(3ይ ምዕራፍ) ታሪኻዊ ትንተና ውዲትን ተልእኾን ወያኔ ትግራይ ውድብ ወያኔ ትግራይ ብስለላ መርበብ ሃገር እንግሊዝ ዝተሰረተ እዩ። ብመደብ ከኣ ኩሎም ኣባላት ፖሊት ቢሮ ህውሓት እስማቶም ፎርጅድ እዩ። እዚ ድማ ስለላዊን ስነኣምራዊን ሜላ ኣለዎ። ቀንዲ ሕቡእ ዓላማኡን ተልእኾኡን ድማ፣ ነቲ ንኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ መንግስቲ ኣምሓራ ተሓለለሉ፣ ብሓዲሽን ስዉርን ፕሮጀክት ሃጸያውያን፣ ውድብ ወያነ ምስ ኢሰያስ ተላፊኖም...
(2ይ ምዕራፍ) ኤርትራዊ ብሄረ – ትግርኛ ዝተፈልየ መንነት ከምዘለዎ እንዳፈለጡ ፥ ተጋሩ ፡ ንብሄረ – ትግርኛ ስለምታይ ከም ናቶም ብሄር ጌሮም ይቖጽርዎ ? ኤርትራዊ ብሄረ – ትግርኛ ኤርትራዊ ዝብል ሃገራዊ መንነት ከማዕብሉ እንከሎው ፥ ተጋሩ ንገዛእ ርእሶም ሃገራዊ መንነት ንምምስራት ኰነ ንምምዕባል እንታይ ዓገቶም ? ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝርኤ ቅልውላው መንነት መበገሲኡ (ምንጩ) እንታይ እዩ...
1ይ ክፋል ካብ ብሕልሚ ምምባር፣ ታሪኽ ፈሊጥካ ክትዛተ ከሎኻ፣ ኲሉ ግዜ ረታዓይ እምበር ተረታዓይ ኣይትኸውንን ኢኻ ! መእተዊ፥ ኤርትራ ብ1890 ዓ.ም.ፈ. እያ ብመንግስቲ ጣልያን ከም ሃገር ዝቖመት። ቅድሚ መንግስቲ ጣልያን ግና እቲ ህዝቢ በበውራጃኡ ኣስላሙ ክርስትያኑ ብስኒትን ብሓውሲ ፈደራላዊ ምሕደራ እዩ ክመሓደር ጸኒሑ። ንመረዳእታ ምዕራባዊ ቆላ፣ ብመሻይኽን ብደግለላትን፥ ከንቲባታትን ክመሓደር ከሎ፥ እቲ ደቡባዊ...
By Finian Cunningham September 18, 2019 ICH Following the devastating airstrikes on Saudi Arabia’s oil industry, US Vice President Mike Pence flexed his tough-talking muscles, vowing that his country is “ready to defend our interests and allies… make no mistake...
Tuesday, September 24, 2019 by: Ethan Huff Tags: 5g, badhealth, badpollution, cell towers, China, dangerous tech, disease causes, EMF, Glitch, Huawei, public outcry, radiation, revolt, spying, surveillance, switzerland, telecommunications “Without any 5G, without any...
Recent Comments