Getting It Wrong in Ethiopia’s Tigray

Getting It Wrong in Ethiopia’s Tigray Firmly siding with Abiy’s government and making the TPLF see its cause is hopeless will give the West a chance to end Ethiopia’s conflict sooner. David Steinman September 2, 2021  Source: defensepost.com   The Defense Post’s...

ዑስማን ሳልሕ ሳበ፡ ንናጽነት ተቓሊሱ ኣብ ስደት ዝተቐብረ ታሪኹ እንዳተዘከረ ዝነብር ፈላስፋን ጅግናን ኤርትራዊ

ባሕቲ ነሓሰ 2021 ምንጪ ሓበሬታ ብቢሲ ትግሪኛ ምንጪ ስእሊ, D.M ካብ መወዳእታ ሓምሳታት ክሳብ ጊዜ ሞቱ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰን፡ ንምስሊ ቃልሲ ኤርትራ ኣብ ኣህጕራዊ መድረኽ ዜቕረበ፡ ካብ ተደናገጽቲ ሓይልታት ግዳም ንተጋደልቲ እግሪ ዘትከለ ሃገራዊ ምንባሩ ሰነዳት ታሪኽ ይምስክርሉ። ይኹን እምበር ኣብ ሃገራዊ ዝኽርታት ስሙ ብዙሕ ኣይጥቀስን እዩ? ስለ ምንታይ? ካብ ሕርጊጎ ክሳብ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ገምገም...

ኣማን ሚኪኤል ዓንዶም፡ ንክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ኣብ ስልጣን ዝነበረ መራሒ መንግስቲ

ኣማን ሚኪኤል ዓንዶም፡ ንክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ኣብ ስልጣን ዝነበረ መራሒ መንግስቲ 12 መስከረም 2019 ምንጪ ስእሊ, Bettmann ናይ 1974 ‘ኣብዮት’ (ሰውራ/ወያነ) ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዝዓበየ ለውጢ ዘተኣታተወ ፍጻሜ’ዩ ክበሃል ይከኣል። እቲ ፍጻሜ’ቲ ዘይሩ ዘይሩ ኣብ ኢድ ወተሃደራት እኳ እንተወደቐ ምኽንያት ግን ነይሩዎ። ብመጀመርታ ብሸነኽ ሲቪል ህዝቢ ክርአ ኸሎ ቀንዲ...

ሰውራ ኤርትራ ትካል ምዕራባውያን ምኻኑስ ትፈልጡዎዶ?

ኢሰያስ ኣፈወርቂ ሰልዪ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ኣባል እቶም ዝልዓሉ መሃንድሳት ጸልማት ምዕራባውያን ምኻኑ ተፈልጡዶ? ልባ ምሳይ ዓይና ምስ ደበሳይ! ሎሚከ ህዝቢ ኤርትራ ተሰቊሩዎዶ ኢሰያስ እሜሪካዊ ምዃኑ? ውዕል ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ምስ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከመይ ነበረ? ኣብቲ ውዕል ዝተረኽቡ ሰባት መነመን ነበሩ? 1ይ] ወኪል ማእከላይ ስለላ መርበብ ኣሜሪካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሪቻርድ ኮፖላንድ 2ይ] ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኣማሓዳሪ...