መጽሓፍ ቅዱስ ምሉእ ሓሶት ድዩ ወይስ ምሉእ ሓቂ ? Is the Bible Full of Lies? ግድነት ክንከታተሎ ዘሎና ብኣውድዮ ቪዝዋል ዝቐረበ ሓበሬታ።

Undressing, a well dressed Lie! ዕሩቕ ክነሱ ግንከኣ ጽቡቕ ዝተኸድነ ሓሶት። ብዶክቶር ረይ ሃጂንስ ተጸኒዑ ዝተዳለወን ዝቐረበን ቪድዮ። “በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን” እስከ ነዚ ብዶክቶር ረይ ሃጂንስ ቀሪቡ ዘሎ ቪድዮ ንከታተሎሞ፣ እየናይ እዩ  እቲ ሓቂ፣ ኣየናይከ እዩ እቲ ሓሶት ፈሊና ክንርዳ መታን ክንክእል። ብጽቡቕ ክዳን ዝተሸፈነ ሓሶት ሓቂ ማለት ኣይኮነን። ይኹን...

Mao Zedong Murdered 70 Million Chinese Mao: ብድሕሪ ምስሊ ማኦ ዘሎ ክፉእ ክውንነት (ድሕሪ ሞት መራሒ ሰውራ ቻይና ነበር፣ ማኦ ሴጡን ዝተጋህደ ረሳሕ ታሪኽ!!

ኣብዛ ብስዉራት ሓይልታት እትግዛእ ዘላ ዓለም፣ ክፉእ ታሪኽ ግዜእ ምስሓለፈን፣ እቶም ገበርቲ ታሪኽ ከኣ ምስሓለፉን ጥራይ እዩ፣ “ድሕሪ ማይ ኣብ ብዓቲ” ኮይኑ ታሪኽ እቲ ዝሓለፈ ኩሉ ንሓፋሽ ዝዝርጋሕ። መኽንያቱ ብኣዋኑ እንተድኣ ተዘርጊሑ፣ ሓፋሽ ክነቅሕ ስለዝኽእል፣ ተባሂሉ ስለዝእመነሉ። እንዳ ህውሓት (ወያኔ) ፍልስፍና ማርክሰ ለኒንነት፣ ሆጃኒዝብን (ማርክሰ ለኒንነት (ማለሊትን) እንዳጨርሑ ንመቐለ...

መፍትሕ ሕይወት፣ The ANKH is the key of Life in ancient Egypt.

ኣብ መዋእል ጥንታዊት ግብጺ መፍትሕ ህሕይወት፣ መስቀል The ankh is the key of Life in ancient Egypt. እዛ ምልክት እዚኣ መፍትሕ ሂወት እያ ትብሃል ኣብ ጥንታዊት ግብጺ። ኣብ ገልገለ ባጠራ ገንዘብ ከን ጥንታዊት ሲፕሩስ ወይከኣ ኣብታ ንኣብ ኣስያ እትርከብ (ብፍላይ ኣብታ ከተማ ማሉስ ኣብ ስሊስያ)  ከም ሎጎ ተለጢፋ ትርከብ። ኣርቶዶክስ ክርስትና ሃያማኖት ድማ ነዛ (ankh) ምልክት እዚኣ ሓደ...

ሕመሬት ትምህርቲ ጎይታና ኢየሱ ክርስቶስ ፣ ወንጌል ማቴዎስ ካብ ምዕራፍ 5 ክሳብ 7

THE CORE TEACHINGS OF JESUS CHRIST Matthew 5-7, King James Version (KJV) 1- የሱስ ክርስቶስ ብዙሕ ህዝቢ ምስ ርኣየ ኣብ ከረን ደየበ። ኮፍ ምስበለ ድማ ደቂ መዛምርቱ፣ ጥቕኡ ቀረቡ።  2 – ኣፉ ከፈተሞ ከምዚ እናበለ ከኣ መሃሮም :-  3 – ብመንፈስ ድኻታት፣ መንግስተ ሰማያ ናቶም እያሞ ብጹዓን እዮም። 4 – ዝጕሃዩ ምጽንናዕ ክረኽቡ እዮም እሞ፣...