ኩናት ኣምሓራን ትግራይን መንዩ ዋንኡ??

Donald Yukio Yamamoto መን እዩ? ስኣን ፍልጠት ህዝበይ ይጠፍ ኣሎ።  ብሓልዮት መርበብ ሓበሬታ ደቀባት ኤርትራ 27. ሕዳር 2021 ዓ.ም.ፈ.   Donald Yukio Yamamoto ኣሜሪካዊ ዲፕሎማት እዩ። ካብ 2018 ምባሳደር ሶማልያ ኮይኑ ኣገልጊሉ። ቅድሚኡ ዝነበረ እዋን ከኣ, mማለት ካብ 3. መስከረም 2017 ክሳብ 23. ሓምለ 2018 ምክትል ሴክረታሪ መንግስቲ ኣሜሪካ [Acting...

ጸላእቲ ህዝቢ ምድረ-ባሕሪ ሎሚ ኤርትራ መንዮም?

ጸላእትና አለሊና ነኽንምክት ክሕግዘና ዝኽእል  ሐበሬታ ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ዓለም (ፕላኔት)፣ ብፍላይ ካብ ክፍላ የካቲት 2020 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሩ ተኸሲቱ ዘሎ ተርእዮ ኣዝዩ ዘስደምም ንዕዘብ ኣሎና። ንሱ ድማ ብጉልባብ ኮሮና ቫይረስ [COVIC ID19] ዝብሃል “ተላባዒ ሕማም፣ ካብ ሃገር ቻይና ተበጊሱ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሑ ስለዘሎ፣ ኩሉ ወዲሰብ ማስክ ወድዩ፣ ካብ ሓደ ሰብ  ሜትሮን ፈረቓን [1.50] ተረሓሒቑ...

“Creative Destruction” & Then, 6uild 6ack 6etter

Source The Doctrine of “Creative Destruction” provides a key to understanding the gratuitous destruction wreaked by lockdowns, mask orders, etc. by Henry Makow Ph.D October 20, 2021 (Evelyn de Rothschild and Moose. These people control the world.)    We...