ል ኡ ላዊ ት ሃገረ ኤር ት ራ ኣይትድ መ ር ! ኣይትኹመር !!

ል ኡ ላዊ ት ሃገረ ኤር ት ራ ኣይትድ መ ር ! ኣይትኹመር !! ዝዓበኹም ዝነኣስኩም ክቡራት ኣንበብቲ፡ብቐዳምነት ምዉቕ ሰላምታይ ይብጻሓኩም፡ ቀጺለ ድማ ምስ “ልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ፡ ኣይትድመር ኣይትኹመር” ትብል ሓዳስ መጽሓፈይ ከላልየኩም ደስ ይብለኒ።እዛ መጽሓፍ’ዚኣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ግህሰትን፡ጭቆናን ኣመልኪታ፡ታሪኽ ጀጋኑ ሰብ ቅያን፡ሰነድ ታሪኻውያን ሰባትን ዝሓዘት ክትከውን እንከላ፡ኣስዒባ...

ጥንታውያን ኣውራጃታት አርትራ

Eritrea Tigrinya: ኤርትራ), officially the State of Eritrea, is a country in the Horn of Africa, with its capital at Asmara. It is bordered by Sudan in the west, Ethiopia in the south, and Djibouti in the southeast. The northeastern and eastern parts of Eritrea have an...

ምስጢርን ትርጒምን ፊደላት ጥግሪኛ

 ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...