ብሞት ዘይኮነስ ብሕልፈታት ብኸዩ!

ሃገራ ኣስላም ኣይሲስ ብሓይሊ መንግስቲ ሩስያ ምስተደምሰሰ፣ ካብ ሶርያ ኣበይ ገጹ ክግዕዝ ይሓልም ኣሎ? እቲ ካብ ሰማንያታት ጀሚሩ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብ“ኦዛማ ቢንላደን እንዳተመርሐ“፣ ግብረሽበራ ዘካይድ ዝነበረ ኣልቃሂዳ ዝብሃል “ኣኽራሪ ኣስላማዊ ሓይሊ“፣ ጸኒሑ መልክዑን ስሙን ቀዪሩ፣ ብሓዲሽ ሃገረ ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ዝብሃል ተጸውዖ ስም ተሰምዩ፣ ኣብታ ብህዝቢ ዝተመርጸ ፕረሲደን ኣሳድ እትምራሕ ሶርያ እትብሃል...

ብሞት ዘይኮነስ ብሕልፈታት ብኸዩ! ሃገራ ኣስላም ኣይሲስ ብሓይሊ መንግስቲ ሩስያ ምስተደምሰሰ፣ ካብ ሶርያ ኣበይ ገጹ ክግዕዝ ይሓልም ኣሎ? እቲ ካብ ሰማንያታት ጀሚሩ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብ“ኦዛማ ቢንላደን እንዳተመርሐ“፣ ግብረሽበራ ዘካይድ ዝነበረ ኣልቃሂዳ ዝብሃል “ኣኽራሪ ኣስላማዊ ሓይሊ“፣ ጸኒሑ መልክዑን ስሙን ቀዪሩ፣ ብሓዲሽ ሃገረ ኣስላም (ኣይሲስ ISIS) ዝብሃል ተጸውዖ ስም ተሰምዩ፣ ኣብታ ብህዝቢ ዝተመርጸ ፕረሲደን...

“ይ ኣ ክ ል“! ቅድሚ ምባልና: ክንፈልጦም ዘሎና ኣገደስቲ ነገራት።

ኣብ ስደት ኮኖም ኣይተፈለጥናን ኣናበሉ :መልእኽቲ ኢሰያስ ዘባጻጽሑ ዘለው ዕሱባት ተላኣኣኽቲ: ግንከኣ ኣብ ክንዲ ብባጠራ ናቕፋ: ብዶላር ኣመሪካ እንዳተኸፍሉ: ዓሳኽር ኢሰያስ ኢሰያስ መልእኽቲ ዘባጻጽሑሉ ዘለው: ዕሱባት ተላኣኣኽቲ መን’ዮም? ትፈልጡዎምዶ?? ብፍላይ ኣብ ስደት ዝነብር አርትራዊ፣ ክሳብ ሎሚ ከየለልዮም ዝሎ ሰለልቲ  ሰላዪ ባዕዳውያን ኢሰያስ ኣፈወርቂ። ኢሰያስ ኣፈወርቅ “ፕረሲደንት” ሃገር...