DIABOLICAL PLOT EXPLAINS CURRENT TRENDS

Source: Henrymakow February 12, 2019 A 2002 manifesto “The Secret Covenant” makes plain that most of our “leaders” are traitors and politics a charade. It details how Freemasons will be deceived and exploited, the population sickened,...

አገዳሲ መጸዋዕታ ንኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራዉያን፡

ብህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ዋዕላ ጀነቫ  ዝተዳለወ መጸዋዕታ መእተዊ፣ ጽባሕ እቲ ንናይ ሃገርና ልዑላዉነት ንነጻነትን አሕሊፍና፡ አይንህብን ዝብል ነድርን መርገጽን ናይ ህዝብና ዘቃልሔን፣ ነቲ ከብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝካዬድ ዘሎ ሽርሕታት ዉልቀ-መላኺ ስርዓት ዝመከተን ንሕቡራት ሃገራት ንመላእ ዓለምን መርገጺኡ ዝነጸረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፍዎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ አብ ታሪኻዊ መዓልቲ ሰዉራ ኤርትራ ሓደ መስከረም...

ይቕረታ ንጸዋዒትን ንሕዝቢ ኤርትራ!! ብኣባላት ህግደፍን! በስከረም ኔት ዝቐርብ ዘሎ ዝልሕጽ ውዲታዊ ሓሳብን

እስከ ነዛ ኣብ ታሕቲ ቀሪባ ብኣባላት ህግደፍ ዝቐረበት ርእይቶ ምስቲ መስከረም ኔት ዝፍንዎ ዘሎ ኣንድነታዊ ሓሳብት ነወዳድሮ። ካብ ኣባላት ህግደፍ ኤውሮፓ ንሕና ኣብ ኤውሮፓ ንነብር ኤርትራውያን፡ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዝና ኣባላት ህግደፍ ብምዃን፡ብላዕለዎትሓለፍቲ ዝተዋህበና መምርሒታትን፡ንቁጠባን ንሕብረተሰብን ብፍላይ ንፖለቲካን ዝምልከት መግለጺታትን፡ብዘይ ምምርማርን ሰጋእ ምባልን ኣብ ግብሪ ክንትርጉም ጸኒሕና።...