ኣይተ ኢሰያስ ጎይትኣ ንኽፍኣት! ኣይተራእየን ከምዚ ናትካ ስርዓት!

ኣይተራእየን ከምዚ ናትካ ስርዓት ህዝብና ጾሙ እናሓደረ ብዘይ ገለ መንቲ ሓሪሙዎ ማይ መብራህቲ ስርዓተ ኢሰያስ ኣብ ክንዲ ዝሓንጽ ኣብያተ ትምህርቲ በቲ ካልእ መዳይ ከይሰርሕ ኮለጃት ዩኒቨርሲቲ ብብዝሒ ኣስሪሑ ኣብያተ ማእሰርቲ! ህዝቢ ከይዛረብ ደፊሩ ከይዝቲ ስግኣት ሓዲሩዎ ከይመጾ መቕጻዕቲ፣ ርዒዱ ፈሪሑ በዘስካሕክሕ ቅጥለት ብኢሳያሳዊ ባርባራዊ ስርዓት ብዘይካ ምስቓይ ምኽትካት ክሳብ ሞት ኣፍልጦ የብሉን ንእሱራት ምሕረት...

ቃለ-ምሕተት እቲ ኣብ ቁሸት ዓዲ-ሃሎ ኮብሊሉ ዝነብር ዘሎ “ፕረሲደንት” ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ 100 እቶት 100 ሓሶት፣ በይኑ ዝጎዪ ዝቕድሞ የብሉን፣ በይኑ ዝዛረብ ድማ ዝረትዖ የብሉን።

ክቡራት ተኻታተልቲ መርበብ ሓበሬታ ደቀባት፣ እስኪ ብኽብረትኩም ነዚ ቃለ-ምሕተት፣  እቲ ኣብ ቁሸት ዓዲ-ሃሎ ኮብሊሉ ዝነብር ዘሎ “ፕረሲደንት”  ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ ካብ 100 እቶት 100 ሓሶት ዓጀውጀው ዝበሎ፣ ግንከኣ ልክዕ ከምቲ ኣቦታትና ክምስሉ ከለው፣ “በይኑ ዝጎዪ ዝቕድሞ የብሉን፣ በይኑ ዝዛረብ ድማ ዝረትዖ የብሉን” ዝብሉዎ ስለዝኾነ ኣይገርመኩምን ይኸውን። በይኑ ዝዛረብ...

ሓቅን ሓሶትን ገጽ ንገጽ ቪድዮ ብኣረጋይ ሓጎስ። ካርታታት ፓልቶክ፣ ኣሚቸዶ፣ዊልያምዶ ገበልዶ፤ ፎሮዶ፣ ሓጎስዶ፣ ራድዮ ሩዋንዳዶ ወዘተ… መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም ብዙሕ እዋን ኣዳናጊሮምእዮም። ሕጂ ግን ተበርጂኖም እዮም!!

በጃኻትኩም  ዝኾነ ዝግበር ምፍልላይ መደብ ዕዮ ህግደፍ እዩ። ስለዝኾነ ድማ ኣስላምናን ክርስትያናን ብጃምላ ዘርእና ክጽንት ገልዳሕ ይብል ኣሎ። ነዚ ልኡኽ ባዕዳውያን ብውህደት ኣለሊና ንቃለሶ እምበር “ኣስላም ከምዚ እዮም ክርስትያን ድማ ከምቲ እዮም” ምባል ኣይጠቕመናን እዩ። ህግደፍ ግና ምፍልላይና ተጠቒሙ እንደገና ክምንቁሰና እዩ። ስለዚ ብጃኹም እቶም ኣናብር ፓልቶክ ኣብ ልብኹም ተመሊስኩም፣ ጸልኢኹም...

እቶም ቀንዲ ልኡኻት ባዕዳውያን “ኤሊት” ህግደፍሲ ትፈልጡዎምዶ? ሓጐስ ገብረሂየት (ክሻ)፣ ካብ መሸጣ ቆሎን ዋርድያ ማካይንን ሎሚ ሚንስተር ቁጠባን ገባሪን ሓዳግን ዕደና ወርቂ ኤርትራን ተሸሙ ንደቀባት ኤርትራ ይገዝኣ ኣሎ።።

እዞም ቀንዲ ልኡኻት ባዕዳውያን “ኤሊት” ህግደፍ እዚኣቶም፣ ብብጊሓቱ ነብሶምን መንነቶምን ሸይጦም ግዳይ ቶዃሉ ጽዮናውያን ዝኾኑ ክናናን ምናናን እዮም። ካብ ኣምሆ ዘመን ጀሚሮም፣ ተጋዳላይ ብገርሁ ከሎ፣ መደብ ጽዮናውያን ተኾልኲሎም፣ ንህዝቢ ኣግኣዝያን ንኸጥፍኡ  ዝተመልመሉ ካብ ኣሜሪካን ኢትዮጵያን ተላኢኾም ንሜዳ ዝተላእኩ ወይጦታት እዮም። ገናውን፣ ተልኡኽኦም ክሳብ መወዳእታ  ነቲ ከባቢ ንባዕዳውያን...