ኤውሮጳውያን በቶም ስዉራት ሓይልታት ጽዮናውያን ዘውጽኡሎም፣ ረቂቕ መደብ ዕዮ፣ ብቫቲካን ዝተባረኸሎም “መንፈሳዊ” ሓገዝን፣ መዘና ዘይብሉ ብባርባራዊ ግፍዒ ዕዳጋ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ኣካይዶም። ጸኒሖም ድማ ባርነት ብመጠኑ ምስ ኣብቅዐ፣ ካብ 1884 ዓ.ም.ፈ. ጀሚሮም ንሃገራት ኣፍሪቃ ተሻምዮም ተማስሖመን። ባህርያዊ ጸጋ ኣፍሪቃ እንዳመዝመዙ ድማ፣ ብኮሎንያል ወራር ወሪሮም፣ ንህዝቢ ኣፍሪቃ ከጽንቱዎ ፈቲኖም።  ክሳብ ሎሚ ድማ ኣብ መበል 21 ክፍለዘመን፣ ድሕሪ 200 ዓመታት ማለትዩ ኣመሎም ከይገደፉ፣ ንህዝቢ ኣፍሪቃ ጨሪሶም ከጽንቱዎ ተዋፊሮም ኣለው።

ዘስካሕክሕ ግፍዒታት ኤውሮጳውያን ኮሎንያል ገዛእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣፍሪቃ። ብፍላይ እቲ ሌዎፖልድ ዝብሃል  1865 ዓ.ም.ፈ. ኣብ ስልጣን ዝመጸ ባርባራዊ ኣራዊት ነበረ። እዚ ባርባራዊ ንጉስ በልጁም  እዚ ፣ ኣብ ልእዕሊ ህዝቢ ኮንጎ ዝፈጸሞ ባርባራዊ ግፍዒ መዘና ኣይነበሮን። ብታሪኻዊ ትንተና፣ ብንትእዛዝ ንጉስ ሌዎፖልድ  ኣብ ሃገር ኮንጎ ካብ 12 ሚልዮን ደቂ ኮንጎ ጸኒቶም እዮም።  እቲ ባርባራዊ ንጉስ ሌዎፖልድ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኮንጎ ባርባራዊ ግፍዒ እንዳፈጸመ ከሎ፣ ካልኦት ኤውሮጳውያን ገዛእቲ ግና፣ ዓይኖም ዓሚቶም እዮም ግፍዒታት ክፍጽም ገዲፎሞ። ሃገር በልጁም እታ ዝንኣሰትን ዝደኸየትን ኤውሮጳዊት ሃገር እያ። ኣብቲ እዋንቲ ግና ኣፍሪቃውያን ዘይነበሮም ጠመንጃን መዳፍዕን ዝስለዝወነነት፣ ብዘይንሕስያ ነቲ ሓያልን ወደባትን ህዝቢ ኮንጎ ወሪራ ባርባራዊ ግፍዒ ፈጺማትሉ። ስለዚ እቲ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ዝፍጸም ዝነበረ ዘስካሕክሕ ህልቀት ደቀባት ኣፍሪቃ፣ ኩሎም ኤውሮጳውያን ብመደብ ዝተሰማምዕሉ ወፍሪ እዩ ነይሩ። ሃገራት ኤውሮጳ ብደም ደቂ ኣፍሪቃ እየን ማዕቢለን። ክሳብ ሎሚ ድማ ንህዝበን ካብ ኣፍሪቃን ሃገራት ኣዕራብን ባህርያዊ ጸጋ ዘሚተን እየን ንህዝበን ዘናብራ ዘለው። እዚ ጥራይ ከይኣክል ድማ፣  እታ ንረድ ኢንያናን ንህዝቢ ሜክሲኮን ኣጽኒታ፣  ነቲ ሃገር  ሬድ ኢንድያናን ሜክሲኮን ወኒና፣ ኣሜሪካ ኢላ ዝሰመየቶ ሃገር ብዕዳጋ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን እያ ማዕቢላ። ክሳብ ሎሚ ድማ ማእለያ ዘይብሉ ባህርያዊ ጸጋ ህዝቢ ኣፍሪቃ እንዳ ዘመተት ንህዝባ ተናብር ኣላ። እቶም ልዕሊ ኩሎም ኮሎንያል ገዛእቲ ኤውሮጳውያን፣ ኣሜሪካውያንን ድማ፣ እቶም ስዉራት ሓይልታት ጽዮናውያን እዮም። ቫቲካን እንተኾነት እውን ነቲ ኩሉ ብኮሎንያሊስት ኤውሮጳውያን ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ዝፍጸም ዝነበረ ብመደብ እያ ትድግፎ ነይራ። ሎሚ እንተኾይኑ ድማ ኤውሮጵውያንን፣ ኣሜሪካውያን፣ ብፍላይ ይሁዳውያንን፣ ቫቲካንን፣ እቲ ብሕቡራት መንግስታት ዓለም ዝፍለጥ ውድብን፣ ንህዝቢ ኣፍሪቃ ብውግእን ብጥሜትን ብቀዛፊ ሕማማትን፣ ብስሚ ዝኾነ ክታበትን ንኸጽንቱዎ ለይትን መዕልትን ገልዳሕ ይብሉ ኣለው። ንመረዳእታ እተን ድሕሪ 30 ዓመታት ነጻነት ረኺበን ዝብሃላ ከም ኤርትራ ፣ ዝኣመሰላ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብገረብ ብሓኽላ ገረን ዝፍጽምኦ ዘለዋ ዘገምታዊ ህልቀት ወለዶ ህዝቢ፣ ብግህዶ  ንርእዮን ንዕዘቦን ኣሎና።ብ ረቂቕ ስነኣእምራዊ ወፍሪ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒትካ፣ ጽባሕ ብጊሓት፣ ከምታ ሃገር እስራኤል እትብሃል፣ ግንከኣ ንፓለስቲንያ ኣጽኒታ መሬት ደቂ ፓለስቲንያ ውገቢታ ወሪሳ ዘላ፣ ክገብሩ እዩ እቲ ሕልሞም።

እስከ ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ቪድዮ ንከታተላ።