መራሕቲ ጭፍራ ወያኔን ህግደፍን መንሽሮ ህዝቢ ሓበሽ እዮም፣

መራሕቲ ጭፍራ ወያኔን ህግደፍን፣ መንሽሮ ህዝቢ ሓበሽ እዮም። ጽባሕ ብጊሓት ከኣ ነቲዝተረፈ ህዝቢ ሓበሻ ሕማቕ ታሪኻዊ ክሕደትን ክድዕትን ገዲፎምሉ ክኣርቡ እዮም። እቲ ካብ ኩሉ ዘሕፍር ታሪኽ ከኣ፣ ሃገርን ኩሩዕ ባህልን ጅግንነትን ህዝቢ ሓበሻን፣ ዘይጥቀሙሉ ቢልዮናት ገንዘብን፣ ንሃጸያውያን ኣውሪሶም ክዓርቡ እዮም። እዞም ክናናን ምናናን እዚኦም፣ ካብ ታሪኽ ከድዓት ኣባሓጎታቶምን፣ ካብ ሕሉፍ ተመኩሮ ህዝቢ ኤርትራን...