For Those Who Value Deqebat.com: We Need Your Help!

ንምርምር ዝኣክል
ኣብዛ እንነብረላ ዘሎና ዓለም፣ ሓደ ኣቦ (ኣምላኽ) ወልድን መንፈስ ቅዱስን ጥራይ ኣንተድኣ ኣሎ ኾይኑስ፣ እዞም ኩሎም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው በብዓይነቶም ሃይማኖታት ስለምንታይ ኣድለዩ? ካብዞም ብዙሓት ሃይማኖታት እዚኦምከ እቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ዝብሃል ኣየናይ እዩ? ወይስ ኩሎም እዮም ቅንዓት? ሓደ ኣምላኽ እንተድኣ ሃልዩኽ ምስ ኣምላኽ ዘራኽብ መንገዲ ሓደ ድዩ ወይስ ብዙሓት መንገድታት እዮም? ኣብ ኣምላኽ እትመርሕ መንገዲ ሓንቲ እንተድኣ ኮይናኸ ስለምንታይ እዞም ኩሎም ዓይነት ሃይማኖታት ተማሂዞም? እስከ ንመራመረሉ።

  • Atheism ኣተይዝም ኣብ ኣምላኽ ዘይኣምኑ

    Black Muslim  ጸለምቲ ኣመንቲ ምስልምና (ኣሜሪካ)

  • Buddhism  (ቡድሃ)

  • Christian Science  ክርስትና ሳይንስ

  • Church of Christ ቤተ-ክርስትያን ክስቶስ

  • Episcopalian Church ጴንጠቆስጤ

  • Freemasonry ብልሓታውያን ፡ ጠበብቲ

  • Hinduism  ህንድዩዝም ፡ ህንዳዊ ሃይማኖት

  • Humanism  ሰብኣዊነት

  • illuminati (Skull and Bones, Bohemian Grove, etc) ኢሉሚናቲ ርእስን ዓጽምን ዝምልክቱ ሰይጣናዊ ሃይማኖት፣ ባሆምያን ወዘተ ….።

  • Islamic Muslim  ምስልምና

  • Jehovah Witnesses  መሰኻኽር የሔውእ

  • Judaism  ይሁድ

  • Lutherans  ወንጌላውያን

  • Moonies (Unification Church)
    ሕብረት ቤተ-ክርስትያን

  • Mormonism  ሞርሞኒዝም

  • New Age  ሓዲሽ ዘመናዊ ሃይማኖት ሴክት

  • Roman Catholicism ሮማዊት ካቶሊካዊት

  • Scientology  ሳይንቶሎጂ ፡ ኣብ ስነፍልጠት ዝኣምኑ

  • Seventh-Day Adventists ኣድቨንቲስት 7ይ መዓልቲ

  • Witchcraft/Satanism  ጥንቆላን ሰይጣናዊ እምነትን