After the Lockdown: A Global Coronavirus Vaccination Program…

The tendency is towards a Worldwide lockdown spearheaded by fear The tendency is towards a Worldwide lockdown spearheaded by fear and media disinformation. Currently, hundreds of millions of people Worldwide are under lockdown.  What is the next step in the evolution...

ቢል ጌይት ምሃንድስ ህልቀት ህዝቢ ዓለም! “ክትባት እምበር ቫይረስ ንህዝቢ ዓለም ኣየጽንቶን እዩ!!! Bill Gates — Vaccine not Virus Will Cull Humanity

March 22, 2020 ካብ መርበብ ሓበሬታ ሄንሪ ማኮቭ ዝተወስደ Source: www.henrymakow.ca ብተገዳስነት ክንበብ ዘለዎ ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ክታበት ተኸተቡ ካብ ክሮናቫይረስ ክትድሕኑ እንተበሉኹም፣ በጃኹም ዕጭሓንፈፍና በሉዎም። ኣይትከተቡ ብኮሮና ከይትልከፉን ከይትሞቱን።  ኣብቲ ክትባት ብውዲት ኮሮና ኣቃሚሞም እዳልዮሞ ኣለውሞ ኣይትተሃመ!!!! ቢል ጌት ካብ ማይክሮሶፍት ኣብ ማይክሮክትባት። ቅድም ህዝቢ ዓለም...

ስለምንታይ ኮሮናቫይረስ ተዘርጊሑ? ጂኦፖለቲካዊን ቊጠባዊን ኲናት Pandemic Masks Communist Power GRAB

እቲ መበል 26 ፕረሲደንት ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ካብ 1901 ክሳብ 1909 ዓ.ም.ፈ. ንሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ ዝመርሕ ዝነበረ ቴዶር ሩስቨልት  Theodore Roosevelt ሓደ እዋንን ኣብ መደሪኡ ከምዚ ክብል ሓቢሩ፣ ” ኲናት ኣንተመጺኡ ብሃንደበት ዘይኮነስ፣ ብመደብ ጥራይ እዩ ዝመጽእ”። ኣብዚ እዋንዚ ኮሮና ቫይረስ ዝብሃል ብሓፈሻ ኣብ መላእ ዓለም፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገር ጣልያንን ጪናን...

ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ከም ኣመሉ ተቓሊሱ ሽግሩ ኣንተዘይፈቲሑ፣ ውድብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሃገራት ዓለም ክፈትሓሉ ኣይጸበ

 ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሎሚ’ውን ንኤርትራ ዝምልከት ግናይ ጸብጻብ ቀሪብሉ ልእኽቲ ሕቡራት ሃገራት ንኩነታት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ወይዘሮ ዳኒየላ ክራቨትዝ ብ26 ለካቲት 2020 ኣብ መበል 43 ርክብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰል ሕቡራት ሃገራት ጸብጻብ ኣቕሪበን። ንሰን ኣብ ዘቕረብኦ ጸብጻብ፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል ዝኾነ ለውጢ ክገብር ፈቓደኛ ከምዘየለ ኣብሪሀን። ንሰን ኣተሓሒዘን ብኣሸሓት ዝቑጸሩ...

ጽሉል መሲልካ ድራሮም ወድኣሎም!

ዕሸል ሰላዪ ተማሃራይ ኢሰያስ ኣቢ ኣሕመድ ዓሊን ዋርድያታቱን። ስነ-ኣእምራዊ ሽበራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓዲ ሃሎን ኣብ ምጽዋዕን ኮብሊሉ እንዳውዓለን እንዳሓደረንሲ ኣብ ኣኢትዮጵያ ከይዱ ከም መራሒ ሃገር ክርአ ከሎስ ኣይገርምንዶ? ሎሚ ቅነ ብባዶ 3 ዝነፍስ ዘሎ ወረ ድማ፣ ሽፍታ ኢሰያስ  መወዳእታ ሳዓቱ ስለዝቀረበት፣ ካብቲ ንብዙሕ ዓመታት ተሓቢኡሉን ሓኪሉሉን ቊሸት ዓዲ ሃሎ ለቂቁ፣ ምእንቲ ብባሕሪ ጌይሩ...