ዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ “ወዱ-ጣባ”: ምስ ሓቂ እናተለተመ ክጋሃጽ ከሎ

ራብዒይ ክፋል፡-

ክቡራት ኣንበብቲ ዕዙዝ ሰለምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡

እቲ ሓቀኛ ስሙን ማእለያ ዘይብለ ታሪኻዊ ገበናቱን ሓቢኡ ንነብሱ ብሙሴ ዮውሃስ ወዲ-ጣባ ከሊሉ ዜጸንሐ፡ ንገሇ መተዒብይቱ ብድሕሪ ምሕታት፡ ኣማኒኤል ገ/ብርሃን /ቴኖ/ ዜበሃል ምዃኑ ከረጋግጽ ይፈቱ። ኣብ ኣ/ኣበባ፡ ኣባልነት ሰዯግኤ ክወስድ ድሕሪ ምሕታቱ፡ ብምኽንያት እቲ ኣብ ቀዲማይ ክፋል ጽሑፈይ ዜተገሇጸ ማሇት፡-

1. ዕሱብ ፋሽስታዊ ስርዒት ደርጊ ኮይኑ ዝልዓለ  ካድር ኢስፓ ብምንባሩ። 2. ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ክዓስቦ ከም ዝኽእል ኣብ ግምት ብምእታው፣ ። 3. ኣብ ሕቶ ብሄርን መፍትሒኡንንጹር ፖሎቲካዊ ፍልልይ ብምፍጣሩ።

ሕቶ ኣባልነቱ ኣብ ሰደግኤ ተቐባልነት ምስ ሰኣነ፡ ኣብ ተሓኤ ሰ/ባይቶ ተጸንቢሩ፡ ኣብ ፈነወ-ሬድዮ ተመዱቡ ይሰርሕ ምንባሩ ይፍለጥ። ብዓልቲ ቤቱ ኤልሳ ትበሃል ምዃና ይሕብር። ወ/ሮ ኤልሳ በዒልቲ ቤቱ ምዃና ንምሕባር እንተዘይኮይኑ ምስኣ ዘተኣሳሰር ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ከም ዘይብለይ  የረጋግጽ። ስለዚ ካብ ሕጂ ንድሓር፡ ብዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ ዘይኮነስ፡  ሕቶ ኣባልነቱ ኣብ ሰዯግኤ ተቐባልነት ምስ ሰኣነ፡ ኣብ ተሓኤ ሰ/ባይቶ ተጸንቢሩ፡ ኣብ ፈነወ ሬድዮ ተመዱቡ ይሰርሕ ምንባሩ ይፍሇጥ። ብዒልቲ ቤቱ ኤልሳ ትበሃል ምዃና ይሕብር። ወ/ሮ ኤልሳ በዒልቲ ቤቱ ምዃና ንምሕባር እንተዘይኮይኑ ምስኣ ዜተኣሳሰር ዜኾነ ይኹን ጉዲይ ከም ዘይብለይ የረጋግጽ። ስሇዙ ካብ ሕጂ ንዯሓር፡ ብዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ ዘይኮነስ፡ በቲ ሓቀኛ ስሙ፡ ዕሱብ ኣማንኤል ገ/ብርሃን /ቴኖ/ ብምባል ክጽውዖን ክገልጾን ምዃነይ ይሕብር።  በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ነቶም ሓቀኛ ስሙን ኣተዒባብይኡን ዕዋላዊ ባህርያቱን ብንጽህና ዝሓበሩኒ መተዒብይቱ ድማ ብልቢ ልኡል ምስጋናይ የቕርብ። ብምባል ክጽውዖን ክገልጾን ምዃነይ ይሕብር። በዙ ኣጋጣሚ’ዙ ነቶም ሓቀኛ ስሙን ኣተኣባብይኡን ዕዋላዊ ባህርያቱን ብንጽህና ዝሓበሩኒ መተዓብይቱ ድማ ብልቢ ልኡል ምስጋናይ የቕርብ።

ክቡራት ኣንበብቲ፡ -ኣብ ዜመጽእ ክፋላት ሙለእ ሓበሬታ ዕሱብ ኣማንኤል ገ/ብርሃን(ቴኖ)

ሙሴ ዮሃንስወ/ጣባ ማለት መበቆለ፡ ኣተዒባብይኡን ታሪኻዊ ገበናቱን ብዜምልከት ንጹር ሓበሬታ ከቕርበልኩም  ትጽቢት ከም ትገብሩ ኣይጠራጠርን እየ። ብወገነይ’ውን ኣብ ጉዕዞ ምህላወይ ይሕብር።

ክሳብ ብሓምሻይ ክፋል ንራኸብ ሰሊም ቅነ

ነፀረኣብ ኣስመሊሽ

01 ታሕሳስ 2017

ቀጺልኩም ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ