ጸብጻብ ክኢላታት ተመራመርቲ ጥዕና ከምዝሓበሩዎ፣ ክታበት ኮሮና ጉድኣቱ ይበዝሕ ካብ ጥቕሙ።Vax Mandate Has Discredited Canadian Justice System

ክታበት ኮሮናን ስዕቤንቱን ጸብጻብ ክኢላታት ተመራመርቲ ጥዕና ከምዝሓበሩዎ ፣ እቶም  ብመኽንያት ሕማም ኮሮና ከይትሓሙ ተኸተቡ ተብሂሎም ዝተኽትቡ ሰባት፣ ንመረዳእታ፣- 4 ግዜ ዝተኸትቡ ሰባት ብቐሊሉ ብሕማም ክጥቅዑ ከምዝኽእሉ የረጋግጹ። እቶም 3 ግዜ ዝተኸትቡ ከኣ ድጋጊሞም ኣብ ሆስፒታል ክንክንክን ጥዕና ከምዝግበረሎምን፣ እቶም 3 ግዜ ዝተኸትቡ ድማ ብቐሊሉ ክሞቱ ከምዝኽእሉ ይሕብሩ። መወከሲ ምንጪ ሃበሬታ The...

ከመይ ኢሉዩ “ዓበቕ ህበይ ኣብ መላእ ዓለም ከም በርቂ ኮይኑ ይመሓላለፍ ኣሎ” ዝብሃል ዘሎ።

ኣብዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ብፍላይ ኣብዚ እዋንዚ እንታይ ይካየድ ክምዘሎስ ንከትተሎዶ ኣሎና? እምነት ጽቡቕ እዩ፣ ምቑጽጻር ግና ዝበለጽ እዩ። እዞም መሃንድሳት ሓዲሽ ዓለማዊ ስርዓት [ቢዮቴሮሪስት]፣ ሕጂ ከኣ ከይሓነኹ፣ ዓርኪ ኮሮና፣ “ዓበቕ ህበይ”ዝብሃል ተላባዒ ሕማም መጺ ይብሉና ኣለው። እው ንኮሮና ክምህዙ ዘይሓፈሩዶ “ዓበቕ ኣህባይ” ዝብሃል ለበዳ ሕማም ምምሃዝ...