ፡
ጽዮናውያን ንሃገርና ሕዛእቶም ክገብሩዋ ኢዮም። እቲ ደንቆሮ ዓዋን ፈዛዝ እብ ውሽጥን ደገን ዝነብር ኤርትራዊ ክየስተውዕል አእምሮኡ ተደፊኑ። አቦታትና ክምስሉ እንከሎዉ “ሰበይቲ ጸማም ብኮፉ ይጽውዕሉ ሰበይቲ ዕዉር ከአ ብኮፉ ይስዕምሉ” ኢሎም መሲሎም።
አመሪካ ብነጻ ቪዛ ክህቡ ህዝብና ሰሚዑ ፡ ስደት አርትራውያን ከም ፈለግ አየቋርጽንዩ።