ምእዙዝ ሰላዪ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ

ንኢሰያስ ኣብ ዲያብሎስ ዝቐየሩዎ መሃንድሳት ጽዮናውያን እዮም። ኢሰያስ ድኣ ወሪዱዎ ኣብዛይ ሓሰቦ ደልሃመት ከምዝሸኽሉዎ ቀደም እንተዝፈልጥ ነይሩ ሕይወቱ ክሕልፍ ምሓሾ ነይሩ። ኢሰያስ ሎሚ ከይደቀሰ ክሳቐ ዝሓድር ዘሎ ዘደንግጽ ሕሱር ሰብ እዩ። ንላዕለዎት መንፈሳውያን መራሕቲ ሃይማኖት ንኤርትራ ንከይኣትዉ ከልኪሉዎም ኣኢሉ ክያረብ ይስማዕ። እወ ብርግጽ ከምዘይኣትዉ ተኸልኪሎም። መንዩ ግን ከልኪሉዎም። ስዉራት ሓይልታት...