ጭቆና በዚሑ ሎምስ ክንድርጉሖ!

ኣበይድእሎ ናይ ሓፋሽ መስተርሆ ጡሩምባ መለኸት ዝተነፍሖ ናጽነት ንምምጻእ ዝተባህለ ሆሆ ጭቆና በዚሑ ሎምስ ክንድርጉሖ! እንኳንዶ ህዝብና ኣብ ከተማ ኮይኑ ብቕድሚ ነጻነት ከሎ ብእዋኑ ክፍኣት ኢሰያስ ክፈልጥ ተንቲኑ። እቲ ንሜዳ ከይዱ ዝስዋእ ዝጋደል ኣይፈልጥን ነይሩ ጉርሒ ኢሰያስ ተንኮል መኽንያት ነይሩዎ ሓጺናዊ መስገደል ነቲ ዝነበረ ዘይእረም በደል ውሽጡ ንኸይፈልጥ ኣበራቱ ከይግንጸል። ብድሕሪ ነጻነት ፍሪኡስ ተራእዩ...

USAWatchDog: Greg Hunter Interviews Robert Steele: ሮበርት ስቲል ጸላእቲ ፕረሲደት ዶናልድ ትራም ብዓል መን መዃኖም ብግህዶ የጋልጽ

ካብቶም  ግረግ ሃንተር ፣ ዘጋልጾም ዘሎ ኣዝዮም ሕቡኣት ፖለቲካዊ ተዋስኦታት ግንከኣ ህዝቢ ኣሜሪካ ገና ዘይበጽሖም ምስጢራትን ውዲታትን ደፊሩ ከጋልጾምከሎ። President Trump’s first National Security Advisor Mike Flynn ምስ መንግስቲ ሩስያ ዝምድና ብምግባር ሰላም ንኽሰፍን እንዳጽዓረ ከሎ፣ካብ ስልጣኑ ንኽወርድ ዝገበሩ እቶም ስዉራት ሓይልታት እዮም። ካብቶም ግረግ ሃንተር ስቲል ዘጋልጾም...

ጉጅለ ህግደፍ ሞባእ ዝኣራሪ፣ በቲ ሓደሸነኽ ከኣ ብብልዮናት ዶላር ዝግመት ዕደና ወርቂ ብባዕዳውያን ተዘሚቱ የሳግሮ ባሕሪ

ጉጅለ ህግደፍ እዚ እከይ ግብሪ ዘየሕንኾ ነውሪ ህውከት እምበር ነገር ዘየዐሪ ምስኡ ዘይዓበየ ፈሪሃ-ፈጣሪ ዘይፈልጣ ንሰናይ ዝበለጸ ምኽሪ እንኩም ዘይወጾ ሃቡ’ምበሪ ካብ ገዳምትን ኣድባራትን ኣእዳዉ ዘርጊሑ ሞባእ ዝኣራሪ ቤት መቕደስ ዘነውር ዘርክስ እዚ እከይ ግብሪ ውጽዕቲ ሃገርና ምስህዝብኺ ጽሎትኪ ኣስምሪ ናይዚ እከይ ሥርዓተ-ኣልቦ ንኽሓጽር ዕምሪ ኩላቶም ገዳማት ምስ ቤተ-ክህነት ዓበይትን ንኣሽቱን ቅዱሳት ኣድባራት...