ድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ።

ድሕሪ ምስንባት 1ይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ፣ ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ። ኣብ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ስልጣን ድዩ ክሕዝ ወይስ ስልጣኑ ንህዝቢ ከረክብ እዩ? ድሕሪ 1ይ ሚንስተር ኢትዮጵያ “ካብ ስልጣነይ ክወርድ ስለዝደሌኹ ጥርዓነይ ተቐበልሉኒ ኢሉ ንሰልፊ ኢ.ህ.ኣ.ዴ.ግ. ምምልካቱ፣ ኢህ.ኣ.ዴ.ግ. ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ውሱን ስዓት ሕላፍ (ኮፕሪፎኮ) ኣዊጁ።...

Antidepressants Can Cause Brain Damage and Lead to Suicide

ንጭንቀት ዝሓመሙ ወይ ብስነኣእምራዊ ሕማም ዝተጠቕዑ ሰባት ንምድሓን ተባሂሉ ብሓካይም ዝውሃብ መድሃኒት፣ ንኣእምሮ ጎዳኢ ከም ምዃኑ ተረጋጊጹ። ክሳብ ብቋንቃ ትግሪኛ ተርጒምና ነቕርቦ፣ እቶም ቋንቋ እንግሊዝኛ ትርድኡ ግዱሳት ንክተንብቡዎ ግና ነቕርቦ ኣሎና። ምንጪ ሓበሬታ Lasha Darkmoon July 9, 2017 Articles, Other Writers BEING  DRIVEN  CRAZY A controversial new book...

ምሕንጻጽ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣበይ ተሸርበ? ኣብ ቤት ፍርዲ ዴንሃግ ተበይኑ ከብቅዕ፣ ስለምንታይከ ተረሲዑ ተረፈ??

እቲ መሸቀጢ ህግድፍን ወያኔ ኮይኑ ዝተወልዐ ዶባዊ ኲናት ባዱመ፣ ካብ 200000 ንላዕሊ መንእሰያት ኢትዮጵያን ኤርትራን ምስበልዐ፣ “ባዕላ መምጽኢት ደርፊ ባዕላ መጥፊኢት ደርፊ” ከምዝብሃል፣ብድፍኢት መንግስቲ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ፣ ኲናት ባዱመ ድማ ደው በለ። ክውላዕ ከሎ መን ከምዝወልዖ ግና ተፈሊጡ እዩ። እቶም ክልተ ገጽ ሓደ ቅርሺ ዝኾኑ፣ ንህዝቢ ንምድንጋር ግና ከም “ተጻባእቲ”...