መሰርታዊን ታሪኻዊን ኣመጻጽኣ ምጒዳል ብዝሒ ሕዝቢ ዓለምን፣ ወፍሪ “ኮሮናቫይርስን” 3ይ ምዕራፍ

 ክሳብ መርዛም ክታበት ኮሮና ንኸትበኩም: ኣብ ገዛኹም ተዓጸኹም ጽንሑ። ድሕር ግን ተሰሪዕኩም መርዚ “ፈውሲ” ኮሮና ክትክተቡ ኢኹም!! እዚ ሕማም ተላባዒ ኮሮናቫይረስ እንዳተባህለ ዝባራዕ ዘሎ ዓለምለኻዊ ፕሮፓጋንዳ, ንህዝቢ ዓለም ንምርዓድ ኣምበር: ሕማም ተላባዒ ኮሮና ዝብሃል የልበን። Revelation 12:9 “….that old serpent, called the Devil, and...

መሰርታዊን ታሪኻዊን ኣመጻጽኣ ምጒዳል ብዝሒ ሕዝቢ ዓለምን፣ ወፍሪ “ኮሮናቫይርስን”

ክሳብ መርዛም ክታበት ኮሮና ንኸትበኩም: ኣብ ገዛኹም ተዓጸኹም ጽንሑ። ድሕር ግን ተሰሪዕኩም መርዚ “ፈውሲ” ኮሮና ክትክተቡ ኢኹም!! እዚ ሕማም ተላባዒ ኮሮናቫይረስ እንዳተባህለ ዝባራዕ ዘሎ ዓለምለኻዊ ፕሮፓጋንዳ, ንህዝቢ ዓለም ንምርዓድ ኣምበር: ሕማም ተላባዒ ኮሮና ዝብሃል የልበን። Revelation 12:9 “….that old serpent, called the Devil, and...

መሰርታዊን ታሪኻዊን ኣመጻጽኣ ምጒዳል ብዝሒ ሕዝቢ ዓለምን፣ ወፍሪ ኮሮናቫይርስን

Eugenics ካብ ቋንቋ ግሪኽ ዝወጸ ቃል ኮይኑ ጭዋ ወለዶ ብህለትዩ። እዚ ኣምርዚ ብግሪኻዊ ፈልስፋ ፕላቶ ቅድሚ 2400 ዓመታት ዝተጀመረ ነበረ። እዚ ፍልስፍናዚ ብዛዕባ ምጽናዕቲ ዘራእቲ  ወይ መበቆል ደቂሰባትን፣ ማሕበራዊን ዝምልከት ትምህርቲ እዩ። እቲ ቀንዲ ጽንሰሓሳብ እዚ ፍልስፍናዚ ድማ ንሕብረተሰብ ተጽዕኖ ዝኾኑ ሰባት፣ ማለት ንሕብረተሰብ ሸኸም ዝኾኑ “undesirable” qualities (termed...