ምስጢርን ትርጒምን ፊደላት ጥግሪኛ

 ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...

ፊደላትና፣ መለለዪ መንነትን፣ ርቱዕ ሃይማኖትን፣ ታሪኽን፣ ኣተሓሳስባን፣ ባህልን ህዝቢ ትግሪኛ ተዛረብቲ እዮም።

 ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን ክከታተሉዎ እንሆ ብኸምዚ ዝስዕብ ነቕርቦ ኣሎና። ግድነት ክንበብን ክስማዕን ዘለዎ፣ ንመንነትናን ንትግሪኛ ልሳናን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ። ስለምንታይ...

መተሓሳሰቢ ንተጋሩ፣ ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ!

ካብ ማሕበራዊ መርበብ ፈይስቡክ ዝተረኽበ 1.) ካብ አዲ አምሓራ ዝመፅ እኽሊ ከይሓለፍ እናተገበረ ንሕና ቢራ ናያቶም እናምፃእና ግጥም ነብሎለና። 2) ማካይን ትግራይ እናተወረሳ ማካይን አምሓራ ግና በሰላም አትየን ይወፃ አለዋ። 3) ተጋሩ ተምሀሮ ሬሶኦም እናመፀ ንሕና ግን አመሪቅና ንሰድድ ኣሎና። 4 ኣፅዋርን ወተሃደራትን ዝጽዓና ማካይን እናወፃ፣ ሱቅ ኢልና እናራአና ጦርነት አይገጥመናን ኢልና ክንሓስብ የብልናን። 5)ምስ...

ረቂቕን ዓሚቕን ትርጉም ፊደላት ትግሪኛ

ፊደላት ትግሪኛ፣ መለለዪ መንነትናን፣ ርቱዕ ሃይማኖትናን (ብግሪኽኛ ቋንቋ ኦርቶዶክ)፣ ታሪኽናን፣ ኣተሓሳስባናን፣ ባህልናን ንዓና ንትግሪኛ ተዛረብቲ፣ እዮም። ነዚ ፊደላት ትግሪኛ ካብ ዓለም ዝተፈልየ ምስጢር ዝሓቖፈ ምኻኑን፣ መለለዪ መንነትን፣ ሃይማኖትን፣ ባህልን፣ ክብርታትን፣ እምነትን፣ ጅግንነትን፣ ተዛረብቲ ትግሪኛን ግእዝን ኣምሓሪኛን ከምዝኾነ ዝሕብር ብቪድዮ ዝተሰነየ ሓበሬታ፣ ኩሎም ግዱስ ኤርትራውያንን ትግራዎትን...

ፊደላትና፣ መለለዪ መንነትን፣ ርቱዕ ሃይማኖትን፣ ታሪኽን፣ ኣተሓሳስባን፣ ባህልን ትግሪኛ ተዛረብቲ፣ ፊደላት ትግሪኛ እዮም።